Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@inazuma50:
LoL.
Open In TikTok:
Region: MM
Monday 29 June 2026 16:19:49 GMT
85
8
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0.59MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0.59MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @inazuma50, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Capybara_making_spaghetti_in_kit…_202606220830 #Capybara
ผ้ากันเปื้อนลายสก็อต มีกระเป๋าซิป #ผ้ากันเปื้อน #ผ้ากันเปื้อนร้านอาหาร #คลิปนี้ต้องฟีด #tiktokshopช้อปกันวันเงินออก #นุ้ยเสื้อผ้าแฟชั่น
#dealsforyoudays
<3
➕ቁጥዓ ብዝግባእን ዝይግባእን ነገር ኣብ ልዕሊ ሰብ ምፍራድ:ምዝራብ ምቅጻዕ:ምግሳጽ:ገጭ ገጭ ማለት ከም ዝኾነ:መዝገበ ቃላት ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ይግልጽ::ካብ ፍቅሪ ዝተላዕለ ንዝሐንጽ ነገር ምቁጣዕ:ዝግባእ እኮ እንተ ኾነ: ኣብ ቁጥዓና ጻሓይ ከይዓርብ ተኣዚዝና ኢና::ዘይሀንጽ ቁጥዓ ናይ ስጋ ፍሬ ኢዩ::እዚ ማለት ካኣ ሓደ ሰብ ምውት ዝኣክል እኮ ከተሰእ እንተ ከኣለ:ቁጠዕ እንተኾነ ግና ብእግዝኣብሄር ኮነ ብሰብ ተቀባልነት ኣይህልዎን::ምክንያቱ ቁጡዓ ንነገር የለዓዕል:: ከመይ ጥበበኛ ሰሎምን ውን ብዛዕባ እዚ ''ልኡም ንቁጥዓ የህድኦ:ተሪር ምላሽ ግና ንኹራ የልዕሎ'' ብምባል ንቁጥዓ ብቁጥዓ ዘይኮነ:ብልኡም ምላሽ ክንምለስ ከም ዘሎና ይምህረና::(ምሳሌ 15፥1)ቅዱስ አባ መቃርስ ዉን ''ሓንቲ ሕማቅ ቃል ንሓደ ጥዑይ ሰብ ጨካን ትገብሮ:ሓንቲ ልእልቲ ቃል ካኣ ንሓደ ጨካን ሰብ ጥዑይ ሰብ ትገብሮ ''ብምባል ቁጥዓ ማዕረ ክንደይ ክፍእን: ንጽልእን:ባእስን ቂምታን:ቅትልተን ዝዕድም ደኣ እምበር :ስላምን ፍቅርን ዘምጽእ ከም ዘይኮን ይምህረና:: ስለዚ ካብ ቁጥዓ እግዚኣብሄር መታን ክንርሕቅን ክቁጥዓ ካባና ኣርሒቅና ርህራሄ ክርስቶስ ንኽንለብስ:ርህሩህ ኣምላኽና እግዚኣብሄር ብቅዱስ ጸጋኡ ይደግፈና::ማሃሪት ኮይና ረኪብናይ ክንከውን ባዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ::🫶
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy