@ngoc.matcha.review: Dưỡng cho tay với chân nè ạ #ngocmatcha #ngocmatchareview

Ngọc Matcha ☘️
Ngọc Matcha ☘️
Open In TikTok:
Region: VN
Thursday 14 May 2026 03:10:54 GMT
24248
52
1
10

Music

Download

Comments

mainhoday22
LinDa 💭 :
Nhãn hàng bảo tháng đắp 1 lần . Marketing thì bảo tuần đắp 2-3 lần nen tin ai bâyh ạ ?
2026-07-19 08:38:58
0
To see more videos from user @ngoc.matcha.review, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

1) ሕዝቅኤል - እግዚኣብሔር የበርትዕ፡  2) ሕዝቅያስ - እግዚኣብሔር ሓይለይ ኢዩ ፡ 3) ሆሴእ - እግዚኣብሔር የድሕን  4) ሆሳእና - ኣድሕን ኰታ፡ ሕጂ ኣድሕነና ፡  5) ሕልቅያ - እግዚኣብሔር ግደይ ኢዩ ፡  6) መልከጼዴቅ - ንጉሥ ጽድቂ ፡  7) ሙሴ - ኣብ ማይ ዝተረኽበ ፡  8) ሚልክያስ - ልኡኸይ ፡ 9) ሚካኤል - መን ከም እግዚኣብሔር ፡  10) ሚክያስ - ንእግዚኣብሔር ዝመስል መን ኢዩ ፡ 11) ራሄል - ኣንስተይቲ በጊዕ፡ ማለት ኢዩ። 12) ሩሓማ - ምሕረት ፡ ማለት ኢዩ። 13) ሳሙኤል -  ስም ኣምላክ ፡ ማለት ኢዩ። 14) ሳራ - ልዕልቲ ፡ ማለት ኢዩ። 15) ሳኦል - ካብ እግዚኣብሔር እተለመነ ፡ 16) ቢታንያ - ቤት በለስ ፡ ማለት ኢዩ። 17) ቤተልሔም - ቤት ሕብስቲ  18) ቤትኤል - ቤት እግዚኣብሔር ፡ 19) ብንያም - ወዲ የማነይቲ ኢደይ ፡ ማለት ኢዩ። 20) ቴዎፍሎስ - ፈታዊ እግዚኣብሔር ፡ 21) ናሆም - ምጽንናዕ ፡ ማለት ኢዩ። 22) ናታን - ህያብ ፡ ማለት ኢዩ። 23) ናትናኤል - ህያብ እግዚኣብሔር ፡ ማለት ኢዩ። 24) ኖኣሚ/ናእሚ - ደስታይ ፡ ማለት ኢዩ። 25) ንፍታሌም - ተጋዳላይ ፡ ማለት ኢዩ። 26) ኢሳይያስ - እግዚኣብሔር ምድሓን ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ። 27) ኣልኣዛር - እግዚኣብሔር ይረድእ ፡ ማለት ኢዩ። 28) ኣማኑኤል - እግዚኣብሔር ምሳና ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ። 29) ኣሴር - ሕጉስ ፡ ማለት ኢዩ። 30) ኣስቴር - ኮኾብ ፡ ማለት ኢዩ። 31) ኣቤሰሎም - ኣቦይ ሰላም ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ። 32) ኣብራም - ዓቢይ ኣቦ ፡ ማለት ኢዩ። 33) ኣብርሃም - ኣቦ ብዙሓት ፡ ማለት ኢዩ። 34) ኣከኣብ - ናይ ሓወቦ ፡ ማለት ኢዩ። 35) ኤልሳእ - እግዚኣብሔር የድሕን ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ። 36) ኤልያስ - እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ። 