@shr1f: #dutch #arthurmorgn #rdr2 #edits #foryoupage

1258
1258
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 02 June 2026 22:08:39 GMT
10626
394
15
130

Music

Download

Comments

f.305.5
█ الـــديـــحـــانـــي🤩✋🏻 █ :
ابدااعع🤩🤩.
2026-06-18 05:07:33
2
spicy0177
العازمي :
مبدع
2026-06-19 11:53:42
1
nn_n6604
N~n :
Dutch
2026-06-20 16:20:41
0
71w053
ارثر المطيري💣 :
مبدع🔥
2026-06-03 01:13:45
2
azozahhsczb
الخميسي :
مبدع الف وربي 👑
2026-06-03 05:02:18
2
.ksa955
M T R :
الفكرة والمقطع 🔥
2026-06-03 08:40:01
1
m7m1d.s7l
محمد البلوشي🇦🇪 :
مبدعع🔥
2026-06-04 15:01:46
1
2.5_p
S60 :
ابداع+ عادي احطه ستوري
2026-06-03 11:18:04
1
mm511925
ميكا العتيبي :
مبدع👌🏻
2026-06-08 20:23:02
1
xx28158
𝐅𝐠☆ :
مبدع🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥
2026-06-03 01:36:43
2
nwf1507
نواف الشهري :
ياخي وش اسوي اقطع عمري قسم بالله اطلق تصميم
2026-06-20 18:09:21
1
To see more videos from user @shr1f, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ወይዘሮ ኣዳነሽ በርሀ፡ ኣብ ታሪኽ ህዝብና ካብ ዘለዋ ረዚን ቦታን ዘርኣያኦ ኣብነታዊ ጽንዓትን ብውሕዱ፦ ° ​👩‍👧‍👦 14 (ዓሰርተ ኣርባዕተ) ቈልዑ ወሊደን ዘዕበያ ኣደ °. ​✊ 9 (ትሽዓተ) ደቀን ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ዘጋደላ ቆራጽ ሓርበኛ። ​🦅 2 (ክልተ) ካብኣቶም ድማ ንናጽነት እዛ ቅድስቲ ሃገር ህይወቶም ዝሃቡ ክቡራት ስዉኣት እዮም።​🕊️       🙏🏾 ሰላማዊ ዕረፍቲ ንወላዲት ሓርበኛታት ጀጋኑ — ወይዘሮ ኣዳነሽ በርሀ! 🇪🇷✨ ​ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ብጽንዓትን መስዋእትን ዓበይቲ ኣዴታት ዝተሃነጸ እዩ። ሎሚ ድማ ነታ ንሃገርና ዓበይቲ መራሕትን ጀጋኑን ዘበርከተት፡ ቃል ኪዳን ኤርትራውነት ብግብሪ ዘመስከረት ክብርቲ ወላዲት ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝዀና ሓርበኛ ወይዘሮ ኣዳነሽ በርሀ ብኽብሪ ንዝክረን። 🕯️❤️ ​​💬 “ኣዴታት ኤርትራ ናይ ጽንዓትን ሓርበኝነትን ዓንደ-ስንቕና እየን። ንሳተን ንናጽነት ዝኸውን ፍረ ህይወተን ከይበቐቓ ዝሃባ፡ ንውሉድ ዘይኰነስ ንሃገር ዘቐደማ ናይ ሓቀኛ ሓበን መርኣያ እየን።”🧎‍♀️👑 ​ብሓቂ እዚ ንኹልና ወለዶታት ወትሩ ክንዝክሮን ክንኮርዓሉን ዝገባእና ናይ ጽንዓትን ሓርበኝነትን ዓብዪ ታሪኽ እዩ! 🇪🇷💎 ​📢  All about Eritrea &  Eritreans Follow ብምግባር፡ ከምዚኦም ዝበሉ ናይ ጀጋኑና ታሪኽ፡ ማሕበራዊ፡ ባህላዊን እዋናውያን ዓንቀጻት ቀጻሊ ክትከታተሉ ንዕድም። 🔔 🔄  ታሪኽ ሓርበኛታት ኣዴታትና ንኹሉ ክበጽሕን ክዝከርን፡ ነዚ ጽሑፍ እዚ Share (ሼር) ብምግባር ንዝክረን። 🔄 ​ብሰላም ዕረፋ ወላዲት ሓርበኛታት ጀጋኑ! ጻማኽን ፈጣሪ ይሃብክን! 🕊️🕯️   Credit All about Eritrea and Eritreans

About