@thiernoch06:

حيران شيخنا احمد التجان شام
حيران شيخنا احمد التجان شام
Open In TikTok:
Region: SN
Monday 03 August 2026 14:01:02 GMT
1666
439
35
6

Music

Download

Comments

seydou.thiam.998
Seydou Thiam 998🇸🇳🇺🇸 :
Machallah Seydi niang 🥰🥰
2026-08-04 14:32:33
0
mouhamadouada
mouhamadouada :
❤️❤️❤️🥰🥰🥰
2026-08-04 11:51:38
0
afo_koda_02
AFØ _KØDA_02 :
Seydi Niang 🥰🥰
2026-08-04 03:35:55
0
tahiruodia
Dia dia dia :
niang
2026-08-03 22:47:22
0
mbalsow0
Mabal 🇸🇳🇪🇸 :
Al khalifa
2026-08-03 14:10:41
0
user945044522904
ramatoulaye sy :
🥰🥰🥰
2026-08-04 20:13:34
0
user7874708304424
Ndiaye 22 :
🥰🥰🥰
2026-08-04 18:47:44
0
siradji.sam3
siradjisam :
🥰🥰🥰
2026-08-04 16:35:32
0
amadoutidianedem
Tidiane Deme :
🥰🥰🥰
2026-08-04 15:09:21
0
thiernocamara782
thiernocamara782 :
🥰
2026-08-04 10:11:55
0
user2399412143443
ifra anne :
♥️♥️♥️
2026-08-04 09:32:33
0
fatimata8788
Fatimata :
❤️❤️❤️
2026-08-04 07:58:57
0
aldjifoyre
FOYRÉ leniol :
🥰🥰🥰
2026-08-04 03:30:14
0
alhmdou15
Amadou Nina :
🥰🥰🥰
2026-08-04 01:31:26
0
aissata.ba2563
Aissata Ba :
🥰🥰🥰
2026-08-04 01:08:25
0
moussasarr8646
Moussa Sarr :
❤️❤️❤️
2026-08-04 01:02:43
0
user3311800794480
user3311800794480 :
🥰🥰🥰
2026-08-03 21:18:25
0
ramatadiallo5697
ramatadiallo56@ :
❤️❤️❤️
2026-08-03 20:51:24
0
aboubaa19
hamadou ba :
🥰🥰🥰
2026-08-03 19:57:10
0
seydou.baba77
Seydou baba :
🥰🥰🥰
2026-08-03 19:46:18
0
user5376190412170
coucé sow :
🥰🥰🥰
2026-08-03 19:31:37
0
mamadoudia5959
Mamadou Dia :
🥰🥰🥰
2026-08-03 18:31:34
0
diallo.ka
diallo ka :
❤️❤️❤️
2026-08-03 17:38:17
0
malcktiham
malcktiham :
🥰🥰🥰
2026-08-03 17:32:26
0
faty61635
Faty :
🥰🥰🥰
2026-08-03 14:04:54
0
To see more videos from user @thiernoch06, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ድሌትን ሓሳብን ሰባት ብዙሕን በበይኑን ስለዝኾነ፡ ትሕዝቶኻ ንኹሉ ሰብ ዘየዕግብ ክኸውን ይኽእል እዩ፡ እቲ ኣገዳሲ ነገር ንኹሉ ሰብ ከመይ ተዕግብ ዘይኮነ፡ ዘለኻዮ ጎደና ቅኑዕ መንገዲ ምዃኑ ምርግጋጽ ኢዩ! >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ሓንቲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ "ክሳዕ ሞት እሙን ኩን" ትብል ኣገዳሲት ጥቅሲ ኣላ። ርግጽ ኢዩ። "እንተሞይተ ደኣ ኩሉ ኣብቂዑ እንድዩ" ዝብል ሕቶ ክለዓለካ ይኽእል ኢዩ። እንተኾነ እቲ እትዘርኦ ዘርኢ ቅድሚ ናብ ፍረ ምብቃዑ ብሞት ከምዝሓልፍ ኣይትረስዕ! እዚ ጥቅሲ ዘመሓላልፎ መልእክቲ "ንዕላማኻ ክሳዕ ሞት ጽኑዕ ኩን፡ ኣብ ዕላማኻ እሙን ኩን" ንምባል ኢዩ። ኣብዚ ኢዩ ዘሎ እቲ ምስጢር። ሓደ ሰብ ንዕላማኡ ክሳብ ሞት እሙን ክኾውን እንተዘይክኢሉ፡ ኣብ ፈተና ክጸንዕ ኣይክእልን ኢዩ። ኣብ ፈተና ምጽናዕ እንተዘይክኢሉ ከኣ ካብ መንገዱ ምንድልሃጽ ወይ ምውጻእ ከጋጥሞ ባህርያዊ ኢዩ። ነዚ ኢዩ ከኣ ቅድም ምስ ነብስኻ እኹል ምርዳዳእ ዘድልየካ፡ ብዛዕባ እቲ ዘለኻዮ እትኸዶ መንገዲ፡ ዕላማ ኩሉ ምስ ገዛእ-ርእስኻ ተላዚብካ ምትእምማን እንተዘይፈጢርካ ብዘመጸ ተቓውሞ ኣንፈትካ ክትቅይር ሰፊሕ ኣጋጣሚ ኢዩ ዘሎ። ሓቅን ክውንነትን ሒዝካ እምበር ስምዒት ሰባት ክገዝኣካ ኣይትፍቀድ! ምናልባት እንዛረቦ፡ እንጽሕፎ፡ እንሰርሖ፡ እንነብሮ፡ እንጎዓዞ፡ እንሃንጾ ህንጸት ንሰባት ዘይከዕግቦም ይኽእል ኢዩ። ግን ቅድሚ ንሰባት ይምእሞኦም'ዶ ኣይምእምኦምን ምባልና፡ እቲ እንገብሮ ኣብ ክውንነትን ስነመጎታዊ ሓቅን ዝተሰረተ ድዩ ኢልና ክንሓስብ ኢዩ ዝግበኣና። ሕጊ ልዕሊ ሰባት ምዃኑ ኣይትዘንግዕ። ሕጊ መሰረታዊ ሓቅን መምርሕን ሰባት ኢዩ። እንተኾነ ሓደ ሕጊ ንሓደ ሰብ ከዕግቦ ነቲ ካልእ ድማ ዘይከዕግቦ ይኽእል ኢዩ። ኣብዚ ናይቲ ሕጊ ጸገም ዘይኮነ ትጽቢትን ድሌትን ናይቶም ሰባት እዩ። "መልክዕ ከም ጠማቲኡ" ከምዝበሃል ኣመለኻኽታ ሰባት በበይኑ ስለዝኾነ ዘይዕግቡነት ክህሉ ግድን ኢዩ። ዘይዕግቡነት ግን ዉልቃዊ ስምዒት እምበር ኣድማሳዊ ሓቂ ስለዘይኮነ ንስኻ ነቲ ቀዋሚ ሓቂ ደኣ እምበር ንግዝያዊ ስምዒት ናይ ምግዛእ ግዴታ የብልካን! ስለዚ ኢኻ ድማ ንስምዒት ሰባት ከተኽብሮ እምበር ክገዝኣካ ከተፍቅደሉ ዘይብልካ። ንስምዒት ሰባት ኣኽብር፡ ርኢትኦም ተቐበል፡ ከምቲ ወርቂ ብሓቂ ዝሓልፍ ንርኢቶታቶም ብሚዛን ሓቅን ክውንነትን ፈትሾ፡ እንተኾነ ሚዛን ስተርሶ ኣብ ኢድካ እምበር ኣብ ኢድ ካልኦት ኣይትግበር!" width="135" height="240">
ድሌትን ሓሳብን ሰባት ብዙሕን በበይኑን ስለዝኾነ፡ ትሕዝቶኻ ንኹሉ ሰብ ዘየዕግብ ክኸውን ይኽእል እዩ፡ እቲ ኣገዳሲ ነገር ንኹሉ ሰብ ከመይ ተዕግብ ዘይኮነ፡ ዘለኻዮ ጎደና ቅኑዕ መንገዲ ምዃኑ ምርግጋጽ ኢዩ! >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> "ጽቡቕ ጀሚርኩም ሕጂ ደኣ ነታ መንገዲ ሓቂ ከይትስዕቡዋ መን ዓገተኩም" — ትብል ኣገዳሲት ጥቕሲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣላ። እዞም "ጽቡቕ ጀሚርኩም" ዝበሃለሎም ዘሎ ሰባት፡ ሓደ እዋን ኣብ ጽቡቕ መንገዲ ዝነበሩ፡ ጥዑይ ኣተሓሳስባን ምህሮን ዝነበሮም እዮም። እንተኾነ ኣብ ጉዕዝኦም ሓድሽ ጋሻ ምህሮ ስለዘአንገዱ ኣብቲ ዝጀማርዎ ጽቡቕ ጅማሮ ክቕጽሉ ከምዘይከኣሉ ኢዩ ዝሕብረና። ኣብዚ ኢዩ ዘሎ እቲ ዋና ነገር፦ ሓደ ሰብ ወናኒ ናይቲ ንሱ ዝሓስቦ ሓሳብ፡ ወናኒ ናይቲ ዝኣምነሉ ጉዕዞን ዕላማን ክኾውን እንተዘይክኢሉ፡ ከምቲ እሾኽ ንጽቡቕ ስርናይ ምስ በቖለ ዝሓንቆ፡ ሓኒቁ ካብቲ ቀንዲ መንገዲ ከውጽኦ ይኽእል ኢዩ። ስለዚ ኢዩ ድማ ሰብ ቅድም ንዕላማኡ ብግቡእ ከለልዮ፡ ብድሕሪኡ ኣብ ዕላማኡ ጸኒዑ ናብቲ ሕንጹጽ ዓወት ኣድሂቡ ጉያኡ ክዛዝም ዝግብኦ። "ኣብ ገዛእ-ርእስኻ ምትእምማን ክሳዕ ሞት ምጽናዕን" ብርግጽ ኣብ ዕላማኻ ንምብጻሕ ቅድምያ ዘድሊ ነገር ኣሎ። ንሱ ኸኣ፦ ኣብ ገዛእ-ርእስኻ ምትእምማን፡ እቲ ኸዶ ጉዕዞ ዋጋ ከምዘኽፍል ምርዳእን፡ ተቓውሞን ፈተናን ከምዘሎ ምፍላጥን ኢዩ። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ሓንቲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ "ክሳዕ ሞት እሙን ኩን" ትብል ኣገዳሲት ጥቅሲ ኣላ። ርግጽ ኢዩ። "እንተሞይተ ደኣ ኩሉ ኣብቂዑ እንድዩ" ዝብል ሕቶ ክለዓለካ ይኽእል ኢዩ። እንተኾነ እቲ እትዘርኦ ዘርኢ ቅድሚ ናብ ፍረ ምብቃዑ ብሞት ከምዝሓልፍ ኣይትረስዕ! እዚ ጥቅሲ ዘመሓላልፎ መልእክቲ "ንዕላማኻ ክሳዕ ሞት ጽኑዕ ኩን፡ ኣብ ዕላማኻ እሙን ኩን" ንምባል ኢዩ። ኣብዚ ኢዩ ዘሎ እቲ ምስጢር። ሓደ ሰብ ንዕላማኡ ክሳብ ሞት እሙን ክኾውን እንተዘይክኢሉ፡ ኣብ ፈተና ክጸንዕ ኣይክእልን ኢዩ። ኣብ ፈተና ምጽናዕ እንተዘይክኢሉ ከኣ ካብ መንገዱ ምንድልሃጽ ወይ ምውጻእ ከጋጥሞ ባህርያዊ ኢዩ። ነዚ ኢዩ ከኣ ቅድም ምስ ነብስኻ እኹል ምርዳዳእ ዘድልየካ፡ ብዛዕባ እቲ ዘለኻዮ እትኸዶ መንገዲ፡ ዕላማ ኩሉ ምስ ገዛእ-ርእስኻ ተላዚብካ ምትእምማን እንተዘይፈጢርካ ብዘመጸ ተቓውሞ ኣንፈትካ ክትቅይር ሰፊሕ ኣጋጣሚ ኢዩ ዘሎ። ሓቅን ክውንነትን ሒዝካ እምበር ስምዒት ሰባት ክገዝኣካ ኣይትፍቀድ! ምናልባት እንዛረቦ፡ እንጽሕፎ፡ እንሰርሖ፡ እንነብሮ፡ እንጎዓዞ፡ እንሃንጾ ህንጸት ንሰባት ዘይከዕግቦም ይኽእል ኢዩ። ግን ቅድሚ ንሰባት ይምእሞኦም'ዶ ኣይምእምኦምን ምባልና፡ እቲ እንገብሮ ኣብ ክውንነትን ስነመጎታዊ ሓቅን ዝተሰረተ ድዩ ኢልና ክንሓስብ ኢዩ ዝግበኣና። ሕጊ ልዕሊ ሰባት ምዃኑ ኣይትዘንግዕ። ሕጊ መሰረታዊ ሓቅን መምርሕን ሰባት ኢዩ። እንተኾነ ሓደ ሕጊ ንሓደ ሰብ ከዕግቦ ነቲ ካልእ ድማ ዘይከዕግቦ ይኽእል ኢዩ። ኣብዚ ናይቲ ሕጊ ጸገም ዘይኮነ ትጽቢትን ድሌትን ናይቶም ሰባት እዩ። "መልክዕ ከም ጠማቲኡ" ከምዝበሃል ኣመለኻኽታ ሰባት በበይኑ ስለዝኾነ ዘይዕግቡነት ክህሉ ግድን ኢዩ። ዘይዕግቡነት ግን ዉልቃዊ ስምዒት እምበር ኣድማሳዊ ሓቂ ስለዘይኮነ ንስኻ ነቲ ቀዋሚ ሓቂ ደኣ እምበር ንግዝያዊ ስምዒት ናይ ምግዛእ ግዴታ የብልካን! ስለዚ ኢኻ ድማ ንስምዒት ሰባት ከተኽብሮ እምበር ክገዝኣካ ከተፍቅደሉ ዘይብልካ። ንስምዒት ሰባት ኣኽብር፡ ርኢትኦም ተቐበል፡ ከምቲ ወርቂ ብሓቂ ዝሓልፍ ንርኢቶታቶም ብሚዛን ሓቅን ክውንነትን ፈትሾ፡ እንተኾነ ሚዛን ስተርሶ ኣብ ኢድካ እምበር ኣብ ኢድ ካልኦት ኣይትግበር!

About