@josedospassos6: #anosatrás

José dos passos
José dos passos
Open In TikTok:
Region: BR
Thursday 13 August 2026 21:55:21 GMT
3709
79
1
2

Music

Download

Comments

user197350095
leandra Gonçalves :
😂😂😂
2026-08-16 02:22:25
1
To see more videos from user @josedospassos6, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

“ንዓኺ ጸወታ… ንዓይ መጨረሽታ” “ክምርዓዉ እየ ዶ በልኪ፤ ኣነ ግን ኣብታ ህሞት ከም ዝነበርኩ ሰብ ኣይተረፍኩን። ንዓኺ ሓንቲ ቃል ነበረት ንዓይ ግን ዓለም ኩላ ተቐይራትኒ። “ጸወታ እዩ ዶ …” በልኪ፤ ግና ልቢ ናይ ጸወታ መጻወቲ ኣይኮነን። እቲ ቃልኪ ካብ ኣፍኪ ክወጽእ ሰከንድ ጥራይ ነበረ፣ ኣብ ልበይ ግን ዘይሓልፍ ዘመን ኮይኑ ተረፈ። ለይቲ ምስ ኣዕረፍኩ፣ ድምጽኺ ይስማዕኒ፤ ንብዓተይ ግን ሓደ ሰብ እኳ ኣይሰምዖን። ክንደይ ሰባት ርእየ፣ ከምኺ ግን ዝቐተለኒ የለን። ኣነ መጻኢና ይሃንጽ ነይረ፣ ንስኺ ግን ብሓንቲ ፍሽኽ ኩሉ ኣፍሪስክዮ። ምናልባት ሎሚ ብደስታ ትነብሪ ትኾኒ፣ ኣነ ግን ነቲ ዝሃብኩኺ ፍቕሪ ኣበይ ከም ዝቐብሮ ኣይፈለጥኩን። ኣይተረፈን ካባኺ ዝደልዮ፤ ሓንቲ ነገር ጥራይ… ቅድሚ ቃላትኪ ምውጻኦም፣ ልቢ ሰብ ከም ዘሎ ዘክሪ። ምኽንያቱ… ገለ ሰባት ብሴፍ ኣይሞቱን ኢዮም ብቓል እዮም ዝሞቱ። ገለ ቁስልታት ደም ኣየፍስሱን ኢዮም። ግና ንዘልኣለም ይደምዩ ኢዮም። ኣነ ድማ… ብምኻድኪ ኣይሞትኩን፤ ብቓልኪ ግን ቀስ ብቐስ ተሰዊረ።💔😔 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habsha #habeshatiktok #weditikabo #viral_videos

About