Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@aj_pranks01: 4 in 1 Electric Hair Remover, Rechargeable Hair removal tool #Hairremover #rechargeablehairremovaltool #bodyhairremoval #newproduct2026 #girlshair #removalhairgirls
aj_pranks01
Open In TikTok:
Region: US
Friday 08 May 2026 22:07:06 GMT
598
3
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.98MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
1.98MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @aj_pranks01, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
No puedo evitar ser maravillosa #parati #viral #famosa #microinfluencers #deArishaAinaraMarLeyreyAdri
غریبوں کے وسیم اکرم، شریفی سنگھ کے بازو پر ایسی گیند لگی کہ گیند بھی گراؤنڈ سے باہر اور میچ بھی تین گیندیں پہلے ختم! 🤣🏏 ہائے انڈیا والو، آج تو درد بھی ہو رہا ہوگا اور سیریز برابر ہونے کا غم بھی! 💜🔥 ویسٹ انڈیز نے تو گھر میں گھس کر ایسا جواب دیا کہ مدتوں یاد رہے گا! 😜 #suggestedforyou #t20cricket #INDvsWI
Знаете ли вы что случилось с парнем из бани?
Réponse à @Florent bébé gospel et maman ketshia Minga bilaka na nzambe Epolaka te garde ta foi en Dieu et il agira 🙌#visibilité #tiktok #viral #music @Ketshia Minga
መላእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ከቢድ ሓደጋ!! ህወሓት፡ ኣብ ልዕሊ ፌደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ውግእ ከም ዝኣወጀ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ መዕረፎ ነፈርቲ ከም ዝተቖጻጸረን ኣብ ልዕሊ ወታሃደራዊ መደበራት መጥቃዕቲ ምፍጻሙን ከም ዝገለጸ ማዕከን ዜና ዘ ቴሌግራፍ፡ ሎሚ 27 መስከረም ሓቢሩ። እዚ ምንቅስቓስ’ዚ ነቲ ካብ 2020 ክሳዕ 2022 ዝጸነሐን፡ ኣስታት 600,000 ሰባት ዘጥፈአን ውግእ ሕድሕድ ዳግማይ ከይበራበር ስግኣት ፈጢሩ ኣሎ። ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ኣብ ዶባት ትግራይ ከባብታት ዓፋርን ኣምሓራን ብርቱዕ ውግእ ይካየድ ከም ዘሎ ዝተሓበረ ኮይኑ፣ ኣብ መቐለ ዝርከቡ ነበርቲ ድማ ብሰንኪ እቲ ኩነታት ዓቢ ፍርሒ ይስምዖም ከም ዘሎን፣ ሕጽረት መሰረታዊ ቐረባት፣ ምቁራጽ ኣገልግሎት ኢንተርነት ቴሌፎንን ኣጋጢምዎም ከም ዘሎ ይገልጹ። ህወሓትን ሓይሊ ፋኖ ኣምሓራን ዝርከብዎም ሸውዓተ ዕጡቓት ሓይልታት፡ ንመንግስቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ "ውልቀ-መላኽን ህልቂት ፈጻምን" ብምባል ነቲ ስርዓት ንምእላይ ዝዓለመ "ኪዳን ንህልውና" ዝተሰመየ ምሕዝነት ኣቝሞም ኣለዉ። