@iftikhar.ali2247:

Iftikhar Ali
Iftikhar Ali
Open In TikTok:
Region: PK
Wednesday 26 August 2026 15:49:51 GMT
89618
5456
69
309

Music

Download

Comments

miamhrmo9ad
সফল হতে চাইলে নিজেকে নিখোজ করো :
কুথায় এটা
2026-08-30 07:18:23
0
anser.abro
anser abro :
pak army zindabad
2026-08-30 15:40:12
0
kamran_x__ladla
👑 𝙆𝘼𝙈𝙍𝘼𝙉 ✮͢𝐋𝚨Ɗ͢𝐋𝜜 ✨ :
what is this 😁🤌🏻
2026-08-27 15:33:23
0
kimgahto5067
804804804804804804804804804804 :
✌️🇵🇰✌️🇵🇰✌️
2026-08-30 07:57:46
0
malikshafqat4011
malikshafqat4011 :
2026-08-30 15:08:29
0
malikshafqat4011
malikshafqat4011 :
2026-08-30 15:08:20
0
pakhtoonistanptm
🦁MANZOOR PASHTOON🦁 :
2026-08-29 10:59:29
0
gisobumen88
🫸Rakyat 🫵jelata🫷 :
2026-08-29 13:48:14
0
yennyperes
Princess Yenny 💫 :
Amazing
2026-08-26 19:27:34
3
el58971
md mojid :
🇲🇾🇲🇾🇲🇾🇧🇩🇧🇩🇧🇩🫡🫡🫡🫡🫡🫡😎😎
2026-08-30 16:54:42
0
raza_muhmmad09
Raza 🦅🦅 :
❤️❤️❤️
2026-08-27 17:59:10
1
deliciouws
MD Shohag :
❤️❤️❤️
2026-08-27 10:50:29
2
naveed.arain256
Naveed Arain :
❤️❤️❤️
2026-08-29 07:11:03
2
raza_muhmmad09
Raza 🦅🦅 :
🥰🥰🥰
2026-08-27 17:59:07
1
imtiaj.ali285
Imtiaj All🇲🇾🇲🇾🇲🇾🇲🇾❤️ :
🥰🥰🥰
2026-08-27 00:35:25
1
itx__bilal76
بلال 🍂 :
❤️❤️❤️
2026-08-28 17:06:59
1
shayan_ataal
❖Sᴋ᭄✿shan𝒊࿐ :
🥰🥰🥰
2026-08-27 14:50:04
1
sajjad.ali41912
Sajjad Ali :
🥰🥰🥰
2026-08-29 03:03:44
1
mdanas8964
Md Anas :
🥰🥰🥰
2026-08-28 02:38:37
1
To see more videos from user @iftikhar.ali2247, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ናብ ኩልኹም ኣብ ፀበባን መከራን እትርከቡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን፦ ኣምላኽ ካብዚ ዘለኹሞ ሽግርን መከራን ብሰላም የውፃእኩም። እቲ ዝሓለፍኩሞን ትሓልፍዎ ዘለኹምን ናይ ስቓይ ግዜ ኣብቂዑ፡ ኣምላኽ ምስ ስድራቤትኩም ናብቲ ልብኹም ዝተመነዮ፡ ሰላምን ቅሳነትን ዘለዎ፡ ናይ ተስፋ ሃገር ብሰላም የእትውኩም። #ፃውዒት_ንኹሉ_ሰብኣዊ_ፍጥረት፦ እቶም ኣብ ሊብያ ኣብ ከቢድ ስቓይን መከራን ዘለዉ ኣሕዋትናን ኣሓትናን
ናብ ኩልኹም ኣብ ፀበባን መከራን እትርከቡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን፦ ኣምላኽ ካብዚ ዘለኹሞ ሽግርን መከራን ብሰላም የውፃእኩም። እቲ ዝሓለፍኩሞን ትሓልፍዎ ዘለኹምን ናይ ስቓይ ግዜ ኣብቂዑ፡ ኣምላኽ ምስ ስድራቤትኩም ናብቲ ልብኹም ዝተመነዮ፡ ሰላምን ቅሳነትን ዘለዎ፡ ናይ ተስፋ ሃገር ብሰላም የእትውኩም። #ፃውዒት_ንኹሉ_ሰብኣዊ_ፍጥረት፦ እቶም ኣብ ሊብያ ኣብ ከቢድ ስቓይን መከራን ዘለዉ ኣሕዋትናን ኣሓትናን "ድምፂ ኩኑና!" ኢሎም ይፅውዑ ኣለዉ። ሰብ ንሰብ እዩ ድምፂ ክኸውን ዝኽእል፤ ሰብ ንሰብ እዩ ፀገሙ ተረዲኡ ክድግፎን ክረድኦን ዝኽእል። ሕሰም ኣሕዋትና ሕሰምና እዩ እሞ፡ ድምፆም ንኹን። ንዘይሰምዕ ነስምዕ፡ ንዝዓፀወ ነርሕው። ሰብኣውነትና ዝልካዕ ንዝተፀገመ ብምርዳእ እዩ። ዎ ኣምላኽ! ነዞም ኣብ ስደት፡ ኣብ ምድረ-በዳን ኣብ ኣብያተ-ማእሰርትን ኰይኖም ብርሃንካ ዝፀበዩ ዘለዉ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብዓይነ-ምሕረትካ ተዓዘቦም። ካብቲ ዘለዉዎ መሪር ፀበባን ጭንቀትን ብቕልጡፍ ኣውፅኣዮም። ንመከራኦም ናብ ሓጎስ፡ ንብዓቶም ድማ ናብ ፍሽኽታ ቀይሮ። ብርሃን ተስፋ ኣብርሃሎም፡ መገዲ ሰላም ድማ ምርሓዮም። ናብቲ ዝምነይዎ ናይ ቅሳነት ቦታ ብሰላም ኣእትዎም። ኣሜን @highlight#ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #JusticeForEthiopianMigrants

About