@jesusfrancomireles: #fedevigevani @Fede Vigevani

†𝐉̰𝐞̰𝐬̰𝐮̰𝐬̰ 𝑭𝒓𝒂𝒏𝒄𝒐†
†𝐉̰𝐞̰𝐬̰𝐮̰𝐬̰ 𝑭𝒓𝒂𝒏𝒄𝒐†
Open In TikTok:
Region: MX
Sunday 30 August 2026 00:30:08 GMT
941
25
6
2

Music

Download

Comments

alfa13958
Alfa6AA :
fue una broma que nos hiso fede
2026-08-30 01:51:02
0
mrsalva12240
🌳🇵🇪𝕸𝖗𝖘𝖆𝖑𝖛𝖆🌳🇵🇪 :
soy yo o se parece a carlangas
2026-08-30 01:17:00
1
soyrobloxeano2026
SOYNETOBLOXTV :
fue hackeado por 404 yo q sepa 😭😭
2026-08-30 14:32:51
0
To see more videos from user @jesusfrancomireles, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

#ከም ልበይ ረኺበ
#ከም ልበይ ረኺበ "🤌🫶🥹 መንገዱ ቅኑዕ ናብ የማን ዝገንሕ ❤️‍🩹 ልቡ ንጹህ ናብ ኣምላክ ዝመርሕ 🫴 ወትሩ ሕጉስ ተመስገን ልማዱ👏 ከምቲ ኣነ ዝሓስቦ ልበይ ዝምነዮ🫵🫅 ሓሊፉ ጸኒሕኒ ኾይኑ እቲ ዝደልዮ🥹🤌 ደካማ እኮ ኣይኮንኩን ግን ልበይ እናረቀቀ🥹 ዋላ ኣብቲ ቀልዲ ዝብሎስ ዉሽጠይ ላበሸቀ🥹 ጸሊአዮ እውን ኣይኮንኩን ብኡ እየ ደሚቀ🫶❤️‍🩹 በሉ ቀብጠርጠር እየ ደልየ ክነብር ሓንቂቀ🥱🫴 ኣብ ጉዕዞ ሂወት ኣብቲ ላይፍ ፍቅሪ🫀 ኹሉ ኢኻ ትኾውን ክትስሕቅ ክትኹሪ🫴❤️‍🩹 ንሱ እዩ ንምንባር ዋና መመቀሪ🤌 ዕጉስቲ እየ ላበልኩስ ንሱ ዕጉስ ኾይኑ 😇 ክንዲ ሽሕ ይኾውን ወዮ ሓደ በይኑ 🫶🫵 ንኹሉ ዝሰምዕ ነታ ርእሱ ኣድኒኑ 🤌🥹 ለካ ዘይፈለጥኹስ ዓቅሊ እዩ ወኒኑ ❤️‍🩹🫶 ሰሰናዩ ጥራሕ ዝዛረብ ልሳኑ 💋🫂 ትዕድልቲ እዩ ~~~~~~~~~~~🤌🥹🫶 ከምዚ ተኾንኻ እማ ኣነኸ ታይ ደልየ 🥱 ልብኻ ክሕሉ እሲ በል እዛ ልበይ ሃየ ❤️‍🩹 ኣስፋሕፊሕኻ ንበር ከም ባሕሪ ሆረየ 🫴🫶 ካብ ልበይ ኣንቂለስ ተቀቢለካየ ❤️‍🩹🫶🥹 #ሕልፍ ክብል ኣብ #fb ዝረከብክዎ😁 #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐

About