@princerock0505: all Fort you by Freen sarocha song #srchafreen #beckysangels #freenbecky

rockprince05🏳️‍🌈
rockprince05🏳️‍🌈
Open In TikTok:
Region: PH
Sunday 17 May 2026 06:51:32 GMT
1891
109
0
14

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @princerock0505, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

​ትብጻሕ ናብታ ናይ መጻኢት ሰበይተይ .!! ​ናይ መወዳእታ ምርጫይ ክትኮኒ ቅድሚ ምሕታተይ ፡ ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜ ፡ ብርሃን መጻኢኺ ዘጸልምት ካልእ ምኽንያት ከም ዘይኮነኪ ክትፈልጢ እደሊ..!! ህይወት ኣብ ቅድሜኺ እኹል ቃልስን ፡ ትዕግስትኺ ዝፈታትን ብድሆታትን ከተጽንሓልኪ ትኽእል ትኸውን ፣ ከምኡ ውን ምርጫታትኪ ብምንፋግ ፡ ብኹሉ እትዓይዮ ዕዮታትን ፡ እትረኽብዮ ርኽበይታትን ንኸይትዓግቢ መታን ፡ እኹል ከም ዘይኮነ ንክስመዓኪ ክትገብር ትኽእል እያ..!!
​ትብጻሕ ናብታ ናይ መጻኢት ሰበይተይ .!! ​ናይ መወዳእታ ምርጫይ ክትኮኒ ቅድሚ ምሕታተይ ፡ ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜ ፡ ብርሃን መጻኢኺ ዘጸልምት ካልእ ምኽንያት ከም ዘይኮነኪ ክትፈልጢ እደሊ..!! ህይወት ኣብ ቅድሜኺ እኹል ቃልስን ፡ ትዕግስትኺ ዝፈታትን ብድሆታትን ከተጽንሓልኪ ትኽእል ትኸውን ፣ ከምኡ ውን ምርጫታትኪ ብምንፋግ ፡ ብኹሉ እትዓይዮ ዕዮታትን ፡ እትረኽብዮ ርኽበይታትን ንኸይትዓግቢ መታን ፡ እኹል ከም ዘይኮነ ንክስመዓኪ ክትገብር ትኽእል እያ..!! " ኣነ ድማ ኣብ ከምዚ ህሞት ፡ ንጾርኪ ዘካብድ ዘይኮነስ ፡ ኣቃሊለን ኣገናዚበን ዝፈትሕ ሰብኪ ክኸውን እየ..!! " ልኡምነት ርህራሂኡ ልኢኹ ፡ ሓሳባት ብምፍጣር ፡ ዘህድእ ሰብኪ ክኸውን እየ..!! " ናይ ወትሩ ህላወይ ንልብኺ ዝሽብር ዘይኮነስ ፡ ህዱእ ክኸውን ዝገብርን ፡ ሰላምኪ ካብ ምዝራግ ዝከላኸልን ሰብኪ ክኸውን እየ ..!! ​ብድኻም ዝተሰነፈ መንፈስ ዝወረሮ ኣካልን ፡ ዘይተዛረብክዮም ቃላት ዝመልአ ልብን ፡ ዘይነባዕክዮም ንብዓት ዝዓቆረ የዒንትን ፡ ሒዝኪ ናብ ገዛ እንተመጺኺ ፡ ዝኾንክዮ ንምፍላጥ ቅድሚ ምሕታተይ ፡ የእዳውኪ ብምሓዝ ትረጋግእሉ ግዜ ክፈጥረልኪ እየ..!! ካባይ ለውሃትን ርህራሄን ንምርካብ ፡ ትኸፍልዮ ዓስቢ ከም ዘይብልኪ ውን ከዘኻኽረኪ እየ ..!! ኣነ ድሮ ናትኪ እየ ፡ ሕሰም ዓለም ንኸይለግበክን ፡ ውሕስነት ዘለዎ ናብራ ንክህልወክን ፡ ዝጋደል ደጋፊኽን ፡ ማንም ሰብ ዘይተዓዘቦ ጓህን እህህታን ተሰኪምኪ ፣ "ጽቡቕ ኣለኹ " ብዝብሉ ቃላት ንኽትሕብኢ ዘይፈቅድ ቃላት ህዋሳትክን ፡ ትስፍው በዓል ቤትክን እየ ..!! ክልተ ብሓባር ጥራይ ዝነበሩ ሰባት ዘይኮነስ ፡ ክልተ ብሓባር ዝበለዩ ኪዳን ክንከውን ስለ ዝደሊ ፡ ፍቕርን እምነትን ዝመልኦ ሓልዮትን ምድግጋፍና ፡ ወትሩ እንነብሮ ቦታና ክኸውን እዩ ...!! ​ ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ህቦብላ ንሓድሕድና ህዱእ መዕቆቢ ክንከውን ስለ ዝደሊ ፡ ጥርጣረታት ቅድሚ ምርድዳእ ፡ ትዕቢት ድማ ቅድሚ ሕድገት ፈጺሞም ዘይብጽሑ መንገድና ክኾኑ እዮም ..!! ፍቕርና ኣብ ፍጹማት መዓልታት ጥራይ ዘይኮነስ ፣ ኣብዘይ ፍጹማት መዓልታት ውን ንሓድሕድና ብምድግጋፍን ብምትሕሓዝ እንከላኸለሉ ውሑስ ቦታና ክኸውን እዩ ..!! ​ሰላምኪ ክኸውን እንተ ኽኢለ ፡ ንስኺ ድማ ናተይ ዕረፍቲ ክትኮኒ እንተኽኢልኪ ፡ ሽዑ ንእግዛብሄር ዝለመናዮ ኩሉ ክህልወና እዩ..!! ​ናይ መጻኢ በዓልቲ ቤተይ ባህጊ ልብኺ ንምምላእ ዘይደኽመልክን ፡ ካብ ክፉእ ዘበለ ዝከላኸለክን ፡ ብእግዛብሔር ዝተዓድለክዮ በረኸትክን ፡ ዘይትጠዓስሉ ምኽንያት ምስጋናኽን ክኾነኪ እየ ..!! Fili-A² #fyp #foryou #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 @Bekuredingle @lidya major @Meri ❤️Hafti Dani M.D❤️✝️ @No One🕸🇨🇭 @La_Joven_🦋 @Princess👸__Betty👑 @𝗬🫀 @ጽንብላሊዕ🦋 @ሚku ጓል ፋጨ 🌸 @𝑨𝒅𝒂𝒎𝑻²🎤🎬🎶 @𝐀,𝐆✰🎙️✰♪ @Haኒ Boይ @꧁༒𝐍𝐀𝐓𝐈 _ 𝐀✞︎𒀯

About