@sansakobhansa: Guess What Is Happening ... #simara #simaramuser🌈😴🌻 #simaramuser #hetauda #hetaudamuser

SansaKoBhansa
SansaKoBhansa
Open In TikTok:
Region: NP
Wednesday 02 September 2026 14:50:38 GMT
44
10
1
0

Music

Download

Comments

bipeshkhanal2
Smile 😁♥️♥️ :
simara hoo..
2026-09-02 15:02:36
0
To see more videos from user @sansakobhansa, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ከምቲ ብዛዕባ መሬት:
ከምቲ ብዛዕባ መሬት: "ናትና ኣይንህብን: ዘይናትና ኣይንደልን ! " ዝብል ጭርሖ ዘሎ: ኣብቶም ዘይናትና: ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከም ኤርትራውያን ዑቕባ ዝሓተቱ ኢትዮጵያውያን እሞ ዓምጽ ዝፈጸሙ:ከም እኒ ብሩኬ ደስኣለኝ (Bruke Desalagne): ቶማስ መሳይ (Thomas Mesai) ወዘተ...ኣይናትናን እዮም: ኤርትራውያን ኣይኮኑን ኢልና: ካብቲ ገበኖም ንላዕሊ ዝያዳ: ነቲ ናይ ሓባር መንነትና: እቲ ኤርትራውነት ከይጽየቐና: እቲ መንነት ከይብለለና ኩቱር ተሰኪፍናስ: ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከይተረፈ: ዲፕሎማስያዊ ስርሑ ኣወንዚፉ: እዝም ገበነኛታት ኣይፈልጦምን እየ ! ኤርትራውያን ኣይኮኑን ! ክሳብ ዝብል: ክሳብ ክንድዚ ከይዱ..... እሞ በሉ: ካብ ለንደን ናይ 75 ኪ.ሜ. ርሕቀት ዘለዋ ኣብ ከተማ Brighton ዝቕመጥ: ወዲ 32 ዓመት: ሃኖክ ዘርኣይ(Hanok Zeray) ዝተባህለ ኤርትራዊ: ኣብ መጸበይ ኣውቶቡስ: ራሓቐለይ ! እናበለቶ ደጋጊሙ ክሕዛን ክተንኽፋን: ብሞባይላ ቀዲሓቶ: እቲ ቪድዮ ንፖሊስ Sussex ምስ ሃበቶም: ሃኖክ ዘርኣይ ( Hanok Zeray) ብፖሊስ ተታሒዙ: ድሕሪ ምትሓዙ: ካልኦት 6 ዝኾና ደቂኣንስትዮ: እዚ ውልቀሰብ ኣብቲ ከተማ ብተመሳሳሊ ኩነታት ናብኣተን እናተጸገዐ: ክተናኽፈን ከም ዝፈተነን ከም ዝሃደማን ንፖሊስ መስኪረን:: መጋባእያ (Brighton Magistrates’ Court) ኣብ ዝሃቦ ፍርዲ: ብ 6 ጾታዊ መጥቃዕቲ (sexual assault) ገበነኛ ኾይኑ ስለ ዝረኸቦ ን 8 ዓመትን 3ወርሕን ማእሰርቲ ፈሪድዎ:: ፍርዱ ምስ ወደአ ከኣ ተወሳኺ ን 5 ዓመት (extended licence period) ኣብ ክትትል ፖሊስ ክጸንሕ ተበይኑ:: ስለዚ ከምቲ "ናትና ኣይንህብን: ዘይናትና ኣይንደልን ! " ዝብል ጭርሖ ዘሎ: እዚኸ ንመን ንሃቦ ?! ዘይናትና ገበኛታት ኣይንደልን: እቶም ናትና ገበነኛታት ኸኣ ንኻልኦት ኣይንህብን! ኤበ ! እቲ ሽግር: ኣብ ኢትዮጵያዊ: ኤርትራዊ ወዘተ...ኣብ ዓሌት ዘይኮነ ዘሎ: እቲ ሽግር ኣብቲ ምድሓን ዘድልዮ: ኣብቲ ዝወደቐ #ዓሌት_ሰብ እዩ ዘሎ:: ሆሳእና ! ኦ ! #ጎይታ ! ኣድሕን ኮታ ! HenG.

About