@qaderbux33:

Qader bux
Qader bux
Open In TikTok:
Region: PK
Friday 04 September 2026 04:25:28 GMT
101
31
6
46

Music

Download

Comments

saleemja81
⚡Saleem Jan❣️⚡ :
🌹🌹🌹
2026-09-05 01:11:41
0
saleemja81
⚡Saleem Jan❣️⚡ :
♥️♥️♥️
2026-09-05 01:11:36
0
nadir.ali27717
Nadir Ali :
🥰🥰🥰
2026-09-04 11:55:18
0
rejabali8334019590
Rijab ali Naseerani786 :
🥰🥰🥰
2026-09-04 06:35:16
0
shersolangi76
Sher Solangi 76 :
🥰🥰🥰
2026-09-04 06:17:44
0
skrahman653
Miss sheuli 36 :
♥️♥️♥️♥️♥️
2026-09-06 01:29:26
0
To see more videos from user @qaderbux33, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣብዚ ቕነ ፦ኮነሬል ወለጋ ይኹን በየነ ምክሩ ብስልኪ ዝገበሩዎ ዝርርባት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ክዘዋወር ዝቐነየ በዛ ጅግና ስራሕ`ዩ!! ዝገርም ናይ Manipulation ብቕዓት ዘለዋ ጓል እያ።ኣብ ኢዳ ዘሎ ምሽጢራዊ ወይ ፅፁይ ሓበሬታ ኸም information leverage ብምጥቃም ካብ ብልፅግና ዝተመወለሎም ቢልዮናት ብር ተቋዲሳትሉ እያ።🤗ጅግና✅ ናይዞም ባንዳታት ብረብሓ ዝተመስረተ ርክብ“ኣነ ክህበካ፣ ንስኻ ትህበኒ” ዝብል መርህ ዘለዎ ትራንዛክሽናል ኔትዎርኮም ኣብ ኣደባባይ እያ ኣስጢሓቶም። ▶ን`ሮዝ Investigative journalists ክብላ ይደፍር እየ።  ምሽጢራዊ ሓበሬታ ትእክብ፣ ሰባት ትረክብ፣ ምስክርነትን ሰነዳትን ትእክብ። ዕላማኣ ከዓ ናይዞም ከሓድቲ ሰባት ሓቂ ምቅላዕ እዩ፣ ሰባት ንውልቃዊ ረብሓ ምጥቃም ኣይኮነን።✅  ካብ ኣብርሃም በላይ ክሳብ ከበደ ኣሰፋ፣ካብ ኣታኽልቲ ሃይለስላሰ ክሳብ ወዲ ኣንጥሩ፣ካብ ኮነሬል ወለጋ ክሳብ ወዲ ኸበደ፣ካብ ጌታቸው ረዳ ክሳብ በየነ ምክሩ ኸመይ ገይራ Blackmail ከምዝገበረቶም ኣብቶም ዝተዘርግሑ ናይ ስልኪ ቅዳሓት ሰሚዕናዮም ኢና። እዞም ሰባት ንውልቃዊ ረብሐኦም እምበር ፖለቲካዊ ቁምነገር ኣይብሎምን ኢልና ገና ካብ ብጕሓቱ ዝተቃለስናዮም ብዘይምኽንያት ኣይነበረን።ብግዕዝይና ዘኻዕበትዎ ' ስልጣኖም ተጠቂሞም ዝወረርዎ ናይ ትእምት ገንዘብ ሃፍቲ ህዝቢ ትግራይ `financial intermediary ቆፂሮም እቲ ገንዘብ ካብ ባንኪ ንምውፃእን ንምስዋርን እኒ በየነ ምክሩን ወለጋን ከመይ ይንቀሳቀሱ ከም'ዘለው ካብቲ ናይ ስልኪ ቅዳሕ ሰሚዕናዮ☝️ #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #habeshatiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #foryou

About