@nurzahra4a: Trade-Off Pahit Rupiah 17.000: Strategi Brutal Menuju Kedaulatan Ekonomi

Aisyahnurzahra
Aisyahnurzahra
Open In TikTok:
Region: ID
Friday 29 May 2026 10:47:24 GMT
9
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @nurzahra4a, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🚨ህጹጽ ሓገዝኩም ኣይፈለየና! ሓቢርና ንኡስ ሓውና ምስ ኣቦኡ ክራኸብ ንሓግዞ። 🤝❤️ ሰላም ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን! ​እዚ ኣብ ስእሊ እትርእይዎ መንእሰይ ዮውሃንስ ኪዳነ ይበሃል። ዕድሚኡ 18 ዓመት ኮይኑ ኣብ ኣመሪካ (ከተማ ሲያትል) ይቕመጥ ኣሎ፣ ብ ሕዳር 2008 ኣብ ኣስመራ ዝተወልደ መንእሰይ ዮውሃንስ ስም ወላዲቱ ወ/ሮ ምሉእ ተስፉ ምስጋና ይበሃል። ወላዲተይ ኣብ 2010 እያ ሒዛትኒ ናብ ስደት ኣምሪሓ።  ዮውሃንስ ካብ ዝውለድ ጀሚሩ ምስ ወላዲ ኣቦኡ ኣይተራኸበን፡ ኣቦኡ ንምርኣይን ንምፍላጥን ዘለዎ ሃረርታ ኣዝዩ ዓቢ እዩ። ስለዚ ዝኾነ ሰብ ብዛዕባ ኣብኡ ሓበሬታ ዘለዎ በዚ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ተወከሱ። 🙏✨    ​📍 መንነትን መለለይ ሓበሬታን ናይ ኣቦኡ (ኣቶ ኪዳነ)፦👇🏽 °  ​ሌላ ምስ ወላዲቱ፦ ኣብ 2006 ኣብ ኣስመራ፡ ጥቓ ፑሽኪን ኣብ ዘላ
🚨ህጹጽ ሓገዝኩም ኣይፈለየና! ሓቢርና ንኡስ ሓውና ምስ ኣቦኡ ክራኸብ ንሓግዞ። 🤝❤️ ሰላም ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን! ​እዚ ኣብ ስእሊ እትርእይዎ መንእሰይ ዮውሃንስ ኪዳነ ይበሃል። ዕድሚኡ 18 ዓመት ኮይኑ ኣብ ኣመሪካ (ከተማ ሲያትል) ይቕመጥ ኣሎ፣ ብ ሕዳር 2008 ኣብ ኣስመራ ዝተወልደ መንእሰይ ዮውሃንስ ስም ወላዲቱ ወ/ሮ ምሉእ ተስፉ ምስጋና ይበሃል። ወላዲተይ ኣብ 2010 እያ ሒዛትኒ ናብ ስደት ኣምሪሓ። ዮውሃንስ ካብ ዝውለድ ጀሚሩ ምስ ወላዲ ኣቦኡ ኣይተራኸበን፡ ኣቦኡ ንምርኣይን ንምፍላጥን ዘለዎ ሃረርታ ኣዝዩ ዓቢ እዩ። ስለዚ ዝኾነ ሰብ ብዛዕባ ኣብኡ ሓበሬታ ዘለዎ በዚ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ተወከሱ። 🙏✨ ​📍 መንነትን መለለይ ሓበሬታን ናይ ኣቦኡ (ኣቶ ኪዳነ)፦👇🏽 ° ​ሌላ ምስ ወላዲቱ፦ ኣብ 2006 ኣብ ኣስመራ፡ ጥቓ ፑሽኪን ኣብ ዘላ "ቤት መግቢ ኣበባ" እዩ ምስ ወላዲቱ (ወ/ሮ ምሉእ ተስፉ ምስጋና) ተላልዩ። ° ​ገጽታኡ (መልክዑ)፦ ማእከላይ ቁመት (ከባቢ 1.70 ሜተር)፡ ጸሊም ሕብሪ ቆርበት፡ ድቕቕ ዝበላ ኣዒንት፡ ለማሽ ጸጉሪ ርእሲ፡ ኣብ ምዕጉርቱ ድማ ሕንጣጥ ወይ በሰላ ነበረቶ። (ኣብ 2006 ዕድሚኡ ካብ 35-40 ዓመት ይኸውን ነይሩ)። ° ​መኪናኡ፦ ጻዕዳ ቶዮታ (Toyota) ማኪና ገዛ ይሕዝ ነይሩ። ° ​ስርሑን ኣድራሸኡን ፦ ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ እንዳ ሓትኖኡ ዝነበረ ፌራሜንታ ባዕሉ የካይድ ነይሩ። እንዳ ሓትኖኡ እውን እንዳ ቡቲክ ነይርዋ። እንዳ ዓባዩ ድማ ኣብ ገዛ ባንዳ ሓበሻ ወይ ኣኽርያ ከም ዝነበረ ይዝከር። ° ​መበቆሉ፦ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዱ ዝዓበየ ኤርትራዊ (ኣምቸ) ኮይኑ፡ ቅድሚ ዶባዊ ኵናት ኢትዮ-ኤርትራ ናብ ኤርትራ ዝመጸ እዩ። ​📣 ዝኸበርኩም ወገናትና፦ብፍላይ ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ፡ ኣኽርያ፡ ወይ ገዛ ባንዳ ሓበሻ እትርከቡ ወነንቲ ፌራሜንታን ነባሮን፡ ካብ 2006 ጀሚሩ ብዛዕባ ዚ ኪዳነ ዝበሃል ሰብ ዝኾነ ትፈልጥዎ ሓበሬታ እንተሃልዩኩም ወይ ትሕብሩና ሰብ እንተለኩም፡ በጃኹም ካብዚ ጽቡቕ ተግባር እዚ ኣይትተረፉ። ​📞 ሓበሬታ ንምሃብ በዞም ዝስዕቡ ቊጽሪ ተወከሱ! 📱 07590443 📱 07178721 📱 116266 በጃኹም እዛ ጽሑፍ እዚኣ ናብ ኩሉ ክትበጽሕ #ሼር ንግበራ። እዚ ሓውና ምስ ኣቡኡ ክራኸብ ናይ ኩላትና ሰናይ ድሌትን ሓገዝን የድልዮ ኣሎ። 🇪🇷❤️ ​🌟 እዚ መልእኽቲ እዚ ናብ ኩሉ ኤርትራዊ ምእንቲ ክበጽሕ ውሉድ ምስ ወላዲ ክራኸብ፣ በጃኹም Share ብምግባር ንሓግዞ፤ ሓደ ሰብ ንምርካብ ናይ ኩላትና ምትሕብባር የድሊ! 🔄 ፈጣሪ ሰላሙን ምሕረቱን ይሃበና ኣሜንንን !! 🙏 #habti_beraki ⭐️⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️

About