@_elimerblanco: Respuesta a @_Elimerblanco #fajas #fajascolombianas #fajasmoldeadoras #fajaspostparto #viral

_Elimerblanco
_Elimerblanco
Open In TikTok:
Region: US
Wednesday 22 July 2026 05:04:34 GMT
1366
13
1
0

Music

Download

Comments

karlamichelle.6
karlamichelle.6 :
Hermana y para las 135?
2026-07-22 15:39:40
0
To see more videos from user @_elimerblanco, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

1) 💪 ኣብርሃም ሊንከን ኣብራሃም ሊንከን ኣብ ንግዲ ፈሺሉ፡ ኣብ ምርጫ ውን ተሳዒሩ፡ ብዙሕ ዕንቅፋት ኣጋጢምዎ። ይኹን እመበር ተስፋ ኣይቆረጸን።  ወጽኢት ዘይጽዓድ  ጻዕሩ ድማ ኣብ 51 ዕድሚኡ፣  መበል 16 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ተዓዊቱ። 2) 🎤 ጀይ ኬ ሮውሊንግ (ሃሪ ፖተር) ጄ.ኬ.ሮውሊንግ ንጽል ኣደ ኮይና ብናይ ድሕነት ትነብር፣ ብ12 ኣሕተምቲ ዝተነጽገት'ያ ኔራ። በዚ ግን ኣይተሳዕረትን፣ ቃልሳ ድኣ ቀጸለት። ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ግን ኣብ ሕልማ ተኾየጠት። ሎሚ ሃሪ ፖተር ኣብ ታሪኽ ካብ ዝተዓወቱ፣ ተኸታተልቲ መጻሕፍቲ ኮይና ትርከብ። 3) 🥊 ሙሓመድ ዓሊ መሓመድ ዓሊ ብንእስነቱ ሰባት ሓያል ከምዘይኮነ ይነግርዎ ነይሮም። ዓሊ ግን:
1) 💪 ኣብርሃም ሊንከን ኣብራሃም ሊንከን ኣብ ንግዲ ፈሺሉ፡ ኣብ ምርጫ ውን ተሳዒሩ፡ ብዙሕ ዕንቅፋት ኣጋጢምዎ። ይኹን እመበር ተስፋ ኣይቆረጸን። ወጽኢት ዘይጽዓድ ጻዕሩ ድማ ኣብ 51 ዕድሚኡ፣ መበል 16 ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ተዓዊቱ። 2) 🎤 ጀይ ኬ ሮውሊንግ (ሃሪ ፖተር) ጄ.ኬ.ሮውሊንግ ንጽል ኣደ ኮይና ብናይ ድሕነት ትነብር፣ ብ12 ኣሕተምቲ ዝተነጽገት'ያ ኔራ። በዚ ግን ኣይተሳዕረትን፣ ቃልሳ ድኣ ቀጸለት። ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ግን ኣብ ሕልማ ተኾየጠት። ሎሚ ሃሪ ፖተር ኣብ ታሪኽ ካብ ዝተዓወቱ፣ ተኸታተልቲ መጻሕፍቲ ኮይና ትርከብ። 3) 🥊 ሙሓመድ ዓሊ መሓመድ ዓሊ ብንእስነቱ ሰባት ሓያል ከምዘይኮነ ይነግርዎ ነይሮም። ዓሊ ግን: "ኣነ እቲ ዝዓበየ እየ። ኣነ ምዃነይ ከይፈለጥኩ ውን ከምኡ ኢለ ኔረ"። ሳላ ዘይሕለል ቃልሱ ክኣ ኣብ እንባ ባህጉ ደየበ። ሻምፕዮን ዓለምን ኣብነትን ዓወትን ኮይኑ ይርከብ። 4) 📚 ኣልበርት ኣንስታይን ኣንስታይን ክሳብ 9 ዓመት ዕድመኡ ጽቡቕ ክዛረብ ኣይክልን ነበረ። መምህራኑ ደንጉዩን ዘይዕወትን መሲልዎም ነይሩ። ኣብ መወዳእታ ግን ኣብ ታሪኽ ካብ'ቶም ንፉዓት ሰባት ሓደ ምዃኑ ተፈልጠ። 5)💡ቶማስ ኤዲሰን ቶማስ ኤዲሰን ኣምፑል ንምምሃዝ ኣብ ዝፈተነሉ እዋን ልዕሊ 1000 ግዜ ፈሺሉ። ብዛዕባ ምፍሻል እንታይ ከም ዝተሰምዖ ምስ ተሓተተ፡ "1000 ግዜ ኣይፈሸልኩን። እንታይ ድኣ 1000 ስጉምቲ ዘለዎ ምህዞ’የ ረኺበ” በለ። 6) 🏆 ማይክል ጆርዳን እቲ ዝዓበየ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዔት ማይክል ጆርዳን፡ ሓደ እዋን ካብ ጋንትኡ ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቱ ኣቋሪጹ ነይሩ። "ልዕሊ 9,000 ሽቶታት ሰሒተ’የ፡ ዳርጋ 300 ጸወታታት ስኢነ... ኣብ ህይወተይ ተደጋጋሚ ፈሺለ’የ። ስለ’ዚ ድማ’የ ተዓዊተ።” ኢሉ'ዩ ንውድቀታቱ ዘድነቆም። 7)🌍 ኮሎኔል ሳንደርስ (KFC) ኣብ 65 ዓመት ዕድሚኡ፡ ኮሎኔል ሳንደርስ ብዘይካ ዝተጠበሰ ኣሰራርሓ መግቢ ደርሆን ሕልምን ካልእ ኣይነበሮን።ዝተጠበሰ መግቢ ደርሆ ናብ ብዙሓት ቤት መግቢ ከይዱ ክፍትንዎ ወይ ክገዝእዎ ሓተቶም። ይኹንእምበር ዳርጋ ኩሉ ወነንቲ ቤት መግቢ፣ ኣይፋል በልዎ። ከምዚ'ሉ ድማ ንልዕሊ 1000 ግዜ ተነጺገ። ኣብ መትከሉ ሳላ ብዓቅሊ ዝተቃለሲ ግን ኣብ ጎጆ ሕልሙ ሰፈረ። ሎሚ KFC ኣብ ኩሉ ዓለም ተዘርጊሑን ፍሉጡን ኮይኑ ይርከብ። #ሞራል: ኣብ ሂወት ናብ ባህግኻ እናመረሽካ፣ እንተ ብኽፍኣት ሰባት እንተ ብዕድልካ ወይ ጉድለት ፍልጠትካ ብዙሕ ተጻብኦ ከጋጥመካ ይክእል'ዩ። ብዓቅልን ጽንዓት ከይትሓለልካ ጉድለታትካ እና'ኣረምካ እንተ ጺዒርካ ግን ዓወት ናይ ግድን ምኻኑ ዛንታ ናይ'ዞም ሰባት ክንውከስ ይከኣል። ሓደ ሓደ ግዜ ውድቐት መምሃራና'ዮም። ክንጥቀመሎም ይግባእ። BB Welday source: snagajob, Abrhamlincolnonline.org, thelasallenetwork.com, blog.hptbydts.com #tigraytiktok #habeshatiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

About