@thelostgeneration4: ክትርድእዮም ዘለኪ ከካፍለኪ... • ሙሉእ ወዲ የለን • ደቂ ተባዕትዮ ልክዕ ከም ቆልዑ እዮም ፤ ንስኺ ድማ ከም ኣዶ ኩኒ • ብህድኣት ስምዒ ፡ ብቀስታ ተዛረቢ • ፍጹም ምስ ሰብኣይኪ ኣይትወዳደሪ • ምስ ሰብኣይኪ ማዕረ ክትኮኒ ከይትፍትኒ • ጌጋኺ ምስ ተረድኣኺ ቀልጢፍኪ ይቕሬታ ሕተቲ • ቀናእ ኣይትኹኒ ፣ እዙይ ንኣእምሮኺ ሰላም ጽቡቕ ኣይኮነን • ምናልባት ሞባይሉ ክትፍትሺ ሓሳብ እንተመፂኪ ፣ እዙይ ኣድላዪ ኣይኮነን • ሓቀኛ ሰበይቲ ኩኒ • ብዘይ ናቱ ፍቓድ ገዛኺ ገዲፍኪ ንርሑቕ ኣይትኺዲ 😏 • ክልቲኹም ኣታዊ ክህልወኩም ፈትኒ • ኣማኻሪቱ እንበር ነቓፊቱ ኣይትኹኒ • ሰበይቲ ናይ ሰብኣያ ሓገዚት ከምዝኾነት ብፍጹም ከይትርስዒ • ካብ ኣዴኺ ጽቡቕ ነገራት ተምሃሪ • ፈጣሪ ብቖልዑ ክባርኸኪ ከሎ ፤ ንደቅኺ ብዙሕ ኣቓልቦ ሂብኪ ፤ ንሰብኣይኪ ግን ከይትርስዕዮ • ንሰብኣይኪ ብፍሽኽታ ምቕባል ተምሃሪ • ሰብኣይኪ ካብ ስራሕ ተባሪሩ ክመጽእ ከሎ ተቐበልዮ፣ ተተኻኢሉ ሕቖፍዮ • ሰብኣይኪ ሓሪቑ ክመጽእ ከሎ ምዝራብ ኣቋርጺ 🤨 • መደቀሲኺ ጽርየቱ ሓልውሉ • ኣብ ዓራት ክዳውንቲ ኣይተቐምጢ ፥ ሓደ ሓደ ደቂ ተባዕትዮ ኣይፈትውን 😁 • ጽሪቲ ጓል ኩኒ • ኩሉ ግዜ ዘክሪ ከም ሰበይቱ ኩኒ ሓፍቱ ኣይኮንክን • ንቤተሰቡ ፥ ከም ቤተሰብኪ ኣስተኣናግዲ • ክትጽልዩ ብሓደ ኪዱ ፤ ብሓደ ቁረቡ • ንሰብኣይኪ ወይ ንገዛኺ ምስ ካልኦት ኣይተወዳድሪ " ትኽክለኛ ሰበይቲ ፥ ነቲ ድኻ ሰብኣያ ከም ንጉስ ኮይኑ ንክስመዖ እትገብር እያ"❤️🔗
ጥ҉በ҉በ҉ኛ҉
Region: SE
Saturday 05 September 2026 14:10:53 GMT
Music
Download
Comments
👸🦋🇩🇰 :
ኣምላክ ኣቦይ ከምቱ ኣዴና ሳራ ንኣቦና ኣብራሃም ጎይታይ ናበለት ትሕት ትብለሉ ናዓይ ካዓ ለባም ጥበበኛ ሰበይቲ ግበርኒ🙏😌
2026-09-20 00:02:23
3
Ł𝐰𝐚𝐦 𝐯𝐢𝐯➚✝️ :
ኣምላክ ኣቦይ ነመፃኢ ለባም ሰበቲ ክኮን ሓግዘኒ[Teary eyed]💏
2026-09-16 20:23:39
3
ሓጥያተይ ዘንጺህ ምሓሪ ኣቦ ኣለኒ :
fetari aboyu maxi lebame sebeyuti kikewen hagezeni🙏🙏
2026-09-16 20:38:59
2
🔗 :
Bulux qalat😮💨kab bulux sebbbb🙌🏾🤌🏽❤️
2026-09-05 18:54:31
3
💊🅜🅔🅛🅘💊 :
ፈጣሪ ይሓግዘኒ🙏❤
2026-09-20 00:02:22
1
Gal kahsay🧡 :
ኣብሽር 😘😘
2026-09-23 09:02:31
0
Meseret Mehari :
ትዕግስቲ
2026-09-13 20:32:27
2
kem adetata kikewin ye ❣️💯🫶 :
🙏🙏🙏🙏
2026-09-19 23:32:08
0
never give up☝️ :
✌️👌👌
2026-09-06 21:13:49
2
nakfa23 :
❤️❤️❤️❤️❤️
2026-09-07 15:40:35
1
delu.w :
💯🙌
2026-09-05 14:27:49
1
ሓዱሽ ምዕራፍ ➤👸✅ :
🥀✅
2026-09-21 10:19:53
0
selu :
🥰🥰
2026-09-19 18:14:14
0
um kalu Queen 👸🥀🤌 :
❤👑🤲
2026-09-19 14:27:28
0
daniel abraha :
🥰🥰🥰
2026-09-19 15:23:07
0
እየሩ ሳሌም :
💙🥰
2026-09-19 17:18:40
0
user8192799650780 :
[Big heart hug][Big heart hug][Big heart hug][Big heart hug][Perfect score][Perfect score]
2026-09-22 08:35:18
0
ሚሊ ጓል ዘሪጋ👑👸 :
ክኾነልካ እየ ጎይታዋይ @Alex king 🥰❤️
2026-09-19 03:38:04
0
efey ♥️ :
♥️♥️♥️
2026-09-16 12:49:36
0
ዓርኪ ፋዘራ 👨👧👸 :
🥰🥰🥰
2026-09-14 16:13:38
0
Nigsti nebisa🎼🫀🥀 :
🙏🙏🙏🙏🙏
2026-09-22 20:39:55
0
To see more videos from user @thelostgeneration4, please go to the Tikwm
homepage.