@giaamaneek0: 🥺

Cute girl ♥️
Cute girl ♥️
Open In TikTok:
Region: PK
Friday 08 May 2026 09:24:31 GMT
1119
51
1
0

Music

Download

Comments

mirfansheikh2
MRizwan sheikh415 :
💯💯💯
2026-05-08 10:17:26
0
To see more videos from user @giaamaneek0, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ብትንፋስካ የ ዝነብር ወግሐ ጸብሐ፣ በእጋርካ የ ዝኸይድ ኣብ ልበይ ነፊሐ። ብዓይንካ የ ዝርኢ ኣሪሒቐ ኣቕሪበ፣ ኣብ ዝባንካ እሕንገጥ ከይዕንቀፍ ከይግመ። ብሓይልካ እብርትዕ ከይወድቕ ደኪመ፣ ህይወትካ ሂብካኒ ክነብር ቀሲነ። እንታይ እሞ ይገበር ሰብ እንደሞ ኮይነ ኣብ ክንዲ ውዕለትካስ ነብሰይ ኣቐዲመ። ደቅካ ስኢኖም (ዘኽቲሞም) ደቀይ ግን ሓቚፈ፣ ማሕላ ይኹነኒ ከይጠልም ደጊመ! ​ውዕለትካ ክከፍል ዕጥቀይ ሸጥ ኣቢለ፣ ቃል ትኹነኒ ኣብዛ 20 ሰነ። ሕድርካ ከተግብር ኣብ መትከለይ ኮይነ፣ ብቃላት ዘይኮነስ ኣብ ተግባር ኣሚነ! ​ጅግና ኤርትራዊ ስዉዕ ሃገሩ ዘድሓነ፣ ን20 ሰነ ንሰማእታት ሃገረይ! እወ! ንሳቶም ብርሃን ዓይኖም ከፊሎም ኢና ብዓይንና ንርኢ ዘለና። ንሳቶም ኣእጋሮም ተሰይፎም ኢና ሎሚ ብናጽነት ነንቀሳቐስ ዘለና። እቲ ልቢ ዝትንክፍ ሓቂ ግን፡ ንሳቶም ንፍቁራት ደቆም ኣዘኽቲሞምን ገዲፎምን፡ ንዓናን ንደቅናን ግን ሕቚፎም ሰላምን ርግኣትን ሂቦምና። ​እዚ ዓቢ ውዕለት እዚ፡ ብቃላት ጥራይ ዝግለጽ ኣይኮነን። ሎሚ ኣብዛ ቅድስቲ መዓልቲ 20 ሰነ፡ ዕጥቅና ሸጥ ኣቢልና፡ ኣብ መትከልና ጸኒዕና፡ ብግብሪ ሕድሮም ክንሕሉ ቃል ንኣቱ! ሰማእታትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብናን ሕሊናናን ህያው እዮም። ​ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና! 🇪🇷✨ ክብሪ ንጀጋኑና! ​#20ሰነ #መዓልቲሰማእታት #ኤርትራ #Eritrea #MartyrsDay

About