@frmnby.7: lelaki tidak bercerita tapi turun mbarong😋 @BOY REAL. @IMBOi #masboygwsm #firmanmaulana

REPAAA
REPAAA
Open In TikTok:
Region: ID
Sunday 07 June 2026 11:59:56 GMT
2356
373
6
14

Music

Download

Comments

frmnby.7
REPAAA :
salin tautan ah🫰🏻
2026-06-07 12:37:49
1
syaraaaaa16
wdirhmaaaaa🍒 :
njepat nya di detik berapa sih ketinggalan soalnya😭😭😭
2026-06-07 15:03:51
0
siti.aisyah0226
Siti Aisyah :
ini kayak pentas tadi siang deh
2026-06-07 12:05:29
0
nuraeni82057
—ᥕһ᥆'s_nii୨ৎ :
pertama nihh dapet mas boy gakk😋
2026-06-07 12:02:54
0
cindydailyfit
Cindy || outfit🍒 :
greget banget gue pengen joki cindy 😭😭😭😭
2026-06-07 15:44:24
0
To see more videos from user @frmnby.7, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዕድመ ቀዳሞት ኣቦታትን፡ ወለዶ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስን። 1. ኣዳም ንሴት ወለደ፡ 930 ዓመት ገበረ፡ 2. ሴት ንሄኖስ ወለደ፡ 913 ዓመት ገበረ፡ 3. ሄኖስ ንቃይናን ወለደ፡ 905 ዓመት ገበረ፡ 4. ቃይናን ንመላልኤል ወለደ፡ 910 ዓመት ገበረ፡ 5. መላልኤል ንያሬድ ወለደ፡ 895 ዓመት ገበረ፡ 6. ያሬድ ንሄኖክ ወለደ፡ 962 ዓመት ገበረ፡ 7. ሄኖክ ንማቱሳላ ወለደ፡ 365 ዓመት ምስ ገበረ ተሠወረ፡ 8. ማቱሳላ ንላሜክ ወለደ፡ 969 ዓመት ገበረ፡ 9. ላሜክ ንኖኅ ወለደ፡ 777 ዓመት ገበረ፡ 10. ኖኅ ንሴም ወለደ፡ 950 ዓመት ገበረ፡ 11. ሴም ንኣርፋክስድ ወለደ፡ 600 ዓመት ገበረ፡ 12. ኣርፋክስድ ንሸላሕ ወለደ፡ 438 ዓመት ገበረ፡ 13. ሸላሕ ንዔበር ወለደ፡ 433 ዓመት ገበረ፡ 14. ዔበር ንፌሌግ ወለደ፡ 464 ዓመት ገበረ፡ 15. ፌሌግ ንረጉ ወለደ፡ 239 ዓመት ገበረ፡ 16. ረጉ ንሴሩግ ወለደ፡ 239 ዓመት ገበረ፡ 17. ሴሩግ ንናሆር ወለደ፡ 230 ዓመት ገበረ፡ 18. ናሆር ንታራ ወለደ፡ 148 ዓመት ገበረ፡ 19. ታራ ንኣብርሃም ወለደ፡ 205 ዓመት ገበረ፡ 20. ኣብርሃም ንይስሓቅ ወለደ፡ 175 ዓመት ገበረ፡ 21. ይስሓቅ ንያዕቆብ ወለደ፡ 180 ዓመት ገበረ፡ 22. ያዕቆብ ንይሁዳ ወለደ፡ 147 ዓመት ገበረ፡ 23. ይሁዳ ንፋሬስ ወለደ፡ 24. ፋሬስ ንኤስሮም ወለደ፡ 25. ኤስሮም ንኣራም ወለደ፡ 26. ኣራም ንኣሚናዳብ ወለደ፣ 27. ኣሚናዳብ ንነኣሶን ወለደ፡ 28. ነኣሶን ንሰልሞን ወለደ፡ 29. ሰልሞን ንቦኤዝ ወለደ፡ 30. ቦኤዝ ንኢዮቤድ ወለደ፡ 31. ኢዮቤድ ንእሴይ ወለደ፡ 32. እሴይ ንዳዊት ወለደ፡ 33. ዳዊት ንሰሎሞን ወለደ፡ 34. ሰሎሞን ንሮብዓም ወለደ፡ 35. ሮብዓም ንኣብያ ወለደ፡ 36. ኣብያ ንኣሳፍ ወለደ፡ 37. ኣሳፍ ንኢዮሳፍጥ ወለደ፡ 38. ኢዮሳፍጥ ንኢዮራም ወለደ፡ 39. ኢዮራም ንዖዝያ ወለደ፡ 40. ዖዝያ ንኢዮኣታም ወለደ፡ 41. ኢዮኣታም ንኣካዝ ወለደ፡ 42. ኣካዝ ንሕዝቅያስ ወለደ፡ 43. ሕዝቅያስ ንምናሴ ወለደ፡ 44. ምናሴ ንኣሞጽ ወለደ፡ 45. ኣሞጽ ንኢዮስያስ ወለደ፡ 46. ኢዮስያስ ንኢኮንያን ወለደ፡ 47. ኢኮንያን ንሰላትኤል ወለደ፡ 48. ሰላትኤል ንዘሩባቤል ወለደ፡ 49. ዘሩባቤል ንኣብዩድ ወለደ፡ 50. ኣብዩድ ንኤልያቄም ወለደ፡ 51. ኤልያቄም ንኣዛር ወለደ፡ 52. ኣዛር ንሳዶቅ ወለደ፡ 53. ሳዶቅ ንኣኪም ወለደ፡ 54. ኣኪም ንኤልዩድ ወለደ፡ 55. ኤልዩድ ንኣልኣዛር ወለደ፡ 56. ኣልኣዛር ንማታንን #ቅስራን ወለደ፡ 57. ማታን ንያዕቆብ ወለደ፡ 58. ያዕቆብ ንዮሴፍ ወለደ፡ 59. ዮሴፍ ከኣ ሓላዊ ቅ/ማርያም ኢዩ። #ቅስራ ንኢያቄም ወለደ፡ ኢያቄም ከኣ ነዴና ቅ/ድ/ማርያም ወለደ፡ ቅድስት ድንግል ማርያም ከኣ ንጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ወለደት። #ዘፍ.5፡1-32። #ዘፍ.11፡10-32። #ማቴ.1፡1-17። 👉 ዮሴፍን ቅድስት ማርያምን ደቂ ሓወቦታት ኢዮም፡ ብልማድ ዕብራውያን ወለዶ ብወዲ ተባዕታይ ስለ ዝቚጸር፡ ወንጌላዊ ማቴዎስ ብእንዳ ወዲ ከይዱ ንዮሴፍ ቆጸረ። ወስብሃት ለእግዚኣብሄር!!!

About