@diazcr31: Réponse à @Bineta ❤️💕 #creatorsearchinsights dang bakh rk 🪡✂️👏#creatorsearchinsights

Diaz création ✂️✂️✂️ 🇸🇳🇺🇸
Diaz création ✂️✂️✂️ 🇸🇳🇺🇸
Open In TikTok:
Region: SN
Thursday 30 April 2026 13:39:35 GMT
33633
2168
33
73

Music

Download

Comments

mina_barham8_sarr
mina_barham :
corset la wala perlage
2026-05-01 14:02:11
1
bintasene30
Bineta ❤️💕 :
wa li am n'a vitamine dé 🤩💚🫶
2026-05-02 00:17:49
1
nour.fashion06
mobou sow1# :
🥰🥰🥰
2026-05-05 10:24:46
0
izo_couture221
izo_couture221 :
👌👌👌
2026-05-05 09:47:04
0
basslondame
basslondame :
❤️❤️❤️
2026-05-02 15:54:59
0
cheikhcouture80
Cheikh Couture 🪡785535556 :
❤️❤️❤️
2026-05-02 02:13:47
0
bintasene30
Bineta ❤️💕 :
❤️❤️❤️
2026-05-02 00:17:16
0
pendambaye310
pendambaye310 :
🥰🥰🥰
2026-05-01 21:18:09
0
aida.mar1
Aida 😎😍Mar :
🥰🥰🥰
2026-05-01 17:01:56
0
ramista.chou3
ramista chou ♥️ :
♥️♥️♥️
2026-05-01 16:26:06
0
fallou.bou.djiguen4
fallou bou djiguene :
🥰🥰🥰
2026-05-01 15:15:27
0
macou224
Macou seye :
🥰🥰🥰
2026-05-01 07:47:12
0
mouhamet178
ℳℯ𝓉𝓏ℴ🤬✅😎 :
🥰🥰🥰
2026-05-01 00:55:31
0
user8396812913132
mariamafall92 :
❤️❤️❤️
2026-04-30 21:43:58
0
kadiza.diallo909
kadiza Diallo :
🥰🥰🥰
2026-04-30 21:33:28
0
zkha.cration
Zkha création :
🥰🥰🥰
2026-04-30 21:19:05
0
louda.diakhate
Louda Diakhate :
🥰🥰🥰
2026-04-30 20:58:12
0
thioro.fall98
thioro fall :
🥰🥰🥰
2026-04-30 20:56:59
0
user7510706125163
user7510706125163 :
❤️❤️❤️
2026-04-30 19:53:48
0
13kebe
fatoukebe :
🥰🥰🥰
2026-04-30 19:33:14
0
khady.ndongo98
Khady Ndongo :
🥰🥰🥰
2026-04-30 18:43:09
0
user1662147248684
user1662147248684 :
❤️❤️❤️
2026-04-30 16:21:35
0
maguettesy14
maguettesy857 :
🥰🥰🥰
2026-04-30 15:45:57
0
ndeye.wade122
Ndeye wade, :
🥰🥰🥰
2026-04-30 15:23:50
0
chikina040
Madame Dio🌹❤️ :
🥰🥰🥰
2026-04-30 13:42:49
0
To see more videos from user @diazcr31, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣዕርኽቲ መርዓዊ❤🔥 ቀደም ኣብ ዓድና (ዓጋመ) ሓደ ሰብ ክምርዖ ከሎ መተዓብይቲ ፣ ወዲ ሓው'ቦ፣ ወዲ ኣሞ ፣ ወዲ ሓትነ ፣ ወዲ ኣኮ እናተብሃለ ዓሌት እናተቖፀረ ፤ ካብ ርሑቕን ቀረባን ዝእከቡ ክሳብ 30 ዝኾኑ ብዙሓት ኣዕርኽቲ እዮም ዝዓርኩ ነይሮም ። እንተውሒዱ ን2 ሰሙን እንተበዚሑ ድማ ንሓደ ወርሒ ዝኸውን እናተሓፀኑ ድማ ፡ <ገዛ>ወርሒ ሙሉእ እንዳ መርዑ የምስልዋ ። ህዝቢ እቲ ዓዲ እውን ንመርዑ ዝኸውን ምግቢ
ኣዕርኽቲ መርዓዊ❤🔥 ቀደም ኣብ ዓድና (ዓጋመ) ሓደ ሰብ ክምርዖ ከሎ መተዓብይቲ ፣ ወዲ ሓው'ቦ፣ ወዲ ኣሞ ፣ ወዲ ሓትነ ፣ ወዲ ኣኮ እናተብሃለ ዓሌት እናተቖፀረ ፤ ካብ ርሑቕን ቀረባን ዝእከቡ ክሳብ 30 ዝኾኑ ብዙሓት ኣዕርኽቲ እዮም ዝዓርኩ ነይሮም ። እንተውሒዱ ን2 ሰሙን እንተበዚሑ ድማ ንሓደ ወርሒ ዝኸውን እናተሓፀኑ ድማ ፡ <ገዛ>ወርሒ ሙሉእ እንዳ መርዑ የምስልዋ ። ህዝቢ እቲ ዓዲ እውን ንመርዑ ዝኸውን ምግቢ "ከበዳ" ሒዙ ይኸይድ ። ንሳቶም ድማ እቲ ዝመፀ "ከበዳ" ቆፂሮም ብምቕባል ፤ 2 ኣዕርኽቲ ናብ ዝባን ናሕሲ እቲ ህድሞ ይድይቡ'ሞ! ድምፆም ዋዕ ኣቢሎም ! እንዳ እገለ ክንድዚ ከበዳ ኣምፂኦም እናበሉ ይዛረቡን ይዕልሉን ። እቶም ካልኦት ኣዕርኽቲ ድማ ገዛ ገዛ እናዞሩ እንቁላሊሕ 🥚ይእክቡ ፤ ብፍቓዱ ዝህቦም እንተረኺቦም ፅቡቕ ፤ የብልናን እንድሕር ተባሂሎም ግን ንምርግጋፅ ዝኣክል እንዳ ሞጎጎን ፤ ደርሁ እንቁላሊሕ🥚የውድቓሉ እየን ኢሎም ዝገመትዎ ቦታን ኣትዮም እዮም ዝፍትሹ ነይሮም ። ገለገለ ኣዕርኽቲ ደርሁ ምስራቕ እውን ኣይሓድጉን እዮም! 😀ገፅካ ፀለሎ ተላኺኻ ሰብ ምድንጋፅ እውን ስርሖም እዩ ። መቸም ናይ ኣዕርኽቲ ፅቡቕነትን ፅይቅነትን ብዙሕ እንድዩ ፤ እቲ ደስ ዝብለካ ነገር ግን ንሳቶም ብዝገብርዎ ነገር ዝኾነ ዝኹሪ ይኹን ቂም ዝሕዝ ሰብ ዘየለ ምዃኑ እዩ ። ዕርክነት ማለት ልክዕ ከም መዓልቲ ነፃነት እዩ ። 🔥❤ ሎሚ ኮይንኻ ዓድና ክትርእያ ከለኻ ግን ብግልባጡ እዩ ። ካብ 13 ዕድመ ጀሚሩ ኩሉ መንእሰይን ዕሸልን ናብ ስደትን ሞትን ውሒዙ ። ተሞርዒኻ ኣይኮነን ዶ እቲ ብዕድመ ይኹን ካልእ መሓዛኻ ዝኾነ ወዲ ሓውቦ / ወዲ ሓትነ (ቤተሰብ)፣ መተዓብይቲ ክዓርከልካ፤ እቲ ብስጋ ይኹን ብኣተዓባብያ ምሳኻ ዘይራኸብ ድሕሪ ግዜ ዝተላለኻዮ ሰብ እውን ንጋዶ 🥺 ሽላ እዮም የ ሽላ በላኦም የ ሊላይ እዮም የ ሊላይ በላኦም የ 🕺 እዚ ደርፊ ድማ ፅቡቕ ክዘሉ ከለዉ ዝድረፍ ደርፊ እዩ። እንተዘይክኢሎምዎ ግና "ኣይከማኡን የ ፤ ኣይከማኡን የ ይበሃል ኣሎ ! ኣሯኽ የ ኣሯኽየ ከምኡ ድዩ ኣላዕላ ኣብራኽየ " እናተብሃለ ይድረፍ ። ብዝኾነ ከምዚኦም ብዙሓት ኣዕርኽቲ ክርኢ ከለኹ ደስ እዩ ዝብለኒ ፤ እቲ መርዓዊ እውን ዕድለኛ እዩ።🔥❤ #tigrignamusic #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #tiktok

About