@toko.murah.12: 😭 Serius ini mah Ranselnya bagus, promonya juga ga kira2 😭 #tasranselgede #tasranselukuranbesar #ranseltravelling

Toko Murah
Toko Murah
Open In TikTok:
Region: ID
Wednesday 16 September 2026 11:58:05 GMT
176
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @toko.murah.12, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

​🙏✨ ኣይጠራጠርን’የ ፥ ለዋህ ከም ምዃንካ 🪜👑 ስሒብካ ከም ተውጽእ ፥ መሳሊል ፈጢርካ 🌌🌍 ጎይታ ኩሉ ኢኻ ፥ ሰማይ ምስ ምድሪ ❤️✝️ መድሕን ናይዛ ዓለም ፥ መርኣያ ናይ ፍቕሪ ​💖🤲 ኣባኻ ክውከል ፥ ብሙሉእ ልበይ              🛣️✨ ባኣኻ ክፍጸም ፥ ክቐኒዕ መንገደይ             🕊️👤 ንስኻ ኣብ ትደልዮ ፥ ክትርከብ ’ታ ነብሰይ            🎁🙌 ጸጋ በረከትካ ፥ ክትቅበል ሂወተይ            ​➡️🏃 ንድሕሪት ከይምለስ ፥ ንቕድሚት ኣማዕድየ           🤍✨ ምስ ሓጥያት ከይነብር ፥ ንጽድቂ ተመኒየ           🏆📖 ኣፍቲ ጫፍ ናይ ዓወት ፥ ፈጸምቲ ንቓልካ 🌧️🕊️ ጎይታይ ኣብጻሓኒ ፥ ከም በዝሒ ምሕረትካ ​🙏💭 ትምኒተይ ብዙሕ’ዩ ፥ ዘይፍጸም ብባዕለይ 🗝️❤️ ናባኻ ክቐሪብ ፥ ኩሉ ክመልኣለይ 💡🔓 ከፊትካ ባዕልኻ ፥ መፍቱሕ ማዕጾ ልበይ ☀️🕯️ ዝጸልመቶ ልበይ ፥ ብርሃንካ ኣብራሃለይ ​🧼🛑 ምጉርምራም ገዲፈ ፥ ከንጻሃ ዛ ነብሰይ                   🛤️💧 መንገዲ ከትሕዛ ፥ ክጸሪ ካብ ሓጥያተይ                   🗺️🙌 ቅንዕቲ መንገዲኻ ፥ ባዕልኻ ምርሓኒ                 ⚠️🛡️ ሓጥያት ተላሚደ ፥ ምንባር ከይለምደኒ                   ​🤲🧹 ክሓጽባ ዛ ነብሰይ ፥ ጎይታይ ደግፈኒ               ❓🤔 ከርክበሉ ምባል ፥ ምኽኒት ከይመስለኒ ⚖️❓ ተዘይ ሓጺበያ ፥ እንታይ ዋጋ’ለኒ 🙏✝️ ዘይንሳኻ ጎይታይ ፥ መን’ዩ ’ሞ ዘለኒ ​📜🙏 ንቓልካ ከኽብር ፥ ንቓልካ ክግዛእ 🌦️🌤️ ይጥዓም ግዜ ፥ ዋላ ይምረር ይኽፋእ 🛑🛣️ ፍቓድካ ጥሕሰ ፥ ኣበይ ከይጥዕመኒ 🕊️❤️ ጎይታይ ብምሕረትካ ፥ መንገዲኻ ኣትሕዘኒ               ​⚠️🚫 ካብ ፍቓድካ ምውጻእ ፥ ከይመስለኒ ጽቡቕ               💡🧠 ንነብሰይ ኣጋግየ ፥ ሂወተይ ከይጽይቕ                 🌱🛤️ ሰናይ ግብሪ ፥ ናብ ሰናይ ዝመሪሕ                   🙏✨ ጎይታይ ደግፈኒ ፥ ሕሊናይ ከብልሕ                    ​🛣️🎯 መንገደይ ክቐንዕ ፥ ሓሳበይ ክሰምር 📖🙏 ንቓልካ ዘይጥሕስ ፥ ትእዛዝካ ዘኽብር  ቅኑዕ ሰብ ክኸውን ፥ ዘሐጉስ ናዓኻ ልበይ ኣብራሃለይ ፥ ጎይታይ ሓደራኻ ተመስገን ኣምላከይ ተመስገን ✍️✝️🙏          #ወጋሕታይ 𝐓𝐞𝐦𝐞𝐬𝐠𝐞𝐧 የድንግል ማርያም ልጅ 🫶🏼🥹

About