@anggitaunaff: #fypシ゚viral

anggitaunaff
anggitaunaff
Open In TikTok:
Region: ID
Monday 13 July 2026 07:18:16 GMT
673
61
0
1

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @anggitaunaff, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሓደ ወዲ ኣብሓደ ዓዲ ዝነብር ዝነበረ ኢዩ። ንሱ ኩሉ ግዜ ካብ ፍቅሪቱ
ሓደ ወዲ ኣብሓደ ዓዲ ዝነብር ዝነበረ ኢዩ። ንሱ ኩሉ ግዜ ካብ ፍቅሪቱ "I love you" (አፍቅረካ እየ)፡ "I miss you" (ናፊቐካ እየ) ዝብሉ ካብ ኣፍቃሪቱ ተደጋጋሚ መልእኽትታት ይመጾ ነበረ ፡ "ሓደ ምዓልቲ ከኣ መሰጅ መጾ ። ኩሉ ጊዘ ሓደ ዓይነት ነገር ጥራይ እያ ትጽሕፍ" ብምባል ሰልችይዎ ነበረ። ሓደ ምሸት፡ ስልኩ "ድምጺ መሰጅ" ኣስሚዓ መልእኽቲ ከም ዝኣተወትሉ ኣፍለጠት። ንሱ ግን "ከምቲ ልሙድ I love you ክትብለኒ እያ" ኢሉ ብምሕሳብ፡ ከይከፈተ ሸለል ኢሉዋ ደቀሰ። ንጽባሒቱ ንግሆ፡ ካብ ኣዲኣ ናይ ንብዓት ጻውዒት ተቐበለ። "ጓለይ ትማሊ ምሸት ተቐቲላ ረኺብናያ!" ብዝብል ዘሰንብድ ዜና።💔 እቲ ወዲ ብከቢድ ስንባደ እናተንቀጥቀጠ፡ ትማሊ ምሸት ሸለል ዝበላ መልእኽቲ ከፈታ። እታ መልእኽቲ ከምዚ ትብል ነበረት፦ "ፍቁረይ! ኣብ ደገ ወጺአ ኣለኹ፡ ሓደ ሰብ ይከታተለኒ ኣሎ፡ ብጣዕሚ ፈሪሐ ኣለኹ። በጃኻ ኣድሕነኒ! ኣብ ሓደጋ ኣለኹ!" 😭 እቲ ወዲ ብሰንኪ ሸለልትነቱ ንዘልኣለም ክጠዓስ ክነብር ኢዩ። 🫵ዝፈትዉኹም ሰባት መሰጅ ስለ ዝጽሕፉልኩም ኣይትሰልችዉ። ሸለልትነትካ ንኻልእ ሰብ ሂወቱ ክኸውን ይኽእል እዩ። ሎሚ ዘለዉኻ ሰባት ጽባሕ ክህልዉ ስለ ዘይኽእሉ፡ ንፍቕሮምን ሓልዮቶምን ዋጋ ሃቦም። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #habeshatiktok #eritreantiktok #tigraytiktok

About