@mj.ik2: ابو حوراء🖤#محمد_باقر_الخاقاني #شيعة_علي_الكرار #علي_بن_ابي_طالب #ستوريات_حسينيه

عباس خالد
عباس خالد
Open In TikTok:
Region: IQ
Saturday 04 July 2026 09:32:46 GMT
702
153
0
5

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @mj.ik2, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ካብ ናይ ሓጎስ ዳስ ናብ ናይ ሓዘን ዳስ!
ካብ ናይ ሓጎስ ዳስ ናብ ናይ ሓዘን ዳስ!" 😭😭😭 ክፉእ ኣይትርከቡ ኣሕዋት፤ እቲ ሕጂ ንሕና ንሓልፎ ዘለና መሪር ሓዘን ኣብ ማንም ወዲ ሰብ ኣይብጻሕ። ብክብሪ መርዓ ገይርና፡ ብደስታ ኣመርዕይናያ ከይጸንሐት፡ ገና ክልተ ወርሒ ከይመልአት፡ እቲ ምስስሊ ኣብዚ ታሕቲ እትርእይዎ ዘለኩም ፅጋቡ ሃይሉ ሓለፎም ዝበሃል ሰብኣያ፡ ብግፍዓዊ ኣገባብ ቀቲሉዋ ተሰዊሩ ኣሎ። እዚ ሰብ እዚ ንሓብትና ኣብ ገዛኣ ዓጽዩዋ ድሕሪ ምጥፋኡ፡ ክሳብ ሕጂ ኣበይ ከምዘሎ ኣይተፈልጠን። ስለዚ ዝኾነ ሰብ ብዛዕባ እዚ ሰብ እዚ ሓበሬታ ዘለዎ፡ ወይ ዘርኣዮ፡ ሕጊ ክረኽቦን ፍትሒ ክነግስን ክትተሓባበሩና ብሽም እግዚኣብሄር ንልምነኩም። ብፍላይ ድማ፦ 📍 ኣብ ውሽጢ ትግራይ ዘለኩም ወገናትና፡ 📍 ኣብ ዓፋር፡ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ዘለኩም ኣሕዋት፡ 📍 ኣብ የመንን ጎረባብቲ ሃገራትን ዘለኩም ተቐማጦ፡ እዚ ሰብ እዚ ካብ ትግራይ ወጽዩ ክኸውን ስለ ዝኽእል፡ ብዝለዓለ ጥንቃቐ ተኸታቲልኩም ናብ ሕጊ ክተቕርብዎ ወይ ንዓና ክትሕብሩና ንላቦ። በጃኹም እዛ መልእኽቲ ንኹሉ ንኽትበጽሕ Share ብምግባር ሓግዙና። ፍትሒ ክነግስ ኣለዎ! ሓበሬታ ንምሃብ በዞም ዝስዕቡ ስልኪ ቁጽርታት ደውሉልና፦ 📞 0914400326 — ምህረይ ገረዚሄር ወረደ 📞 0914164075 — ተስፍይ ነጋሽ 📞 0988514338 — ብርሃነ በላይ (ወዲበላይ) 📞 0922153977 — ሚኪኤለ ለምለም ሓይቆ ፈጣሪ ፍርዱ ይሃበና! ምንጪ @ሜሪ ሓይቆ ✍️✍️✍️#ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #ኢትዮጵያ_ለዘለዓለም_ትኑር🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #explore #f #tgraytiktok🇻🇳

About