@fluffybellaqueen: Aserehe ha rehe. Fluffy Bella dancing Ketchup Dance. DC: ccto #fyp #cat #fy #cute #trending #viral #asereje #dance

Fluffy Bella
Fluffy Bella
Open In TikTok:
Region: PH
Wednesday 06 May 2026 10:43:33 GMT
99970
7696
61
8462

Music

Download

Comments

jaquita476
🌸Jaquita :
2026-05-06 20:37:22
3
mocuishle17
ALEK :
muy lindo y todo pero así no se baila
2026-05-08 19:15:34
1
user69311496943847
แก้ว ดวงมณี :
2026-05-07 10:50:48
1
nuy598
nuy unuy :
2026-05-06 23:05:13
1
yuyunk_mel
MEL :
omeiii
2026-05-07 02:04:29
1
ovidioromero2
franklinovidioromero :
buen video gracias 😀😀😀
2026-05-07 20:49:14
1
jelica538
yajal :
2026-05-06 11:18:10
1
silvanamacedo4352
silvanamacedo4352 :
fofura
2026-05-06 16:29:07
1
memphisgia
Memphis Gia :
😍 so cute
2026-05-07 04:49:03
1
khmaas5
Ai💫 :
hi bro
2026-05-06 12:43:07
1
biola.anjos
Biola Anjos :
que lindo
2026-05-06 16:57:16
1
maraguadalupeocam7
ave fenix :
2026-05-22 21:38:26
0
kee1698naver.com
🐱톰🖤 :
2026-05-26 05:46:11
0
soe.myat.mon249
တော်၀င်မာနရှင် :
2026-06-06 01:45:51
1
To see more videos from user @fluffybellaqueen, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ተስፋ ማለት እንታይ ማለት እዩ?👇🏾 ሓደ እዋን ሓደ በዓል ሞያ (ገፋፍ ዓሳ) ነበረ እዚ ሰብኣይ እዚ መዓልታዊ ናብ ባሕሪ ይወፍር፣ግን ንሓያሎ መዓልታት ሓንቲ ዓሳ እኳ ኣይሓዘን፣ገዝኡ ክምለስ ከሎ ጎረባብቱ
ተስፋ ማለት እንታይ ማለት እዩ?👇🏾 ሓደ እዋን ሓደ በዓል ሞያ (ገፋፍ ዓሳ) ነበረ እዚ ሰብኣይ እዚ መዓልታዊ ናብ ባሕሪ ይወፍር፣ግን ንሓያሎ መዓልታት ሓንቲ ዓሳ እኳ ኣይሓዘን፣ገዝኡ ክምለስ ከሎ ጎረባብቱ "እዋይ እዚ ሰብኣይ ዕድል ዘይብሉ፣ገና ባዶ ኢዱ ይመጽእ ኣሎ" እናበሉ ይሓምይዎ ነበሩ። ሓደ መዓልቲ፣ሓደ መንእሰይ ቀሪቡ ሓተቶ፦"ኣታ ሓውና መዓልታዊ ትወፍር፣ሓንቲ ዓሳ እኳ ኣይትሕዝን ተስፋ ኣይቆረጽካን ዲኻ?ተስፋ ማለት ንዓኻ እንታይ ማለት እዩ?"ኢሉ ሓተቶ! ​እቲ ሰብኣይ ፍሽኽ ኢሉ ከምዚ በሎ፦ "ኣነስ ተስፋ ማለት፣ምሸት ባዶ ኢደይ ክምለስ ከለኹ፣ጽባሕ ንግሆ መርበበይ ጸጊነ ዝወፍረሉ ሓይሊ እዩ።ዓሳ ሎሚ ኣይተታሕዘን ማለት፣ባሕሪ ዓሳ የብሉን ማለት ኣይኮነን።እታ ናተይ ዓሳ ገና ኣብቲ ባሕሪ ኣላ፣ኣነ ጥራይ እየ ንዓኣ ክረክብ ትዕግስቲ ዘድልየኒ።"ስለዚ እየ ጉዕዞይ ደው ዘየብል ጽባሕ ክዕወት ሎሚ ክቅጽል ኣለኒ። ኢሉ መለሰሉ! እቲ መንእሰይ ብዘረብኡ ተገረመ።ንጽባሕቱ እቲ ሰብኣይ ከም ወትሩ መርበቡ ሒዙ ወፈረ።ድሕሪ ሒደት ሰዓታት፣ካብቲ ኩሉ ግዜ ዝጥሕለሉ ዝነበረ ቦታ ርሕቅ ኢሉ መርበቡ ደርበየ። ምስ ስሓቦ ግን፣እቲ መርበብ ክሳብ ዝበጣጠስ ዝኣክል ዓበይቲ ዓሳታት መሊኡ ወጸ። ተስፋ ማለት ኩሉ ነገር ጽቡቕ ክኸውን ከሎ ጥራይ ምስሓቕ ኣይኮነን።ተስፋ ማለት ኩሉ ጸልሚቱካ ከሎ፣"ጽባሕ ጸሓይ ክትበርቅ እያ" ኢልካ ምእማን እዩ።መርበብካ ጸጊንካ ምጽባይ ጥራይ እዩ ዘድልየካ! ምንጪ✍️ #LazanaofficalTV

About