37) ኤልያቄም - እግዚኣብሔር ይተክል፡ ይቕውም ፡ ማለት ኢዩ። 38) ኤርምያስ - እግዚኣብሔር ክብ የብል ፡ ማለት ኢዩ። 39) ኤሽኮል - ዘለላ ወይኒ ፡ ማለት ኢዩ። 40) ኤደን - ሓጐስ ፡ ማለት ኢዩ። 41) እስማኤል- እግዚኣብሔር ይሰምዕ ፡ ማለት ኢዩ። 42) ኬብሮን - ሕብረት ፡ ማለት ኢዩ። 43) ዘሩባቤል - ዘርኢ ባቢሎን ፡ ማለት ኢዩ። 44) ዘካርያስ - እግዚኣብሔር ይዝክር ፡ ማለት ኢዩ። 45) የዲድያ - እግዚኣብሔር ፈተዎ/ዝተፈትወ ፡ ማለት ኢዩ። 46) ያዕቆብ - ኲርዂረ ሓዘ ፡ ማለት ኢዩ። 47) ይሳኮር - ዓስበይ ደመወዘይ ፡ ማለት ኢዩ። 48) ዮሓንስ - እግዚኣብሔር ጸጋ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ። 49) ዮሴፍ - እግዚኣብሔር ይውስኽ፡ ማለት ኢዩ። 50) ዮስያስ - እግዚኣብሔር ይድግፍ፡ ማለት ኢዩ። 51) ዮናስ - ርግቢት ፡ ማለት ኢዩ። 52) ዮናታን - እግዚኣብሔር ሃበ፡ ማለት ኢዩ። 53) ዮኣብ - እግዚኣብሔር ሔር ኢዩ፡ ማለት ኢዩ። 54) ዮኤል - እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ። 55) ዮካቤድ - እግዚኣብሔር ክብሪ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ። 56) ዮያዳ - እግዚኣብሔር ይፈልጥ፡ ማለት ኢዩ። 57) ዲና - ፍርዲ/ፈረደ፡ ማለት ኢዩ። 58) ዳን - ዳኛ፡ ማለት ኢዩ። 59) ዳንኤል - እግዚኣብሔር ፈራዲ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ። 60) ዲቦራ/ዴቦራ - ንግስቲ ንህቢ፡ ማለት ኢዩ። 61) ጸዳል - ናይ ብርሃን ነጸብራቕ፡ ማለት ኢዩ። 62) ጼዴቅያስ - ጽድቂ እግዚኣብሔር ፡ ማለት ኢዩ። 63) ጽጌረዳ - ጥዑም ሽታ ዘለዎ ዕምባባታት፡ ማለት ኢዩ። 64) ጽዮን - ጸግዒ/መጸግዒ፡ እምባ፡ ማለት ኢዩ።          65)  ጎዶልያስ : እግዚኣብሔር ዓቢ እዩ      66)  ኤልሳዕ :  እግዚኣብሔር ድሕነትካ እዩ        67)  ሰሎሞን:  ሰላማዊ       68)  ሮብኣም  : ህዝቢ ይብዛሕ       69)  ሮማን ፡ ቀይሕ ዕምበባ       70)  ሮቤል   ፡ እንሆ ወዲ ወሊደ           71)    ሴዴቅያስ ፡ ናይ እግዚኣብሔር ጽድቂ        72)   ሶፋንያስ ፡ እግዚኣብሔር ይስውር(ይሕሉ)       73)   ቅዱስ ፡ ዝተፈልየ        74)   ባሮክ ፡ ብሩኽ        75)   በናያስ ፡ እግዚኣብሔር  ኣጽንዐ   ,   76)   ባርቅ   ፡ መብረቅ        79 )  ናዝራዊ ፡  ዝተቀደሰ (ዝተፈልየ)       80)   ኖህ     ፡  ዕረፍቲ        81)   ኣሜን   ፡ ዝተረጋገጸ ዝተኣምነ  ( ይኹን ፡ብሓቂ ፡                              ሰናይ)                     82)   ኣቤሜለክ ፡ናይ ንጉሥ ኣገልጋሊ        83)    