@acne24h: #bikiniline #ance #bikini #darkunderarms #underarmcare #buttacne #acnecorporal #acneenlosgluteos #granos #piellimpia #bodywash #cuidadopersonal #parati #tiktokshop #loveyou #Summer #fyppppppppppppppppppp #foryoupage #foryou #🍑

QUARXERY Acne Expert
QUARXERY Acne Expert
Open In TikTok:
Region: MX
Friday 12 June 2026 13:00:00 GMT
1192
4
0
1

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @acne24h, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"ካብ ዘይትፈልጦ መልኣኽ ትፈልጦ ሰይጣን ይሓይሽ" ክበሃል ሰሚዕካ ትኸውን፤ ንዓይ ግን "ሰይጣን ይሓይሽ እዩ" ዝብል እምነት የብለይን! ተመን ኩሉ ግዜ ተመን እዩ—ቦታ ይቐይር ፡ ሕብሪ'ውን ይቕይር ይኮውን፡ መርዙ ግን ምስኡ እዩ። ስለዚ ምስ ተመን ምምሕዛው ትኽክል ኣይኮነን። ርኢኻ! ናይ ሓሶት መሓዙት ከኣ ልክዕ ከም ተመን እዮም፤ ግዜን ቦታን ኣጽኒዖም እዮም መርዞም ዝኽዕዉልካ። ስለዚ ካብ መርዛም ተመን ምርሓቕ እምበር፡ ተመሳሲልካ ምንባር ኣይኮነን እቲ መፍትሒ። ምስ ተመን ተመሓዚኻ ምንባር ማለት ብገዛእ ፍቓድካ ሞትካ ምቅልጣፍ ማለት እዩ፤ ልክዕ ከምኡ ናይ ሓሶት መሓዙት ምሓዝ ከኣ ብገዛእ ፍቓድካ ህይወትካ ምብልሻው እዩ። ብዙሕ ግዜ ናይ ሓሶት መሓዙት ማስክ ገይሮም ስለዝመጽኡ፡ ኣብ መጻወዲኦም ከእትዉና ዝቐለለ እዩ። ምኽንያቱ ሓለይቲ መሲሎም፡ ብኣኻ ዝግደሱ መሲሎም፡ ምሳኻ ኣብ ጎንኻ ከምዘለዉ ኣምሲሎም ስለዝመጽኡ እምነትካ ክትህቦም ቀሊል እዩ። እንተኾነ ቁሩብ ከተስተብህል እንተጀሚርካ ሕብሮም ንምልላይ ዘሸግር ኣይኮነን። ከምቲ ቅድም ክንብል ዝበልናዮ፡ ናይ ሓሶት መሓዙት ፈተውቲ ነፍሶም ጥራይ ብምዃኖም፡ ብኣኻ ኪኖ ቃላዊ 'መብጽዓ ዝመልቆም ግብሪ ስለዘየለ፡ እዚ ሓደ ካብቲ ብቐሊሉ እትለልየሉ ኣጋጣሚ እዩ። ካልእ ድማ፡ ናይ ሓሶት መሓዙት ፍሽኽትኦም ናይ ውሽጢ ስለዘይኮነ፡ ገለ ጽቡቕ ከጋጥመካ ከሎ ናይ ቅንኢ መንፈስ ስለዝረኣዮም፡ እንተደኣ ካብ ዕዉር እምነት ወጺእካ ኣስተውዒልካሎም ንምልላዮም ዘሸግር ኣይኮነን። ስለዚ ህይወትካ ክጥዒ፡ ጉዕዞኻ ድማ ክሰልጠካ እንተደሊኻ፡ ኣብ ዙርያኻ ዘሎ ርስሓት ምእላይ ግዲ እዩ! ኣስተውዕል! እኽሊ ነቐዝ እንተኣትዩዎ ጥዑይ እኽሊ ክኸውን ኣይክእልን እዩ፤ ልክዕ ከምኡ ናይ ሓሶት መሓዛ ዘለዎ ህይወት ድማ ጥዕና ዝጎደሎ ኮይኑ እዩ ዝኸይድ። ስለዚ መካይድኻ ኣለሊ፡ ወሳኒ ኩን፡ ዝረኣኻዮ ካብ ምዝራብ ድሕር ኣይትበል—ኣብ ሓበራዊ ረብሓ ዘየተኮረ ምሕዝነት ኣይትልገብ!

About