@mebrahtom149: #Mebre

𝐌𝐞𝐛𝐫𝐞 𝐆𝐮𝐧𝐧𝐞𝐫𝐬
𝐌𝐞𝐛𝐫𝐞 𝐆𝐮𝐧𝐧𝐞𝐫𝐬
Open In TikTok:
Region: SA
Monday 10 August 2026 18:26:19 GMT
34713
1006
88
41

Music

Download

Comments

vuwu22
ሸዊት ማሓዛ ኤልሳ💎🥀 :
ናይ ጎኒ ጠውላ ተሰይሩና ካብኡለ ሓያል ማዕበል ተላዒሉ ግን ተመስገን (❷❶) ድንግል ማርያም ኣደይ ኣብ ማዓልታ ተዋሒሳትና 🥺🙏 ተመስገን ኣምላከይ ንምምስጋን ዘብቃዕካኒ🙏🙏🙏
2026-08-11 14:19:58
82
kkkk74809
Esmacer :
mlket zey bulu kabiten atfina neru😳 gn ksab hji ab🇱🇾 iye zeleki xelot gberuley jema bselam kwexa🙏
2026-08-11 20:03:27
35
never.give.up5792
ተስፋ :
ኩሉ ኮመንት ኣንቢበዮ ገለ ኮመንት ምስ ኣንበብካዮ ብጣዕሚ የሕዝነካ ።ኣነ ኣብ ሊብያ እየ ዘለኩ ሕጂ የ ንመጀመርታ ክፍትን ።ካብ ዚ ኣብ ባሕሪ ዘሎ ቡዙሕ ፈተናታት ብሰላም ክወጽእ ኣብ ጸለትኩም ዘክሩኒ የሕዋተይ።💚🙏
2026-08-12 07:59:27
6
mejnun990
ŵ𝙞𝙯⛓E𝙨𝙞🎭🇪🇷✝️ :
bezin🥲
2026-08-11 16:47:41
1
triss__9
#9🎭 :
2 ሰዓት ማዕበል መጺና ሳላ ኪዳነ-ምህረት ኣደይ ሰላም ወጺና❤️🙏🏽
2026-08-11 20:02:44
23
astulovemami
ንኩሉ ድልውቲ 💋🥰 :
ሓደ ሽኮር ወዲ ሪአስ ሹሙ አይ ሓዙኮዎ ዓዱ አይ ሓዙክዎ 8 ስዓት አዕልልናስ ተፈላሊና 😢
2026-08-11 15:42:27
14
hrithrit992
heru 19 :
60 ሰዓት ኣብ ባሕሪ😢 ኣብ ምውፃእ ግን ብዙሕ ሰብ ተወሲድና ሳላ ኪዳና ምህረት ኣደይ ወፂና ሲሒቡ ዘዉፀአኒ ወዲ ግን ንጊዚኡ ኣመስጊነ ነይረ ከዚ ተዝረኽቦ ግን🤲❤️
2026-08-11 17:29:59
16
brktiarsema2
ስወድህ እኖራለዉ ኣባዬ💙👑 :
ኣብ 4 ሰዓት ኢና ሸጊርና ዘፍርሐኒ ግን ብዛ ንእሽተይ ጀልባ ናወሰደትና ኣብ ማእከል ብልበፃሕና ናዛዓባይ 🛶ጀልባ መፂኣ ናብኣ ተገልበጡ ተባሂልና ሽዑ ዝፈራሕክዎ ፍርሒ ዘይፀዋዕክዎም መላእክቲ የለን ግን እግዚአብሔር ድሮካ ሓሊፉ ነዉግዖለና💙🙏
2026-08-12 08:31:10
1
desble.teklebrhan
ጸዋር ዕላለኛⒹ🇸🇦 :
ሕጹረት ነዳዲ 🥰ግን ተመስገን❤
2026-08-11 13:38:16
8
desu.rezene
Desu Rezene :
አመን አንጇ አትፍራ ማርያምምምምምምምምምምምምምምምምም
2026-08-11 17:25:48
5
matthew.nuss
Matthew Nuss :
2026-08-11 19:48:55
1
temesgen.amlak03
አርሱ ጋል ኣሕፈሮም ❤️☦️ :
ሞተር ወጊፉ ነይሩ 🥲
2026-08-12 03:36:06
1
ksanetdesta6
ዕባይ ዓጋመ💛🧡 :
ቀደማይ ባሕረይ ምሰ ድርብ ኣሕዋተይ እዩ ነይሩ 🥺 24 ሳዓት ኣብ ባሕሪ ፀኒሕና ምሰቲ ጋሻ ሙካነይ ኩነታት ሰደት ምሕዳሰይን ከቢድ ነይሩ ኣሕዋተይ ደፊረ ክጥምቱሞ ሲኢነ 😥ግን ተመሰገን ብሰላም ሰጊርና እመብርሃነይ 🙏ታይ ይሳኣና
2026-08-12 01:51:44
0
tsadiko16
𝑡𝑠𝑎𝑑𝑖𝑘 🇱🇾✌️ :
15ሳዓት ዓይነይ ከጠመትኩ ታዓሚተ
2026-08-12 07:50:22
0
rshangebru813
ርች ነኝ የገብርኤል ልጅ 19✝️🙏❤️ :
ናማን ድየ ክልተ ግዜ ቦዚ መፅየ 🤔🤔🤔🤔
2026-08-11 17:01:35
1
msrak116
@msrak👸🇸🇦 :
ኡፍ ባሕሪ ማይ ወሲዱኒ ዝድሕዘኒ ዘይብለ😥 ግን ተመሰገን 16ኣብ ዕለታ ባዕላ ኣዉፂኣትኒ🙏🙏🙏በዝሖም ምሰወረዱ ሓይሊማይ ተላዒሉና ዉረዳ ኢሎም ምድፋእ ጀሚሮም ነጢረ ክወርድ ካብቅድሚት ክሳብ መጨረሻ ወሲዱኒ ብከመይ ከም ዝሓዝክዎ ኣይፈልጥን ዓይነይ ተዓሚተ ናይጃልባ ሓፂን ሒዘ ተንጠልጢለ ንዉሸጢ ሰሒቦም ኣእትዮምኒ😭🙏
2026-08-11 23:01:21
1
hfru225
one dey :
temesgen🙏🙏🙏
2026-08-11 13:23:17
1
meron.meron306
Meron Meron :
ኣምላክ ይመስገን ምንም ኣይጋጠመንን🙏🙏🙏🙏
2026-08-11 05:10:18
0
user403470491
ተው ስለ ስው :
እወ
2026-08-12 09:02:14
0
semu18
☞ŞĘMŲ☜✨ :
ቡዙሕ🥹
2026-08-12 07:35:56
0
berihu.man2
Berihu Man :
🙏🙏
2026-08-12 08:32:59
0
user6567471408309
user6567471408309 :
እወ
2026-08-12 08:05:23
0
tsadiko16
𝑡𝑠𝑎𝑑𝑖𝑘 🇱🇾✌️ :
ካውኡ2 ሳዓት ክርኢ ተገደድኩ
2026-08-12 07:52:01
0
brhanteklay5
1214 :
አወ አይ ግን ሓሊፍ
2026-08-12 08:48:36
0
To see more videos from user @mebrahtom149, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About