@aspikine05:

Ablaye Faye 05
Ablaye Faye 05
Open In TikTok:
Region: SN
Friday 12 June 2026 23:57:03 GMT
0
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @aspikine05, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ወዲ ተብዓታይ፥ ዝይዳ ዝሕግዛን፥ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎና እንተ ኮይኑ፥እሙን ምሓዛይ'ዩ ክብላ ካብ ገለ ደቒ ኣንስዮ ሰሚዐ'ለኹ። ግን ብሓቒ ኸ ከም'ኡ ድዩ? ➥ ደቒ ኣንስትዮ፥ ብሕውነታዊ ዝምድና ምሓዛ 🤍🤝 ወዲ ክህልወን ይብህጋ'የን። ብኣንጻሩ ወዲ ግን ነታ 💖💘 ዘፍቕራ ጥራዩ'ዩ እምብዛ ዝምእዘዝ። ስለዚ ሓደ ወዲ ንሓንቲ ምሓዛይ ትብሎ፥ ኣብ ዝደልየቶ ዝርከብ፥ ክሕግዛ ዝቓለስን ምስኣ ምዕለሊ💬❤️ መኽንያት ክፈጥር ዝውዕል እንተኾይኑ፥ ዘይገለጸላ❤️ ዘፍቕራ'ዩ። ➥ ናይ ገለ ደቒ ኣንስትዮ ዝገርመኒ፥ ብቓል 👉💖🙂 ጥራይ'ዩ ንፍቕሪ ዝሕተት ዝመስለን። ስለዝኾነ ክኣ ብስም ምሓዛይ፥ ነ'ቶም ብፍቕረን ዝተማረኹ ደቒ ኣዳም ብዘይፍላጥ ግዚኦምን ልቦምን ዘባኽና።  ➥ ስለዚ እዚ ኩሉ ዝኾነልኪ ዘሎ ምሓዛይ ትብልዮ፥ ብስም ምሓዛይ ጅሆ💔⛓️ ሒዝኪ፥ ትብድልዮ ከይትህልዊ ምስትውዓል ከድልኪ'ዩ።  ንስኻ ኸ እንታይ ትብል? ዕምቖት ስምዒት ምሓዛኺ ኸ?  ብሓቒ ምሓዛኺ ድዩ ወይስ ግዜን ዕድልን ዝጽበ ዘፍቕረኪ'ዩ? BB Welday  #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha  #tigraytiktok  #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹  #habesha  #eritreantiktok

About