ኣብርሃም ፡ዓቢ ኣቦ        84)    ኣብዩድ ፡  ኣገልጋሊ እግዚኣብሔር        85)    ኣኪያ     ፡ እግዚኣብሔር ሓወይ እዩ        86)    ኣዛሄል    ፡እግዚኣብሔር  ይርኢ እዩ       87)     ኣዜብ   ፡ ኣብ መንጎ ምዕራብን ሰሜን ዘሎ ቦታ       88)     ኣዳም   ፡ካብ መሬት ዝተፈጥረ ፡ ብመልክዕ                                           እግዚኣብሔር ዝተፈጥረ                 89)    ኢየሩሳሌም  ፡ናይ ሰላም ከተማ          90)    ኢይዝራኤል ፡ እግዚኣብሔር ይዘርእ  እዩ          91)    ኢዮሳጥ ፡   እግዚኣብሔር ፈሪዱ           92)    ኢዮራም ፡ እግዚኣብሔር ልዕል ልዕል በለ         93)    ኢዮስያስ ፡ እግዚኣብሔር ደጋፊ እዩ    ,     94)    ኢዮቤልዩ ፡ ነጋሪ (መለኸት )         95 )   ኢዮአስ     ፡ እግዚኣብሔር ሂቡ         96 )   ኢዮአቄም ፡ እግዚኣብሔር ኣቆመ          97)    ኢዮአብ     ፡ እግዚኣብሔር ኣቦ እዩ          98)    ኢዮአታም ፡  እግዚኣብሔር ፍጹም እዩ         99)    ኢዮአካዝ  ፡  እግዚኣብሔር ይሕዝ እዩ        100)   ኤልዔዘር ፡ እግዚኣብሔር  ረድኤት(ረዳኢ) እዩ               101)ኢዩኤል -እግዚኣብሔር ኣምላኽ እዩ <3 102) ኢያሱ - እግዚኣብሔር ኣድሓኒ እዩ 103) ኤልያቄም -እግዚኣብሔር  የትንስእ እዩ  104) ኤሽኮል - ዘለላ  ማለት እዩ  105) ኤዶም -ቀይሕ ማለት እዩ  106) እስራኤል ምስ እግዚኣብሔር ተባኢሱ ዝሰዓረ 107) ኣዶንያስ -ያህዌ  ጎይታ  እዩ  108)  ኣዶኒራም -ጎይታይ ልዕል ዝበለ እዩ  109) ኬብሮም -ሕብረት ማለት እዩ  110) ኬልቅያስ -  እግዚኣብሔር ዕድለይ እዩ  111) ኪርስቲሎቤ  -ዝኸበረ እምኒ (ማዕድን) 112) ዓዛርያስ -እግዚኣብሔር ረዲእዎ ማለት እዩ  113)ዔደን - ደስታ ማለት እዩ  114)ዘካርያስ - እግዚኣብሔር ይዝክር እዩ  115)ዛቢሎን- መንበሪ ማለት እዩ  116) ይዲድያ -ብእግዚኣብሔር ዝተፈትወ  117)ዮሓናን፥እግዚኣብሔር ወሃቢ ጸጋ እዩ  118)ዮኣስ -እግዚኣብሔር ሃበ   119) ዮኣኪን-እግዚኣብሔር የጽንዕ (የቅውም) 120) ዮካብድ -እግዚኣብሔር ክብሪ እዩ  121) ዮዳሄ -እግዚኣብሔር ይፈልጥ  122)ዮፍታሔ- እግዚኣብሔር ይኸፍት  123)ዲቦራ - ንህቢ ማለት እዩ  124) ዲና -    ፈረደ ማለት እዩ  125) መክብብ-  ሰባኺ  መምህር  ማለት እዩ  126) ምናሴ - መረሳስዒ  ማለት እዩ  127) ሳራ -ልእልቲ  ማለት እዩ  128)ሲኖዶስ -ጉባኤ  ማለት እዩ 129) ሳኦል  -ካብ እግዚኣብሔር ዝተለመነ  ማለት እዩ  130) ሴት -መተካእታ ማለት እዩ 131) ስምኦን - እግዚኣብሔር ሰሚዑኒ ማለት እዩ  132) ቃዴስ - ቅዱስ ማለት እዩ 133)  ቄዳር -ሓያል ማለት እዩ

About