@noturkitibb: tan en el papel q me las estaban mirando fr #foryoupage #viral

kiti
kiti
Open In TikTok:
Region: AR
Tuesday 18 August 2026 16:24:16 GMT
456
37
0
3

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @noturkitibb, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🔥 ትመርጻ  ሰበይትኻ ክህልዋ ዘለዋ!  1. ቆልዓ ዘይኮነትስ፡ ዝበሰለት ክትከውን ኣለዋ። ህይወት እትፈልጥ ሰበይቲ ካብታ ገና ትሓልም ዘላ ጓል ትሕይል እያ። ብስለት ካብ ድራማታት ይከላኸለልካ እዩ። 2. ኣቦ ክህልዋ ኣለዎ። ማለት ምስ ኣቦኣን ኣዲኣን ዝዓበይት ክትከውን ተመራጺ እዩ።  ሓያል ኣቦ ኣኽብሮት የስርጸላን ንተባዕታይነት ብኸመይ ከም እትሕዞ እንዳራኣየት ስለትዓቢ። ብዘይ ኣቦ እዚ መሰረት መብዛሕትኡ ግዜ ይጎድላ ሽዩ። 3. ድንግል ክትከውን ኣለዋ። ድንግል እንተኮይና መመኽነይታ የለን
🔥 ትመርጻ  ሰበይትኻ ክህልዋ ዘለዋ!  1. ቆልዓ ዘይኮነትስ፡ ዝበሰለት ክትከውን ኣለዋ። ህይወት እትፈልጥ ሰበይቲ ካብታ ገና ትሓልም ዘላ ጓል ትሕይል እያ። ብስለት ካብ ድራማታት ይከላኸለልካ እዩ። 2. ኣቦ ክህልዋ ኣለዎ። ማለት ምስ ኣቦኣን ኣዲኣን ዝዓበይት ክትከውን ተመራጺ እዩ።  ሓያል ኣቦ ኣኽብሮት የስርጸላን ንተባዕታይነት ብኸመይ ከም እትሕዞ እንዳራኣየት ስለትዓቢ። ብዘይ ኣቦ እዚ መሰረት መብዛሕትኡ ግዜ ይጎድላ ሽዩ። 3. ድንግል ክትከውን ኣለዋ። ድንግል እንተኮይና መመኽነይታ የለን "ኣፍቃሪ ነይሩኒ ምባል የለን። ኩርዓት ኣብ ተረፍ ኣይምስረትን እዩ፡  ክህነጽ ውን ኣይክሽልን እዩ። ንጽህናን ድንግልናን  ጥራይ እዩ ክብሪ ዘምጽእ፡ ኩርዓት ዝመጽእ። 4.ኣብ ርእሳ ናይ ብዙሓት ኣወዳት ዝኽሪ ክህልዋ የብላን። ኣብ ሓዳርኩም ምንጽጻር፡ ምውድዳር የለን፡ ናይ ወዲ  ጽላሎት የለን፡ ንስኻ ዘይትሪኦም  ጓኖት መናፍስቲ ኣብ ቤትካ ሒዛ ክትመጽእ የብላን።   ሓንቲ ልቢ ንሓደ ሰብናይ። 5. ባህላዊት ክትከውን ኣለዋ, ንእሽቶ ካኣ ዘመናዊት።  ጓል ኣንስተይቲ ባህላ፡ ስድራቤታ፡ መንነታ  ከተኽብር ይግባኣ። 6. ሃይማኖታዊት ክትከውን ኣለዋ። ምኽንያቱ ብዘይ እምነት ሓዳር መሰረቱ ስለ ዝስእን። ንኣምላኽ እትፈርሕ ሰበይቲ  ኣይትጠልመካን እያ። 7. ብኣካልን ብኣእምሮን ሓያል ክትከውን ኣለዋ። ሓዳር ሓይሊ ይሓትት እዩ። ውላድ ክትወልድ፡ ቅልውላዋ ናብራ ክትጻወር፡ ንዓኻ ክትድግፍ  ክትክእል  ምእንቲ  ኣእምራውን ኣካላውን ጥዕይቲ ክትከውን ኣለዋ። እምበር ኣንጻርካ ክትከውን የብላን። 8. እንተተኻኢሉ ካብ ዓዳ ፈጺማ ዘይወጸት ክትምርዖ ተመራጺ እዩ።  ድልዱል ሱር መንነት ዘለዋ ሰበይቲ ርጉእቲ እያ። ናይ ባዕዳውያን ባህልታት ልምድታትን ምስ ረኣየት ንጽህናኣን መንነታን ትስእን እያ። 👉 ነዚ ኮድ ተኸተሉ !  ሂወትካ ከድሕነካ እዩ። ብኩርዓት እምበር ብፍትወት ሰበይቲ ኣይትምረጽ።  ኣብ እምኒ እምበር ኣብ ሑጻ ኣይትሃነጽ። ከመይሲ ሓሳዊት ሰበይቲ ንህይወትካ ተጥፍኣ እያ፡ ሓቀኛ ሰበይቲ ግን ዘውዲ ትደፍኣላ። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #habeshatiktok #tgraytiktok🇻🇳 #tgraytiktok #eriboy🇪🇷

About