@diyaqonafewerki: ወዲ ሰብ እግዚአብሔር ብዝሃቦ ንጹህ ኣእምሮ ክሓስብን ሓሲቡ ድማ ድሌቱ ከተግብርን ወትሩ ኣብዛ ናይ መቕጻዕቲ ዝተዋህበት ዓለም ጻዕርታቱ ምስ ኣካየደ እዩ። ምስ ሂወትን ፈተናታታን ድማ እንተስ ከሸንፍ ወይ ውን ክሽነፍ ፊተ ፊት ይጋጠማ፥ ኣብቲ ናይ ቅልስ ጉዕዞ ድማ ሓገዝ ናይ ፈጣሪ ምስ ዘይሓትት ክሽነፍ ይጅመር ድሕሪ ምሽናፍ ድማ ናብ ተስፋ ምቑራጽ ይበጽሕ። ስለዚ ከም ደቂ ተዋሕዶ መጠን መስትያትና መጽሓፍ ቅዱስ ስለ ዝኾነ እግዚአብሔር ኣብ ልቢ ቅዲስ ዳዊት ብምዃን ከምዚ ብምባል መልእኽቲ የሕልፈልና "ኣቲ ኢየሩሳሌም፡ እንተ ረሲዐክስ፡ የማነይቲ ኢደይ ትረስዓኒ።(መዝ. 137፥5-6)።ስለዚ ንዘለና ፈተነታት ዓለም እንስዕሮ ን እግዚአብሔር ብምምሕጻን እዩ ስለዚ ንሕና ውን ከም ኢየሩሳሌም እግዚአብሔር *ኣይረሰዓናን *ኣይገደፈናን *ኣይሓደገናን *የዒንቱ ካባና ኣየግለለን ኩሉ ብተስፋ ብምስናቕ እዩ ዝኸውን እሞ ነዛ ቃል እዚኣ ብምድጋም ካብዚ ብሲኦል ዝምሰል ዓዲ ክንወጽእ ዘኽእለና እዩ.''ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና እዩ እሞ፡ ንሕና ባሮቱ ተንሲእና ክንዓዪ ኢና'(ነህ. 2፥20) ኩሉ ክወግሕ ብጸሎት እዩ እሞ ሓቢርና ንጸሊ ልዑል ኣማላኽና ንእስራኤላውያን ባሕሪ ጨዲዱ ዘሳገረ ሽግርና ኣብቂዑ ኣምሳል ነቢይ ሙሴ ኣተንሲኡ ባሕሪ ከሳግርርና ሰናይ ፍቓዱ ይኹነልና።
ኢየሩሳሌም ከመይ ኣላ
Region: LY
Monday 22 June 2026 22:03:54 GMT
Music
Download
Comments
selam :
ሓላውትኩም ትኩን💘❤👏
2026-06-23 13:10:31
30
ተመስገን ኣምላከይ ሰለ ቲ ኩሉ ነገር ዘገበርካለ :
maryamey wahsi hiwtey 🙏🙏🙏🥰👏
2026-07-07 12:43:50
3
Žãķï Żàĸĭ👌👑🥰 :
:𝐀𝐛𝐞𝐲 𝐬𝐞𝐟𝐞𝐫 𝐞𝐲𝐮 𝐡𝐚𝐰 𝐰𝐞𝐲 𝐡𝐚𝐟𝐭𝐞𝐲🥹🙏🏼𝐩𝐥𝐬 𝐧𝐠𝐫𝐧𝐚
2026-06-24 02:47:08
2
sweet/H :
aseyyyyyyyyy uffff temsgen amlakey 🥰
2026-06-23 02:24:10
8
next life never give up :
ኣበይ ሰፈር እዩ ሓው 🤲🤲
2026-06-23 11:52:47
1
mamayy 👸❤️🙏 :
aseyyyy Elllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllll 🙏🙏🙏
2026-06-23 19:09:09
1
user4029042524617ባባየ 💖M😘ዓለመይ :
[Sticker] 🙏🙏🤲
2026-07-07 19:31:26
1
Raki hafti adu ❤️🩹✝️ :
ሓላዊትኩም ትኩን ዞም ኣሕዋተይ🙏🙏🙏🙏🥰🥰
2026-06-23 16:07:22
4
ኮከበ ንሒሳ 🇪🇷👈🌿 :
Ellllllllllll asyyyy eme Amlak kidane mhiret bal kidana kab klu Shugur thalkum brukat ahwatey🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-06-23 09:39:39
3
mera ⚔️🇱🇾⚔️😢 :
asy🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-23 13:31:18
1
༆ብሕታዊት★𝒉𝒊𝒆ዋን༆ :
Adey mareyam halwtkum tekun🙏🙏🙏
2026-06-23 15:41:35
2
God willing will win :
👏👏👏👐👏👏👏👏👏🙏🙏🙏✟🙏✟🙏🙏✟✟✟⛪⛪⛪⛪⛪❤❤❤❤❤❤❤
2026-06-25 10:34:46
1
one day :
Amen🙏🙏🙏
2026-06-25 03:02:16
1
༺𝐇𝐚𝐟𝐭𝐢♡𝐇𝐮𝐫𝐮𝐫♛𝐇🤴🎧 :
abey sefer eyu hawey wey haftey💗🙏🏼
2026-06-23 04:44:39
3
Wedi🦅meley🐆🐅💪👑🌿🌾 :
abey bota ayu haweyy🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-30 07:30:08
1
Fanus Fani :
Aseyyy Eiiiiiiii Eiiiiiiii Eiiiiiiii 🙏🙏🙏
2026-06-24 15:41:12
1
nati :
amen 🙏🙏🙏🙏
2026-06-24 23:27:09
1
Wubit Asmelash :
Amen 🙏 🙏 🙏
2026-06-25 08:01:07
1
@@shamitey.5714@@ :
Amen amen
2026-06-23 09:29:40
2
ስምረት 2519564149 :
aseyyyy.Ellllllllllllllll
2026-06-23 14:30:25
2
i love you jesus :
ኣበይ ሰፈር እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-06-23 18:54:27
1
የተደበቀ ህመም 🇱🇾 :
እልልልልልልልልል 🙏🙏🙏
2026-06-24 08:44:04
1
𝙨̏𝙖̏𝙧𝙖̏🌸🦋 :
ሓላይትኹም ትኹን እመብርሃን ኣደዋና ዝፈትዋ መዝሙር የዌድስዋ መላእክት ለማርያም🥺🥰🙏
2026-06-23 14:54:54
4
Adey almey :
Amen amen amen amlak yhagzkum amlak aboy mewatseiti fterena 🥹🙏🙏🙏
2026-06-24 23:50:39
1
Fiyor❤ :
Aseyyyy🙏
2026-06-23 09:14:47
1
To see more videos from user @diyaqonafewerki, please go to the Tikwm
homepage.