@ak.dzhm: Моя Камри#камри #911 #fyyyyyyyyyppppppppppp #джамэйка #рек

Тᴀ ᴄᴀʍᴀя джᴀʍ϶йᴋᴀ
Тᴀ ᴄᴀʍᴀя джᴀʍ϶йᴋᴀ
Open In TikTok:
Region: DE
Wednesday 10 June 2026 09:10:36 GMT
6038
471
14
33

Music

Download

Comments

yahshy.yash
дядя Али :
какой язык
2026-06-10 09:53:51
0
a.minixx8
amk. :
на каком языке песня?
2026-06-10 09:21:22
0
taymazov099
-taymazov099 :
2026-06-21 20:19:02
0
To see more videos from user @ak.dzhm, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

➕ቁጥዓ ብዝግባእን ዝይግባእን ነገር ኣብ ልዕሊ ሰብ ምፍራድ:ምዝራብ ምቅጻዕ:ምግሳጽ:ገጭ ገጭ ማለት ከም ዝኾነ:መዝገበ ቃላት ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ይግልጽ::ካብ ፍቅሪ ዝተላዕለ ንዝሐንጽ ነገር ምቁጣዕ:ዝግባእ እኮ እንተ ኾነ: ኣብ ቁጥዓና ጻሓይ ከይዓርብ ተኣዚዝና ኢና::ዘይሀንጽ ቁጥዓ ናይ ስጋ ፍሬ ኢዩ::እዚ ማለት ካኣ ሓደ ሰብ ምውት ዝኣክል እኮ ከተሰእ  እንተ ከኣለ:ቁጠዕ እንተኾነ ግና ብእግዝኣብሄር ኮነ ብሰብ ተቀባልነት ኣይህልዎን::ምክንያቱ ቁጡዓ ንነገር  የለዓዕል:: ከመይ ጥበበኛ ሰሎምን ውን ብዛዕባ  እዚ    ''ልኡም ንቁጥዓ የህድኦ:ተሪር ምላሽ ግና ንኹራ የልዕሎ'' ብምባል ንቁጥዓ ብቁጥዓ  ዘይኮነ:ብልኡም ምላሽ ክንምለስ ከም ዘሎና ይምህረና::(ምሳሌ 15፥1)ቅዱስ አባ መቃርስ ዉን  ''ሓንቲ ሕማቅ ቃል ንሓደ ጥዑይ ሰብ ጨካን ትገብሮ:ሓንቲ ልእልቲ ቃል ካኣ ንሓደ ጨካን ሰብ ጥዑይ ሰብ ትገብሮ   ''ብምባል ቁጥዓ ማዕረ ክንደይ ክፍእን: ንጽልእን:ባእስን ቂምታን:ቅትልተን ዝዕድም ደኣ እምበር :ስላምን ፍቅርን ዘምጽእ ከም ዘይኮን ይምህረና:: ስለዚ ካብ ቁጥዓ እግዚኣብሄር መታን ክንርሕቅን ክቁጥዓ ካባና ኣርሒቅና ርህራሄ ክርስቶስ ንኽንለብስ:ርህሩህ ኣምላኽና እግዚኣብሄር ብቅዱስ ጸጋኡ ይደግፈና::ማሃሪት ኮይና ረኪብናይ  ክንከውን ባዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ::🫶

About