@camiesole: NONTON SAMPE AKHIR PLS 😭GONG BGT ANJ 😭😭 #viral #wangi #hairperfume #parfum

camie
camie
Open In TikTok:
Region: ID
Thursday 17 September 2026 08:27:24 GMT
4997
86
2
2

Music

Download

Comments

sidetheshit
ʚ vira ɞ :
kakak rambutnya panjang bgtt bagus
2026-09-17 08:43:28
0
To see more videos from user @camiesole, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሓይልታት ትግራይ ኣበይ እዮም ዘለዉ? ስግኣት ፈጢሩ ዘሎ ተኽእሎ ዳግማይ ውግእ - - - - -  መቐለ፡ ምዕራይ መራኸቢታት ብመጠኑ ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ምምላሱን፡ ነበርቲ ዝተወሰነ ዕረፍቲ ፈጢሩሎም ኣሎ፤ እንተዀነ ካልእ ሻቕሎት ዝፈጥር ነገር ግን ኣሎ። ካብ ከተማ መቐለ ንኣንፈት ሰሜንን ስሜናዊ ምዕራብን ኣስታት 45 ኪሎ ሜትር ውፅእ ኢልካ፡ ዝርከቡ ነበርቲ፡ ኵሉ ነገር ናብ ንቡር ክምለስ እናተጸበዩ፡ ድቃስ ዝኸልእ ሃዋህው ግጭት ይዕዘቡ ኣለዉ። ብፍላይ ኣብ ዞባ ምብራቓዊ ትግራይ፡ ዳግማይ ውግእ ክጅመር ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት እናዓበየ ከም ዝመጸ ነበርቲ ንቢበሲ ገሊፆም። ገለ ካብዘን ከተማታት፡ በቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ኲናት ትግራይ ኣዝየን ዝተሃሰያ እየን። ብጸጥታዊ ምኽንያት ስሙ ክግለጽ ዘይደለየ ነባሪ ከተማ ውቕሮ፡ ተጋደልቲ ሓይልታት ትግራይ ካብ -ደቡባዊ ኣንፈት ትግራይ ዝቐነየ ውግእ፡ ድሕሪ ምድፋእን ምስሓቦምን፡ ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ናብታ ከተማ ክኣትዉ
ሓይልታት ትግራይ ኣበይ እዮም ዘለዉ? ስግኣት ፈጢሩ ዘሎ ተኽእሎ ዳግማይ ውግእ - - - - - መቐለ፡ ምዕራይ መራኸቢታት ብመጠኑ ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ምምላሱን፡ ነበርቲ ዝተወሰነ ዕረፍቲ ፈጢሩሎም ኣሎ፤ እንተዀነ ካልእ ሻቕሎት ዝፈጥር ነገር ግን ኣሎ። ካብ ከተማ መቐለ ንኣንፈት ሰሜንን ስሜናዊ ምዕራብን ኣስታት 45 ኪሎ ሜትር ውፅእ ኢልካ፡ ዝርከቡ ነበርቲ፡ ኵሉ ነገር ናብ ንቡር ክምለስ እናተጸበዩ፡ ድቃስ ዝኸልእ ሃዋህው ግጭት ይዕዘቡ ኣለዉ። ብፍላይ ኣብ ዞባ ምብራቓዊ ትግራይ፡ ዳግማይ ውግእ ክጅመር ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት እናዓበየ ከም ዝመጸ ነበርቲ ንቢበሲ ገሊፆም። ገለ ካብዘን ከተማታት፡ በቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ኲናት ትግራይ ኣዝየን ዝተሃሰያ እየን። ብጸጥታዊ ምኽንያት ስሙ ክግለጽ ዘይደለየ ነባሪ ከተማ ውቕሮ፡ ተጋደልቲ ሓይልታት ትግራይ ካብ -ደቡባዊ ኣንፈት ትግራይ ዝቐነየ ውግእ፡ ድሕሪ ምድፋእን ምስሓቦምን፡ ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ናብታ ከተማ ክኣትዉ "ተስፋ ዘቕብፅ" ክብል ዝገለጾ ኵነታት ከምዝተዓዘበ ንቢቢሲ ገሊጹ። #bbcnewstigrinya #ኢትዮጵያ #Ethiopia #tigray #war

About