@tiamo_santa_maria: ፍቅሪ ማለት ብዘይ ስክፍታን ሕብእብእን ክልተ ልብታት ክናበበባ እንከለዋ ዝፍጠር ደስ ዝብል ስምዒት'ዩ። ፍቅሪ ኣካል ምንባር'ዩ ብዘይ ፍቅሪ መሬት ኣይትሕረስን'ያ ገዛ ውን ኣይትማሙቅን'ያ ኮታስ ዓለም ከንቱ'ያ ፍቅሪ እንተ ጎዲልዋ። ዝተፈላለየ ፍቅሪ የለን ምናልባት ዝተፈላለየ ስምዒትን ርክብን ግን ክህሉ ይኽእል'ዩ! ንኹሉ ፈቃር ኩን ካብ ኩሉ ግን ፍቅሪ ክምለሰካ ኣይትጸበ፡ ምኽንያቱ ማህጸን ኣደ'ኳ ቀይሕን ጸሊምን የፍሪ'ዩ፡ ካብ ሓንቲ ማህጸን ክልተ ሕብሪ ክልተ ባህሪ ስለ ዝፍጠር። ፍቅሪ ኣብ ምሃብ'ዩ መቀረቱ ክትጽበ እንተ ጀሚርካ ሓደ ማዓልቲ ክውሕደካ'ዩ ሽዑ ንፍቅርኻ እቲ ቀዳማይ ሓደጋ ክትከውን ኢኻ። ሃብ ኣይትጸበ። #ወግዒ_ሎሚ

ንቅሓት ሕልና 🔱
ንቅሓት ሕልና 🔱
Open In TikTok:
Region: GB
Tuesday 25 August 2026 19:13:00 GMT
15055
643
15
255

Music

Download

Comments

maebel301
One way 💈 :
ኣብ ናይ ሓቂ ሂወት የለን እዚ ዛንታ
2026-08-26 13:42:16
1
keren2531
Keren25 :
kkkkk ab hlimi tray eu 😂😂😂
2026-08-26 20:04:59
0
hermon873
Raya, :
abzi gizye zeyele emo
2026-08-28 16:51:21
0
verliesnooitjehoop
Ik geloof mij god💒💒 :
2026-08-26 12:28:18
0
user1633192806847
🇪🇷21 :
2026-08-26 14:45:44
0
michael___291
𝓜𝓲𝓴𝓮𝔂 ♛ ⁸³¹ 👑✨ :
2026-08-25 23:15:58
0
lewah.camera.man
lewah camera man :
love
2026-08-26 13:28:47
0
galsenafe24
ሩፍታ~ልበይ~ኢኪ~ማርያመይ❤✝️🕊 :
ከምዚኣ ትብለኒ ጋል ግን መዓስ እየ ክረክብ🥹
2026-08-28 18:12:54
0
kfghugfhjgffjkgfhjffjhfu
Go back :
Gaslighting zekone hasab u ezi
2026-08-26 21:16:33
0
filmongebries
Filawi :
Nzrdien tray
2026-08-26 21:13:15
1
wditikey1
𝐝𝐢𝐧𝐚𝐫𝐨♦🚬🍻✨🇪🇷🔗🎚 :
𝐭𝐞𝐦𝐧𝐢𝐭 𝐝𝐢𝐮 𝐤𝐦𝐳𝐢 𝐲𝐥𝐞𝐧
2026-08-27 03:34:49
0
usercfpsxt3hb7
Azmarino ✝️ :
🥰🥰😘
2026-08-26 19:05:05
0
To see more videos from user @tiamo_santa_maria, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About