@rajonali047: #excavatorlover #excavators #share #foryou #trending #foryoupage #excavatoroperator #fulltrending #fyp #fypage #mrbeast #excavatorlovers🥰🥰🥰 .........

💢ᴇxᴄᴀᴠᴀᴛᴏʀ ᴏᴘᴀʀᴇᴛᴏʀ ʀᴀᴊᴏɴ💢
💢ᴇxᴄᴀᴠᴀᴛᴏʀ ᴏᴘᴀʀᴇᴛᴏʀ ʀᴀᴊᴏɴ💢
Open In TikTok:
Region: BD
Monday 15 June 2026 04:01:22 GMT
5130
334
27
13

Music

Download

Comments

mdrone9790
MD Roni talukdar 🇧🇩🇸🇦🫡🫡 :
2026-06-16 14:21:55
0
mdrone9790
MD Roni talukdar 🇧🇩🇸🇦🫡🫡 :
2026-06-16 14:21:27
0
mahim.islam9419
💯💯☠️💀🥇airean🥇☠️💬 :
🌺🌺
2026-06-15 08:30:16
2
md.rakib.ali414
Md rakib Ali :
♥️♥️♥️
2026-06-15 04:38:55
1
md.sumon.tuhin
Md Sumon Tuhin :
😆😆
2026-06-15 04:04:14
1
user6303969532999
মো:বাইজিদ মোলা :
🥰🥰🥰
2026-06-15 09:10:00
1
excavator0909
Excavator Operator👩‍❤️‍👨❌🤑✅ :
🥰🥰🥰
2026-06-18 02:44:33
0
.hamid517
꧁༒🫦🥵রোমান্টিক হুজুর 🫦🫦༒꧂☆ :
😁😁
2026-06-17 17:01:14
0
arafatkhan.8306
Arafat 🥺🥺 :
🥰🥰🥰
2026-06-15 11:33:47
1
ashraful_as02
Ashraful Islam :
❤️🥰
2026-06-17 11:36:05
0
md.bdllh579
Md.Ãbdûllãh :
😂😂😂
2026-06-18 04:24:57
0
thahid.thahid936
বাস লাভার তাওহীদ 🥰🥰 :
❤️❤️❤️
2026-06-17 04:24:44
0
ssohada2
md moman 💔❤️‍🩹🥀🥀 :
❤️❤️❤️
2026-06-15 14:19:26
1
golzar488
꧁☆SK Guljar khan☆꧂ :
💞💞💞
2026-06-15 11:01:55
1
mdnakibhasan101
NA💫KIB :
🥰🥰🥰
2026-06-17 13:16:13
0
kobir1171
@Rone1177 :
🥰🥰🥰
2026-06-17 13:54:38
0
mdshorifulislam4459
🌹🌹কিউট বয় 🌹🌹 :
😂😂😂
2026-06-18 10:19:07
0
md...hannan.chowd1
আজরাইল,🫵🫰 :
❤️❤️❤️
2026-06-18 12:46:46
0
To see more videos from user @rajonali047, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ስደት ግን 😔       ገለ ካብቲ ዘሐዝን ኩነታት መንእሰያትና     ሰላም የሕዋት እዚ ኣብ ስእሊ ንርእዮ ዘለና ሓዉና ኤርትራዊ ኮይኑ ዓብደላ ይብሃል ወዲ ከረን እዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ጀርመን እዩ ዝነብር ከምቲ ባዕሉ ዝገለጾ ኣዝዮ ዘሐዝን ከቢድ ሂወት እዩ ዘሐልፍ ዘሎ። ንኣስታት ን8 9ተ ዓመት ኣብ ደገ ማለት ግዳም ሓደር ኮይኑ ክነብር ጸኒሑ ሕጂ ዉን ግዳም ሓደር ኮይኑ ይነብር ኣሎ። ዝኮነ ይኩን ናይ ኣባላት ስድራቤቱ ኣድራሻ የብልሉን ኣብ ኤዉሮፓ ይኩን ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣባላት ስድራቤቱ ንክረክብ ንሓግዞ ከምኡ ዉን ኣብ ከባቢኡ ዘለኩም ሰባት ዝክኣለኩም መጠን ናብ ገበርቲ ሰናይ ይኩን ናብ ማሕበራት ሓገዝ ንክረክብ ሓግዝዎ። ኣጆካ ዓብደላ ሓወይ ኣምላክ  ዝሓሸ ሂወት ይፍጠረልካ🙏  ብምቅጻል የሕዋት እዚ ሓዉና ገለ ካብ ብዙሓት እዩ እዚ ሸር ተባሂሉ ናብ ማሕበራዊ ሜድያ ስለ  ዝወጸ እምበር ከምኡ ዓይነት ኣነባብራ ዝነብሩ ኣዝዮም ብዙሓት ኣለዉ። እስካ ሕሰብዎ ኣዝዩ ከቢድ እዩ። ቁሪን ንፋስን ኤዉሮፓ ይትረፍ ግዳም ሓደር ኮይንካ ኣብ ገዛ ተዓቊብካ ዉን  ዝክኣል ኣይኮነን። ክንደይ ምድረ-በዳን ባሕርን ጣሕርን ኣብ መንጎ ሞትን ሂወትን ተቀርቂርካ ሂወት ከፊልካ ሰጊርካ። ኣለኩ ኢልካ ምዕሩይ ሂወት እንዳተመነካ ኣብ ኤዎሮባ ኣቲካ ናይ ኩሉ ብድሕሪት ዜሎ ሓላፍነት ተሰኪምካ ዕዳካ ከፊልካ ናብራ ቤትካ ክትቅይር እንዳሓሰብካ ኩሉ ነገር ኣንጻር ድልየታትካ ክከዉን ከሎ እሞ ድማ ኣብ ኤዉሮፓ ኣቲካ ናይ መንበሪ ፍቃድ ወረቀት እንተዘይብልካ ኣዝዩ ከቢድ.! ከቢድ.! እዩ። ሞራልካ ትትንከፍ መንባርካ ትርጉም ትስእነሉ ቋንቋ ስለ ይትፈልጥ መሰልካ ክትሓትት ወይ ጸገምካ ክትገልጽ ኣዚካ ትሽገር።  ዝኮነ ሰብ ኣብ ኤዉሮፓ ኣትዩ ብግቡእ ትምህርቱ ከይምሃር ጸገም ገዝኡ ይኩን ዘለዎ ዕዳ ንምክፋል ስራሕ ብጸሊም ክትሰርሕ እዩ ዝመርጽ። ብኡ መንጽር እንተተረኪብካ ወረቀትካ ይበላሾ ክሳብ ርጀግት ዉን ትብሃል። ሽዕ እዩ በብቁሩብ ሂወትካ እንዳተበላሸወ ዝከይድ ኩነታትካ ዘይፈልጡ ሰባት ኣብ ኤዉሮፓ ጥራይ ስለ ዘለካ ካባካ ብዙሕ እዮም ዝጽበዩ ስለ ዘይጠዓመካ ድሃይ እንተጥፊእካ ክኣ ከመይ ኣለክስ ኢሎም ዉን ኣይሓቱን። ጥዒምዎ እዩ ክገብር ስለ ዘይደለየ እዩ እምበር ኣብ ወጻኢ ሃገር ኣትዩ እንታይ ከፊእዎ ዝብሉካ ሰባት ዉሑዳት ኣይኮኑን ግን ዘለካዮ ንስካ ኢካ ትፈልጦ ብምሒር ጭንቀት ኣብ ፈቆዶ ወልፍታት ተዓቂብካ ነዛ ነብስካ ዉን ምኳንን ትስእን። ቀሊል ኣይኮነን  ስለዚ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ዘለኩም የሕዋት ኣጀኩም ኩሉ ብዓቅሊ እዩ ተስፋ ኣይትቁረጹ በጀመርታ ንነብስኩም ክትኮኑ ኣለኩም። ዝኮነ ሰብ ጸገሙ ክነግረካ እምበር ጸገምካ ክሰምዕ ኣይደልን እዩ። ስለዚ ኩሉ ነገር ድሕሪ ነብስኩም ይኩን።! እንተሊኩምን እንተጥዒምኩምን ኢኩም ብዙሕ ክትገብሩ ትክእሉ። ወላ እንተዘይገበርኩምሎም ህላዉነትኩም ዘገድሶም ስድራቤት ከምዘለዉኩም ዘክሩ።                               ንጥንቃቀ 1) ወረቀትና ክሳብ ንሕዝ ዓቅሊ ክንገብር ኣለና። 2) ቅድሚ ኩሉ ነገር ቋንቋን ሕግታትን ናይቲ ንነብረሉ ሃገር ክንምሃርን ብሕጊ ተማእዚንና ክንከይድ ኣለና።  3) ምስ ሰባት ዘለና ምቅርራብ ጽቡቅ ክከዉን ኣለዎ።   4) ካብ ባእሲ ይኩን ሰቲካ ካብ ምርባሽ ክንጥንቀቅ ኣለና። 5) እቲ ዝዓበየ ነገር ዝኮነ ጸገም ምስዘጋጥመና መፍትሒ እምበር ናብ ወልፍታት ክንኣቱ የብልናን።!

About