@touringwithbaileymoon: One less thing to think about when we’re away in the caravan 🙌 We’ve recently fitted the senseo4s plus gas monitor, which lets us keep an eye on our gas level through the app. There are obviously other ways to check your gas bottle level, from strips and the hot water method to weighing the bottle. But for us, having this already fitted means we don’t need to remember to check it manually or replace anything every time we change a bottle. We’re still new to it and haven’t properly tested its accuracy yet, so this isn’t a full review . We also need to calibrate it properly with the measurements - this was just a quick test! So far we’re already liking the convenience of having one less thing to think or worry about when we’re away! 🏕️🔥 Have you tried one of these before? #camping #caravanning #caravan

Touring With Baileymoon ✨
Touring With Baileymoon ✨
Open In TikTok:
Region: GB
Tuesday 25 August 2026 18:50:13 GMT
19395
106
13
79

Music

Download

Comments

golfing.fan.69
golfing fan 69 :
Cheaper to get a safefill, you’ll get the money back with the cost of gas
2026-08-28 09:26:30
0
swifty_dave
Dave_&_Fam_Swift_Adventures :
I’ve had my gas bottle for 1 1/2 years and it’s still nearly full. I hardly use it as I get pitches that have electric so I’m going to use their electric as I’m paying for it. But I still keep a gas bottle in the van with a suck on indicator that was about £1 off eBay.
2026-08-25 21:36:00
1
gavshelton
ooo aarr Gavlar :
looks expensive
2026-08-25 18:55:43
1
caravanqueenuk
Andrea | Caravan Queen 👑 :
I’ve never seen anything like it…very clever 👌🏻🔥
2026-08-25 19:13:56
1
To see more videos from user @touringwithbaileymoon, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ስም ናይቲ ሃገር ዘምጽኤን ሃገር ይከላኸልን ዘሎ ውድብ ህ.ግ.ደ.ፍ ታሪኹ ንምዝንባዕ፣ ሓዲሽ ውድብ ድሕሪ 1994 ከምዝተፈጥረ ጌሮም ስም ናይዚ ውድብ ንምድዋንን ካብቲ ነጻነት ዘረጋገጸ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብምንጻል ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣምታት ክዛረቡን ክጽሕፉን ንዕዘብ ኣሎና።  ብሓቂ’ኸ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ካብ’ቲ ነጻነት ዘረከበ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ይፍለ ድዩ? ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ’ኸ ካብ ህዝባዊ ሓይልታት ኤርትራ’ኸ ይፍለ ድዩ? እዚ ሰለስተ ኣስማት በብግዚኡ  እንታይ ዕላማ ንምውቃዕን ስለምንታይን መጺኡ? እዚ ሰለስተ ኣስማት መድረኻዊ ኣጸዋውዓ ናይ ሓደ ውድብን ሓደ ዕላማን እዩ። ኣብ ውሽጢ እዚ ዕላማን ውድብን ሰባት ራሕሪሖሞ እንተኸይዶም ነቲ ዕላማን ኣምርን ናይቲ ውድብ ዝትንክፍ ኣይኮነን።  ብ1970 ኣብ ውሽጢ ተ.ሓ.ኤ ብዝነበረ ድሑር ኣመራርሓ ኣርባዕተ ጉጅለታት ማለት ሰልፊ ነጻነትን ህዝባዊ ሓይልታት ቀዳማይን ካልኣይን ዑበሊንን ዕላመኣን ብምንጻር ካብ ተ.ሓ.ኤ ከምዝተፈንጨላ ኣፍሊጠን። እዘን ጉጅለታት ብመሪሕነት ጀብሃ ይህደና ስለዝነበራ ነብሰን ንምክልኻል ኣብ መጀመርታ ስሙር ግንባር ፈጢረን፣ ቀጺለን ድማ ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመት ናይ ሓባር ተመኩሮ ብ1974 ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝብል መጸዋዕታ ሓደ ሃገራዊ ውድብ መስሪተን።  ቀጺሉ’ውን ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመት ናይ ሓባር ተመክሮ ዕላሙኡን መደባቱን ዝያዳ ብምንጻር ካብ ሓደ ሃገራዊ ውድብ ናብ ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ውድብ ንምስግጋር ብ1977 ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣብ’ዚ ጉባኤ ንህዝብን መሬትን ደረጃ ብደረጃ ሓራ ንምውጻእ ዝብል ስትራተጂ ብምሕንጻጽ፣ ናይ ሓፋሽ ውድባት ማሕበራት፣ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮን፣ሰራሕተኛታትን ሓረስቶትን ተማሃሮን ክምስረታን ኣብ ሓራ መሬት ህዝባዊ ባይቶታት ንክቆማ ብምውሳን ነዚ ደሞክራስያውን ሃገራውን ዕማማት ንምክያድ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ዝብል ስም ኣብዚ ጉባኤ ተጸዊዑ።  ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ነዚ ሃገራውን ደሞክራስያውን ዕማም ንምሕያል ሓደ ካብ ተ.ሓ.ኤ ኣብ ውሽጢ ሱዳን ብሳግም ዝፍለጥ ተኣኪቡ ዝነበረ ሰራዊት ወይ ውድብ ንምሉእ ሓድነት ብምርድዳእ ብ1987 ካልኣይን ሓድነታውን ጉባኤ ኣካይዱ ነቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝብል ስም ድማ ከምዘለዎ ጉባኤ ኣጽዲቅዎ።  ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ጉባኤታት ዝተሓንጸጹ መደባት ብግብሪ ስለዝተሰርሓሎም ድማ ኤርትራ ሃገርና ሓራን ሉእላዊት ሃገርን ክትከውን በቂዓ።  ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ፣ ዕማም ሓርነታዊ ምንቅስቃስን ዕማም ምህናጽ ሃገርን ስለዝፈላለ መደባት ህ.ግ.ሓ.ኤ ክንጸር ነይርዎ። ስለ’ዚ ኩሎም ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ኣብ ውሽጥን ወጻእን ልዕሊ ሓደሽሕ ወከልቲ ዝተሳተፍዎ ሳልሳይ ውድባዊ ጉባኤ ብሚያዝያ 1994 ኣብ ናቕፋ ተኻይዱ። ኣብዚ ጉባኤ ካብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ክሳብ ሳልሳይ ውድባዊ ጉባኤ ዝነበረ ኩነታት ተገምጊሙ፣ ዕማምን ሓላፍነት መንግስትን ግንባር ተነጺሩ፣ ብዙሓት መንእሰያት ዝሓቆፈ ሓዲሽ መሪሕነት ብምምራጽ ዕላማታትን ራእይን ህዝባዊ ግንባር ድሕሪ ነጻነት እንታይ ከም ዝመስል ሃገራዊ ቻርተር ብምስናድ ነዚ መድረኽ ዘንጸባርቅ ሓዲሽ ስም ክህሉ ብምውሳን ጉባኤ ብዓወት ተዛዚሙ።  ኣብዚ ጉባኤ ከምዝዝከረኒ ናይ’ዚ መድረኻዊ ዕማም ስም እንታይ ክኸውን ኣለዎ ዝብል ብቡዝሓት ሰባት ዝተፈላለየ ኣስማት ቀሪቡ፣ ኣብ መወዳእታ ግን ብተጋዳላይ ሃይለ ወልደትንሳኤ(ድሩዕ) ዝቀረበት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ንክትከውን ጉባኤ ብሙሉእ ድምጺ ኣጽዲቅዋ።  ስለዚ እዚ ሰለስተ መድረኻዊ ኣስማት ናይ ሓደ ውድብን ዕላማን ኣስማት እዩ። ሰባት ክመጹ ወይ ክከዱ ይኽእሉ እዮም፣ ህዝባዊ ግንባር ግን ነባርን ቀጻል እዩ። ህ.ግ.ደ.ፍ ድማ ብምርጫን ዕበትን ናይ ኩሉ ኣብ ጉባኤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዝተዋህበ ስም እዩ። ግንባር ከም ስሙ ድማ ንብዝሕ ዝንባሌታት ዝሓቆፈ ጥርናፈ ስለዝኾነ ሙሉእነት ፍጹምነት ምጽባይ ወድዓዊ ኣይኮነን። ኣብ ናይ ቃልሲ ዳይናሚክስ እቲ መስርሕ ብግርጭታትንን ሓድነትን  እንዳተዋሃሃደ እዩ ዝኸይድ ።  ስለ’ዚ “ህ.ግ.ደ.ፍ ኣምጺእኩምልና” ዝብል ኣዘራርባ ዝንቡዕን ዘይቅኑዕን ኣባሃህላ እዩ።           ግርማይ የማነ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha  #ارتريا_تيك_توك🇪🇷

About