@dyaaaaaa_aa:

d for dya
d for dya
Open In TikTok:
Region: ID
Friday 14 August 2026 08:20:13 GMT
1170
215
3
4

Music

Download

Comments

ridwan.amrulloh
Ridwan Amrulloh :
🥰🥰🥰
2026-08-14 08:28:05
0
rahmatsttret
rahmatsttret :
🥰🥰🥰
2026-08-14 08:23:59
0
ridwan.amrulloh
Ridwan Amrulloh :
💞💞💞
2026-08-14 08:28:06
0
To see more videos from user @dyaaaaaa_aa, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ነብስኻ ኣይትበድላ! 🛑 ​ ​
ነብስኻ ኣይትበድላ! 🛑 ​ ​"ብዙሕ ግዜ ንሰባት ይቅርታ ትብል ኢኻ፤ስለሰባት ትጭነቅ ኢኻ፤ ንሰባት ክትብል ናይ ባዕልኻ ደስታ ትስውእ ኢኻ። ግን ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ?...ሕራይ ንነብስኻ'ኸ መዓዝ ኢኻ ይቅርታ እትብላ? ​• ነብስኻ ብሓሳብ ክትሳቅያ ዝነበርካ... • ብናይ ካልኦት ሓሳብ-ሪኢቶ መንነትካ ንዝኣሰርካዮ ... • ምስ ዝሓለፈ ስሕተትካ እናተበኣስካ ዘባኸንካዮ ሎሚ... ሎሚ ንነብስኻ ይቅረ በላ„„„!!! ከም ኣበሃህላ ነርቭ ሳይንስ (Neuroscience) Neuroplasticity ዝተብሃለ ኣገራሚ አስደናቂ ባህሪ ኣለዎ። እዚ ማለት ማንም ሰብ ኣብ ዝኾነ ይኹን፡ናይ ዕድመ ክልል ኮይኑ ሓዱሽ ኣተሓሳስባ ምምዕባል ይኽእል እዩ ማለት እዩ። ትማሊ ዝነበርካዮ ሂወት ንሎሚ ንእትኾኖ ሓዱሽ መንነት መሳልል እምበር ቤት-ማእሰርቲ ኣይኮነን። ሳይነስ ከም፡ዝብሎ ንነብስኻ ምውቃስ ኮነ ኣብ ጣዕሳ ምንባር ኣብ ውሽጢ ሓንጎልና ናይ ጭንቀት ሆርሞን ዝኾነ Cortisol ብዝለዓለ መጠን፡ንከመንጩ ይሕግዞ።እዚ ከዓ ሓዱሽ ነገር ንከይንሓድብ፤ ናይ ፅባሕ ተስፋ ንከይንርእን ኣብ ፀልማት ውሽጢ ንክነብር ይገብረና። ንነብስኻ ኣይትበድላ፣ሕጂ ንነብስኻ ይቕረ በላ፤ብሓዱሽ መንፈስ ሎሚ ጀምሮ። ተመስገን ስለ ሎሚ እናመስገንና ስለ ፅባሕና እናፀለና ሂወት ብተስፋ ንምረሓያ„„„!!!

About