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ግብጺ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ካልኦት ሃገራትን ዘሎ ምሕዝነት ብምልዋጡ፡ እዚ ግጭት’ዚ ምስቲ ኣብ ሱዳንን ሶማልያን ዘሎ ውግኣት ናብ ዝተሓላለኸ ዞባዊ ውግእ ከእትዎም ከም ዝኽእል ተንተንቲ የጠንቅቑ። ኣብ 2022 ተኹሲ ደው ምባል ዘኽኣለ ውዕል ዋላ 'ኳ እንተተገበረ፡ ቀንዲ ሕቶታት ከይተፈትሑ ብምጽንሖም፡ እቶም ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ኣብ ልዑል ተጻብኦ ዝነበሩ ሓይልታት፡ ንሓባራዊ ዕላማኦም ኢሎም ምሕዝነት ብምምስራት ተወሃሂዶም ይርከቡ። ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ዓውደ ኲናት ኢድ ኤርትራን ግብጽን ከም ዘሎዎ ተደጋጊሙ ይግለጽ እኳ ተሎ ብናጻ ኣካል ኣይተረጋገጸን ብምባል ገለ ገለ ተንተንቲ ፖለቲካ ግን ይነጽግዎ። እታ ኩዑሶ ኣብ ኢድ ኣስመራ'ያ ዘላ፥ ባጫ ደበላ እዚ ከምዚ'ሉ ከሎ ጀነራል ባጫ ደበለ ኣብ ዝገበሮ ዋለ ምሕትት፥ ብዛዕባ ኤርትራ ኣመልኪቱ ከምዚ ክብል ገሊጹ፣ "ጋዜጠኛ ብሌን ማሞ፥ ንጄነራል ባጫ ደበሌ ካብ ዘቕረበትሉ ሕቶታት «ሕጂ ዘሎ ኣንፈት በዚ እንተቐጺሉ፡ ብናትካ ርእይቶ ኤርትራ ከም ሉኣላዊት ሃገር ናይ መጻኢ ህላወኣ ንምዕቃብን፥ ዝበለጸ ሃናጺ ናይ ምትሕብባር ስትራቴጂ ንምዝርጋሕን፥ እንታይ ክትገብር ኣለዋ? መልሲ!! ባጫ ደበለ «ኤርትራ ናይ ዞባዊ ፖሊሲኣ መሰረታዊ ብዝኾነ መንገዲ ብሓዲሽ መልክዕ ከተስተኻኽል (ሪካሊብሬት ክትገብር) የድልያ። ድሌታታ ብተግባራውን ብነባራውን ርእይቶ ብምምዛን፡ ናይቲ ዞባ ነባሪ ሓቅነት ምቕባል፡ ከምኡውን እቲ ዘሎ ምፍጣጥ ብህዱእን ብሰልጡን ናይ ዲፕሎማሲ ኣሰራርሓ መተካእታ ክትገብረሉ ኣለዋ። ሓንቲ ሉኣላዊት ሃገር ብዘየቋርጽ ግጭትን ኩናትን ኣብ ናይ ጎረባብታ ናይ ውሽጢ ጉዳይ ብምእታውን ናይ ነዊሕ እዋን ረብሓኣ ክተኽብር ኣይትእክልን። ኤርትራ ንህዝባ ዘርብሕን ዝጠቕምን ፈሊያ ክትፈልጥ ኣለዋ፤ ነቲ ረብሓ’ውን ክተረጋግጾ ዘለዋ ብናይ ዉክልና ውግእ (proxy war) ወይ ድማ ብግልጺ ገጽ ንገጽ ብዝገበር ምፍጣጥ ዘይኮነስ ብዲፕሎማስን፡ ብዘተን ብሓባር ምክብባርን ኣብ ዝተመስረተ ኣሰራርሓ እዩ ክኸዉን ዘለዎ። «እዚ ድማ ናይ ኤርትራ ናይ መጻኢ ዕድል ብሓደ ግለሰብ ወይ ናይ ሓደ ስርዓት ዕድመ ብምልካዕ ጥራይ ክህነጽ ከምዘይክእል ብግልጺ ኣሚንካ ምቕባል ይሓትት። ሕጂ ዘሎ ኣካይዳ ብዘይ ዝኾነ ለውጢ በዚ እንተቐጺሉ ግን፡ ናይ ኤርትራ ፖለቲካዊ ናይ መጻኢ ዕድል ኣብ መወዳእታ ዝውሰን ናይቲ ዞባ ጉዳይ ብዝበለጸ ናይ ዲፕሎማሲ፡ ናይ ብሔራዊ ረብሓን ናይ ዴሞክራሲያዊ ምሕደራን ግንዛቤ ክመርሑ ብዝክእሉ ሓደስቲ ሓይልታትን ናይ ፖለቲካ ማሕበረሰብን እዩ። «ስለዚ እቲ ምርጫ ኣብ ኢድ ኣስመራ እዩ ዘሎ። ምስ ኢትዮጵያ ይኹን ምስ ካልኦት ጎረባብታ ብሓባራዊ ረብሓን ንሉኡላዉነት ሃገርን ብዘሎ ሓቀኛ ኣክብሮትን ኣብ ዝተመስረተ ናይ ስራሕ ዝምድና ክትፈጥር ትእክል'ያ፤ እንተዘይኮይኑ ድማ ናይ ፖለቲካ ለውጢ ጸቕጥታት ናብቲ ዘይተርፍ ሓደጋ ውሽጢ ኣብ ዘእትዋ ኣዕናዊ ጎደና ምጓዓዛ ክትቅጽል እያ። ስለዚ እታ ኩዑሶ ሕጂ ኣብ ናይ ኣስመራ ሜዳ እያ ዘላ፣ ስርዓት ህግደስ ሃዋጽን ዘራግን ናይ ዞባና ሙኻኑ ኣስሚርሉ።
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy