@poyiegasi_: Layan lagu otai-otai luhhh.. . #gasi

Poyie Gasi
Poyie Gasi
Open In TikTok:
Region: MY
Wednesday 09 September 2026 16:43:59 GMT
421
46
1
3

Music

Download

Comments

denmanjotv
Den Manjo :
Meriah😍😍😍
2026-09-09 18:12:22
0
To see more videos from user @poyiegasi_, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

♡ናተይ ድኽመትይ ጥንካረይ ንስኺ ኢኺ ምድራዊት መልኣኸይ::ስእነት ዘይሰብራ ፈተናታት ዘየዉድቕዋ ንሕመቃ መሊሳ ተሕምቖ ናተይ ሓያል ኣዶ::➴🌸 ዛ'ናየይ ገርሂ ርህርህቲ ፍጥረት ዉሕድ ዘዕግባ ::ፃዕዳይ ድምፅኺ ዝፈጥረለይ ሰላም ልክዕ ከምቲ ቤተ ክርስትያን ተሳሊምኪ ትረኽብዮ ብርቱዕ መንፈሳዊ ሰላም እዩ ሰለማዊት ገዳመይ::➴🌸 ርግዕ ዝበለ ሰሓቕኪ ገለ ጣዕሚ ኣለዎ ስቕ ኢሉ ፍሽኽ ክብል ይገብረኒ
♡ናተይ ድኽመትይ ጥንካረይ ንስኺ ኢኺ ምድራዊት መልኣኸይ::ስእነት ዘይሰብራ ፈተናታት ዘየዉድቕዋ ንሕመቃ መሊሳ ተሕምቖ ናተይ ሓያል ኣዶ::➴🌸 ዛ'ናየይ ገርሂ ርህርህቲ ፍጥረት ዉሕድ ዘዕግባ ::ፃዕዳይ ድምፅኺ ዝፈጥረለይ ሰላም ልክዕ ከምቲ ቤተ ክርስትያን ተሳሊምኪ ትረኽብዮ ብርቱዕ መንፈሳዊ ሰላም እዩ ሰለማዊት ገዳመይ::➴🌸 ርግዕ ዝበለ ሰሓቕኪ ገለ ጣዕሚ ኣለዎ ስቕ ኢሉ ፍሽኽ ክብል ይገብረኒ"ኣነ ጓልኪ'ኮ ድኽምቲ እየ ኣደዋይ'ንዶ ትፅልየለይ ኢለ ልበይ ኣዉዲቐ'የ ዝድቅስ ፀግዒ እምነተይ::ንስኺ ንኹሉ ፀገማትኪ ዝበዳህኽሉ ዓብዪ ዕጥቅኺ ፀሎት እዩ ነይሩ ኣነ ግን ናትኪ የሓዝኩን!➴🌸 ኣብ ድኽም ዝበለኒ ሰዓት አዝየ ይሓስበኪ'ሞ ኹሉ ዘሕለፍክዮ ነገራ ንፅቡቅኪ ኮይኑ ከስታዉስ ተለኹ የመስግን ናተይ ምዕራፍ:: ♡ገበታ ለዉሃትኺ ዘይሕለል ተስፉኺ እቲ ብጣዕሚ ጥዑም ላዛኺ ትሕትናኺ ሓዳግነትኪ ዓቕልኺ ኹሉ ነገርኪ ኣባየይ ክህሉ ኣዝየየ ዝደልዮ::➴🌸♥️ ናተይ ሓላል ኩሉ ሰባ ዘልኣለማዊ ፍቕርን ክብርን ዘወንዝፈልኪ ቆዋሚት ዓምደይ ናተይ ዓለም።🌎💙 #LearnOnTikTok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #creatorsearchinsights #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #habeshatiktok

About