@llea.lb:

lea
lea
Open In TikTok:
Region: DE
Wednesday 13 May 2026 12:38:39 GMT
2614
296
5
8

Music

Download

Comments

66.mxrc
Marc :
baddie gesichtet
2026-05-13 12:44:00
0
mauricebvb
Maurice :
2026-05-13 21:53:50
0
schocks.black
христианин_ 🇷🇺🥊 :
2026-05-14 10:14:16
0
lxcie.krch
️ 𝔏𝔲𝔠𝔦𝔢 :
2026-05-13 14:02:04
1
To see more videos from user @llea.lb, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ትዕግስቲ ካብ እዮብ፦ እምነት ድማ ካብ ኣብራሃም ተምሃር! መጽሓፍ ቅዱስ ከምዝሕብሮ፦ እዮብ ሓደ ካብቶም ዝበዝሐ ፈተናታት ዝገጠሞን ዝነበሮ ኩሉ እውን ዝሰኣነን ምንባሩ እቲ ዛንታ ይነግር። እንተዀነ ምስ ኩሉ ዝገጠሞ ፈተናታት፦ ንትዕግስቲ ከም ክዳን ለቢሱ፡ ሓቀኛ ቃል ኪዳን ምስኣ ብምግባር፦
ትዕግስቲ ካብ እዮብ፦ እምነት ድማ ካብ ኣብራሃም ተምሃር! መጽሓፍ ቅዱስ ከምዝሕብሮ፦ እዮብ ሓደ ካብቶም ዝበዝሐ ፈተናታት ዝገጠሞን ዝነበሮ ኩሉ እውን ዝሰኣነን ምንባሩ እቲ ዛንታ ይነግር። እንተዀነ ምስ ኩሉ ዝገጠሞ ፈተናታት፦ ንትዕግስቲ ከም ክዳን ለቢሱ፡ ሓቀኛ ቃል ኪዳን ምስኣ ብምግባር፦ "ጥርሐይ ተወሊደ ጥርሐይ ድማ ይኸይድ" ብምባል ናይ ትዕግስቲ ጥርዚ ብምርኣይ እተዓገሰ ኣቦ እዩ። ኣብራሃም እውን ከምኡ ዓመታቱ ዝሓለፎ ሽማግለ እኳ ኰይኑ እንተነበረ፦ ነቲ ዝጸውዖ ንምእማን ግና ብፍጹም ኣይሰልከየን፤ እቲ ብዛዕባኡ እተጻሕፈ ዛንታ ድማ ነዚ የነጽር። ትዕግስትን እምነትን ቁልፊ ናይ ህይወት እየን! እምነት ሃሊካ ትዕግስቲ እንተዘይብልካ፦ ነቲ እተኣመንካዮ ናይ ምርካብ ዕድልካ ክጸብብ ናይ ግድን እዩ። እምነት፦ ምንም እኳ እትርእዮ እንተዘይሃለወ፡ ካብቲ ምንም ነገር ምንም ክፍጠር ከምዝኽእል ብምእማን እዩ እምነት ዝዀውን! ትዕግስቲ ድማ፦ ምረትን ንውሓት ናይቲ ምረትን እኳ እንተነውሐ፡ ካብ ትዕግስቲ ንላዕሊ መፍትሒ ከምዘየለ ብምርዳእ እትወስዶ መርገጺ እዩ። ስለዚ ነቲ ትደልዮ ክትበጽሖ፦ እምነትካ ኣዕቢ፡ ትዕግስትኻ ድማ ኣብዝሕ! @ ዘፍጥረት

About