Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@siarshop: #sekedar konten 🤫🥀 #masukberanda #sekedar_hiburan #fypシ゚viral #fypppppppppppppppppppppppp
IsaComel
Open In TikTok:
Region: ID
Wednesday 05 August 2026 12:40:31 GMT
375
21
0
1
Music
Download
No Watermark .mp4 (
2.23MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
2.23MB
)
Watermark .mp4 (
4.73MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @siarshop, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#متابعه_ولايك_واكسبلور_فضلا_ليس_امر
Comment crée un logo Pour ta marque 🥹
from I'm Turning Into A Vampire msa show on youtube New roommate… and an unexpected crush already 😳🧛♀️ #msa #animation #anime
الامام الجزائري مراد حفيظ
دايب في غرام حبها🫂🥂 #رومانسيات #حببتي #بحبك❤️ #حالات_حب_رومانسية❤️ #عشق #وعود #غراميات #رومانسيه #حب #توبة🕊️
>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ንሕና ግን፡ ነፍሰወከፍ ዕድሜና ኣብ ህይወትና ፍሉይ ኣገዳስነት ከምዘለዋ ተረዲእና፡ ንግዜ ኣብ ግዜና ክንጥቀመሉ ይግበኣና። ኣብ ሓደ ቦታ ኮፍ ኢልና ብምጽባይ፡ ግዜ ናባና ክመጽእ ንሓስብ እንተሊና፡ እዚ ምትዕራራይ ዘድልዮ ዝተዛብዐ ስነልቦናዊ ኣተሓሳስባ ምዃኑ ተረዲእና፡ ዳግማይ ናይ ኣተሓሳስባ ውዳቤ ክንገብር ግቡእ እዩ። ምኽንያቱ፡ ንግዜ ንኸዶ እምበር፡ ንሱ ናባና ስለዘይመጽእ። ============================== ንግዜ ኣብ ግዜኻ ተጠቐመሉ። ንስኻ ክትከዶ እምበር፡ ንሱ ከምዘይመጽኣካ ተረዲኢኻ፡ ህይወትካ ብዝተወሰኑ ዕድመ ዝተሓጽረት ምዃና ፈሊጥካ፡ ንግዜ ብግቡእ ተጠቐመሉ።" width="135" height="240">
ንግዜ እናኸድካ ትቕድሞ እምበር፡ ኮፍ ኢልካ ትጽበዮ ኣይኮነን። ነፍሰወከፍ መዓልቲ ኣባኻ ትርጉም ኣለዋ። ትርጉማ እንተዘይተረዲኡካ ድማ፡ ጣዕማ ክጠፍእ ግድን እዩ ዝኸውን። "ግዜ ከይዱ ሹው ኢሉ ተዓዚሩ" ክበሃል ሰሚዕኻ ትኸውን። ምኽንያቱ፡ ደቂ ሰባት ንኣሰራርሓ ክጥዕሞም፡ ናይ ደቓይቕ፡ ሰዓታት፡ መዓልትን ወርሕን ዓመታትን ጌሮም ስለዝኸፋፈልዎ፡ ኣእምሮ ወዲ ሰብ ድማ ብእኡ ተሰሪቑ፡ ምስ ግዜ ምንጽርጻር ከም ግቡእ ስርዓት ጌሩ ወሲድዎ ኣሎ። እቲ ሓቂ ግን፡ ግዜ ዝገበሮ የብሉን። ወትሩ ኣብ ቦታኡ እዩ። ቦታኻ ቀይርካ ካብ ቁልዕነት ናብ እርግና ትኸይድ ዘለኻ ንስኻ ኢኻ። ================================== ግዜ ይመሲ፡ ይበርቕ፡ ኣብ ቦታኡ ከም ቀደሙ እዩ። ስለዚ እዩ ድማ፡ ንስኻ ምስ ዕድሜኻ ክትቐዳደም፡ ምስ ግዜ ምስሕሓብ ከም ልሙድ ጌርካ ክትወስዶ ተገዲድካ ዘሎኻ። ግዜ ግን ወትሩ ኣብ ቦታኡ እዩ። ንሕና ኢና ንኸዶ እምበር፡ ንሱ ብፍጹም ናባና ኣይመጽእን እዩ። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ንሕና ግን፡ ነፍሰወከፍ ዕድሜና ኣብ ህይወትና ፍሉይ ኣገዳስነት ከምዘለዋ ተረዲእና፡ ንግዜ ኣብ ግዜና ክንጥቀመሉ ይግበኣና። ኣብ ሓደ ቦታ ኮፍ ኢልና ብምጽባይ፡ ግዜ ናባና ክመጽእ ንሓስብ እንተሊና፡ እዚ ምትዕራራይ ዘድልዮ ዝተዛብዐ ስነልቦናዊ ኣተሓሳስባ ምዃኑ ተረዲእና፡ ዳግማይ ናይ ኣተሓሳስባ ውዳቤ ክንገብር ግቡእ እዩ። ምኽንያቱ፡ ንግዜ ንኸዶ እምበር፡ ንሱ ናባና ስለዘይመጽእ። ============================== ንግዜ ኣብ ግዜኻ ተጠቐመሉ። ንስኻ ክትከዶ እምበር፡ ንሱ ከምዘይመጽኣካ ተረዲኢኻ፡ ህይወትካ ብዝተወሰኑ ዕድመ ዝተሓጽረት ምዃና ፈሊጥካ፡ ንግዜ ብግቡእ ተጠቐመሉ።
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy