@ggumfr: #prepa1 #uanl

ggumfr
ggumfr
Open In TikTok:
Region: MX
Tuesday 16 June 2026 19:18:35 GMT
253
16
0
2

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @ggumfr, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

✍️ ኩሉ ሓላፊ እዩ፣ኩሉ ፀገም ትሕቲ ሞት                እዩ! ✅‎ኣብ ድሕሪ መጋረጃ ሂወት ስደት ዝተኸወሉ ብዙሓት ፀገማት ዘለውዎ ኮይኑ፤ ውሽጡ መሪር ደጊኡ ግን ስም ዲያስፖራነት ዘውህብ፤ብዙሓት እውን ኣብ ስደት ዘለዉ ፈተናታትን ፀገማት ከይፈለጡ ተሰዲቶም ኣብ ከቢድ ስነ ልቦናዊን ኣካላዊን ፀገማት ዝውደቁ ኣለዉ።🥺 ‎✅ ኣብ ስደት ነፃነት ዝባሃል የለን፣ከም ኣቃሓ ትቁፀረሉ ኩነታት እዩ፤ግን ኣብ ውሽጥኻ ብዙሕ ፀገማት ተፃዊርካ ብ #ፌልተር ፎቶ እናተላዓልካ ምስሊ ፅቡቅነትካ ክትላበስ ትሙኩር፤እሞ ውሽጥኻ ግን ብኣማኢቲ ዝቁፀሩ ፀገማት ንምንባርካ ይፈታትኑኻ።😥 ‎✅ብፍላይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ሂወት ስደት ብጣዓሚ ኣብ ዘሰክፍ ኩነታት ዘሎ እንትኾን፤ብዙሕ ደኺምካ፣ለፊዕኻ እውን ብዙሕ ዘይትኽፈለሉ ኩነታት እዩ ተፈጢሩ ።💔 ‎ ✅ መብዛሓትና እኳ ዋላ ብዙሓት ፀገማት እንተሃልውና ንኹሉ ኺኢልና ተመስገንካ ኢልና ንፈጣሪና እናመስገና ንነብር ከምዘለና ይፍለጥ እዩ።❤️🙏 ‎✅ ስለዚ ኣሕዋተይ ኩሉ ሓላፊ እዩ፤ኩሉ ፀገም ትሕቲ ሞት እዩ፤ፅባሕ ክሓልፍ እዩ ኢልና ንፈጣሪና ንለምን🥺🤲 ‎ ✅ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ናይ ስደት ኮይና ንኣምላክ ድሕነቱን ትንሳኤኡን ትንሳኤናን ድሕነት ኩሎም ፀገማት ሂወት ስደትናን ከውርደልና ንለምኖ❤️🤲 ✅‎ሕዚ ዘለናዮ ሂወት ስደትና ፅባሕ ክርህውልና፤ሎሚ ንፈጣሪ ነመስግን!🫶 ✍️#almishow🦋  #habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok  ‎            ‎

About