Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@marmar18071:
ወዲ ቀርሰበር ሓላል ንሓላሉ🙋✌😷
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 26 July 2026 07:42:20 GMT
11740
470
80
56
Music
Download
No Watermark .mp4 (
2.02MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
1.81MB
)
Watermark .mp4 (
3.2MB
)
Music .mp3
Comments
𝐌🫅🏼ምስጢር🔐 𝐥𝐛𝐞𝐲💔 ኔርካ🥹 :
ውይ ዘፍቀረ ዶ ይጭክን እዩ ይቅረ ግበረላ ናብ ፍቅርኩም ተመለሱ😢🥹
2026-07-26 14:40:02
6
༆❥ህልኽኛ 𝄞 ታናሽ 𝄢ኩለም༆ :
ወይ ኣረ በጃኩም ኣይትቀዙም ህክት አኣብ ርእስና ዘል ቃንዛ ኣሕዋትና ምዉፃእ እቢዩና ኣሎ 💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2026-07-26 23:36:36
1
ማሂ🦅💔 orthodox🤲12☦️😔 :
ሂወት ሓፃር ያ ኣቱም ህዝቢ🥺 ልቢ ሰብ ክትፅግኑ መኩሩ እንበር❤️ልቢ ሰብ ኣይትስበሩ ባእ😢💔😭 ንዝሰበረኩም😡 ካኣ ካልኣይ ዕድል ከይትህቡ ኣከለ🙌💔😌
2026-07-27 06:16:54
0
➻💊ነቡ ጓል ተዋህዶ ⛪️✝️➻◦ :
ወዲ ከይትብድላ🥺😥
2026-07-26 11:09:07
2
ሚሊ ጓል ዓጋመ :
ኣነስ ወዲ ብፍቕሪ ዝነብዕ ዘይመስለኒ 🥺
2026-07-26 15:09:56
6
ኣደዋይ ክብረተይ🤱👑🇻🇳😘 :
ወዲ ከይትብድላ🥺😥
2026-07-26 15:26:18
0
ስጠብቅህ~ልኑርⒹ27🛐 :
እንኤኪ ደካማ ዝፈሰሰ ማይ ኣይሕፈስን ስለዚ ስለ ዘፍቀረኪ ክትዕንድሪ ፀኒሕክስ ሐዚ ተመለስ ከመይ ኢሉ ዘፍቀረ ሓደ ጊዜ ተተጎዲኡ ድሕሪ ሐዚ ዝበልክዮውን ኣይኣምነክን ፍቅሩውን ክቅንስ እዩ 😭 አረ ምስቲ ዘፍቅረናን ዝግደሰልናን ንንበር ኡፍፍፍ ሓወይ ኣጆካ ካብሐዚ መን ሙካንካ ብተግባር ኣርእያ ጠንክር ንዓኣውን ሸለል በላ ፅቡቅ ጌሩ ይረዳኣ ትርጉም ፍቅሪ😥
2026-07-26 08:25:38
5
ላንቺ ብየ ልኑር እማየ :
ግን ታይ ከነ ነቢዐ😭ወይ ጋል እዶ ክንድዚ ጨካን እያ💔
2026-07-27 03:12:23
1
ቀቭዛር ጋል ኣፅቪ👑👸 :
ኣጀካ ዝሓወይ😭😭😭
2026-07-27 12:24:12
0
ማርያም ርፍታ ልበይ❤️Ⓑ :
ጭራሸ ዘፍቅረካ ሰብ ክፍለየካ ኣይክእልን ምክንያቱ ሓቀኛ ፍቅሪ ተኮይኑ ዋላ ንደቂቃ ክፍለየካ ኣይደልን🥺🥺
2026-07-27 11:03:36
0
ተስፋ ፅባሕ💚💥 :
እውይ ናይ ሂወት ነገር ጊን🥺😞💔
2026-07-26 11:32:46
1
ማዓዝ እሞ ዘይናፍቅ :
እፍፍፍፍፍፍፍ
2026-07-27 06:30:04
0
ልዋም 70 እንደርታ :
ግን ወዲ ካብ ልቡ የፍቅር ድዩ🥺🥺🥺
2026-07-27 01:23:31
0
Aklil :
ትዝታ ብቻ ኣጀካ ወድ ኖ😳😳
2026-07-27 01:03:02
0
mizu💗mizu :
ዘይጋገ የለን🥺
2026-07-27 00:20:11
0
shewit shewit :
እፍ ኣነስ ወዲ ብፍቅሪ ከብደለ ኣይደለይ😢😢🥺
2026-07-26 23:19:26
0
ⒹⒾⓃⓊ❤️🌻🦋 :
nye bela keytsemA
2026-07-26 07:50:39
0
💝💝💃💃💘🙅👍👑 :
ኣብዚ ዓለምሲ ተፍቅሮ ዘየፍቅረካ ዘፍቅረካ ዘይትፍቅሮ ዓክ🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺
2026-07-26 21:07:21
0
abo maher :
ወዲ ኣይትበድላ በጃክን🥺🥺😢
2026-07-26 22:36:38
0
nagste :
እውይ ናይ ሂወት ነገር ግን እፍፍ😥😥😥😥😥😥😥
2026-07-27 13:31:45
0
ሱቅ ጥዑም ምስ መክደኑ🤐🙌 :
🥺🥺🥺🥺
2026-07-26 22:57:07
0
༻ተራር ሰይቲ ዕሉል ቬዚ~🔋 :
እዋይ🥺
2026-07-26 23:18:56
0
ዝምተኛ ሰደተኛ🥺❤ :
እፍፍፍፍ አነዉን ከምዙይ ገይረ ንዘፍቅረኒ ዓመት ምሰ ተደዋወልኩዎሰ ምንም ፍቅሪ ዘይብለይ አነለ ፅባሕ ካሊእ ከየፍቅር እሞ ዝገደደ ከይጎድኦ አነ አይደልየካይ ንፈላለ ኢለዮ አቤት ዝኮነ💔💔 አሕዋተይለ አይኮነክይዶ ገለዶ ተበሉንሰ ጨኪነ😥😥😥🥺
2026-07-27 10:56:51
0
ፀዋር እምበይ ኣይኮንኩን ፀማም🥹👸🫶 :
ኣይ ናይ ሂወት ነገር ግን😢
2026-07-26 08:48:42
0
To see more videos from user @marmar18071, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Cant believe I turn 18 next month🥹 #cosplayer #cosplayergirl #fyp #rezero #emiliacosplay
#ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ፀንታ_ለዘለዓለም_ትኑር✝️❤ #በመምህር #ተስፋዬ አበራ
férias da pra discontrair✋🏾😛🤚🏾
ตอบกลับ @เด◌่กดีี🐷 เราไม่ยอมแพ้ = ยังไม่แพ้ ยอมรับสถานการณ์และเดินหน้าต่อ ปาดเหงื่อแล้วลุก #sharkyeye #sharkyeye2
- 😢 ))
#مساءالخير #عبارات #اقتباسات_عبارات_خواطر #تفاعلكم_لايك_متابعه_اكسبلوررررراexplore
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy