@ihope959: .''ተስፋ:ንመጻኢ ብኣወንታዊ ዓይኒ ንኽንርእዮን ንቕድሚት ንኽንስጉምን ሓይሊ ዝህብ ዓንዲ እዩ:: .''ተስፋ ማለት ኣብ መንጎ ጸልማት ኮይንካ: ብርሃን ከም ዘሎ ምፍላት እዩ::' . ''ናይ ጽባሕ ምፍላጥና ደረት:ናይ ሎሚ ጥርጣሬና ጥራይ እዩ::ስለዚ ብጽኑዕ ተስፋ ንቕድሚት ንሰጉም!'' . ''ተስፋ:ካብ ኩሉ ጽቡቅ ነገር እቲ ዝበለጸ እዩ፣ ጽቡቅ ነገር ድማ ከቶ ኣይመዉትን እዩ::'' . ''ጸልማት ንጸልማት ከጥፍኦ ኣይክእልን እዩ: ብርሃን ጥራይ እዩ ዝኽእል::ጽልኢ ንጽልኢ ከጥፍኦ ኣይክእልን እዩ:ፍቅሪ ጥራይ እያ ትኽእል::'' .''ንሓደ ሰብ ተስፋ ምሃብ ማለት:ንመጻኢ ህይወቱ ብርሃን ምልባስ መለት እዩ::'' .''ተስፋ:ብንቕሓት ዝረአ ሕልሚ እዩ::'' .''ገጽካ ወትሩ ናይ ብርሃን ጻሓይ ግበር:ሽዑ ጽላሎትካ ብድሕሬኻ ክተርፍ እዩ::'' .''ደመና ምስ ጸለመ:ዝናብ ከም ዝዘንብ ጥራይ ዘይኮነስ:ድሕሪኡ ጸሓይ ከም ትበርቅ እውን ኣይትረስዕ::'' .''ተስፋ ማለት እዚ ውን ይሓልፍ ምባል እዩ:: .''ስቅለት ሓሊፉ ፋሲካ ይመጽእ:: ንስቅለት ዝበኸየ ኣብ ፋሲካ ይሕጎስ:: .ተስፋ: ድጋፍ ዝኻነና ኣብ ዘይብሉ:ናይ እግዚኣብሄር ምሕረት:ከሀሊነት ተደጊፍካ ምቃም ኢዩ:: .''ተስፋ ማለት፥ እግዚኣብሄር ከም ዘይርሰዓና ምሕሳብ ኢዩ::

Sidona Galey.🫶🌷📱📖
Sidona Galey.🫶🌷📱📖
Open In TikTok:
Region: CH
Friday 08 May 2026 17:17:53 GMT
5622
591
14
32

Music

Download

Comments

selam.selam724
ፀዋር ወዲ ጊዘ :
ኣሜን
2026-06-05 00:54:36
0
eyoru21
እየሩ እየሩ :
እመኑ ብኡ ናይ ብሓቂ አምላኸይ መዕረፍይ🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
2026-05-18 03:24:28
0
fiyori683
Fiyori :
እሜን አሜን
2026-05-08 19:04:17
0
feven.fkedu
feven fkedu :
Amen
2026-05-09 17:46:43
0
user1233722697868
ተስፋ ጽባሕ🦅 :
🙏🙏🙏
2026-05-13 16:42:16
0
nyat.hailemikael
halweyey :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-05-08 19:29:10
0
user4581277278482
tsige :
🙏🙏🙏🙏
2026-06-03 05:59:17
0
d.498125
D &26&26 :
🙏🙏🙏💝
2026-05-30 14:30:50
0
fxum.fqeri.kab.fxu
Fxum fqeri kab Fxum amlake 🙏 :
🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-05 12:46:55
0
safeties.made
Adu :
🙏🙏🙏
2026-06-05 15:08:59
0
To see more videos from user @ihope959, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About