@dailymargarethserrao:

dailymargarethserrao
dailymargarethserrao
Open In TikTok:
Region: BR
Friday 18 September 2026 14:46:56 GMT
171192
11262
41
473

Music

Download

Comments

user2601462356758
Thaay :
ela e o vini jr apareceram no comercial da globo agora, sobre política 😳😳
2026-09-18 15:16:23
15
jessica.cardoso.c36
Jéssica GG :
nome da música
2026-09-19 15:54:47
0
edilca04
Sweden🇸🇪 Brazil🇧🇷🌎 :
2026-09-19 14:52:35
0
darlly.sillvah
Darlly Sillvah :
2026-09-19 00:55:50
2
edilca04
Sweden🇸🇪 Brazil🇧🇷🌎 :
2026-09-19 14:53:11
0
edilca04
Sweden🇸🇪 Brazil🇧🇷🌎 :
2026-09-19 14:52:41
0
edilca04
Sweden🇸🇪 Brazil🇧🇷🌎 :
2026-09-19 14:51:41
0
edilca04
Sweden🇸🇪 Brazil🇧🇷🌎 :
2026-09-19 14:51:33
0
edilca04
Sweden🇸🇪 Brazil🇧🇷🌎 :
2026-09-19 14:53:36
0
user9871660058378
Maria :
[Coração vermelho]
2026-09-18 15:13:18
3
neusadealmeidasan
neusadealmeidasan :
2026-09-18 16:28:16
2
luizabrito_0
Luiza✨ :
2026-09-19 21:41:22
0
fernando.benjamim.pr
ғᴇʀɴᴀɴᴅ✰ :
2026-09-19 01:23:17
2
deboraoya30
Débora Ferreira :
2026-09-19 15:22:23
0
sirlanemartins0
Sirlane 💖🇬🇫 :
2026-09-19 15:41:13
0
user985759675
Ana Silva :
2026-09-19 00:21:09
0
eu.luana_garcia04
꧁༒𝓛𝓾𝓪𝓷𝓪 𝓖𝓪𝓻𝓬𝓲𝓪༒꧂ :
2026-09-19 11:15:01
0
hykppb
hykppb :
❤️
2026-09-18 15:44:30
1
dorielmamendes
Dorielma Mendes :
2026-09-19 03:09:56
0
inezsilva788
inez Silva :
inloco
2026-09-19 01:35:40
0
valeriaoliveira1981
Valeryoliver :
2026-09-19 11:10:58
0
valbezerrafit
ValBezerraFit :
A mais mais
2026-09-19 19:50:56
0
odetejorgemagagul
odete jorge magagula :
linda🥰🥰🥰🥰
2026-09-19 05:09:50
0
ednalyaa_silva
ednalya silva :
2026-09-19 03:07:52
0
lc66480
LC :
Vcs já observaram que acompanha o macho que ela tá
2026-09-18 17:43:55
1
To see more videos from user @dailymargarethserrao, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

........... ሓደ መንእሰይ ንኽምርዖ መዓልታት ምስ ተረፎ ወላዲቱ ብድንገት ካብዛ ዓለም ብሞት ትፍለ::እቲ መርዓ ንዓመታ ተሰጋገረ ንመርዓ ዝተዳለወ እኽለማይ ድማ መሕለፊ ሓዘን ኮነ::ዘይበጽሕ የለን ዓመት ኣኺሉ ዝተቖጽረ ዕለተ መርዓ በጽሐ::እቲ መንእሰይ ድማ ምስታ ዘፍቅራ ሕጽይቱ ተመርዓወ::ብድሕርዚ ድማ ኣቦ መርዓዊ ኣብ ገዝኦም ንበይኖም ክተርፉ ተገደዱ:: ምኽንያቱ ድማ ድሕሪ ሞት በዓልቲ ቤቶም እቲ መርዓዊ እቲ እንኮ ዉላዶም ብምንባሩ::እቲ ወዶም ድማ ድሕሪ ምምርዓዉ ምስ ሰበይቱ ንበይኖም ሓዳሮም ፈልዮም ክነብሩ ብምጅማሮም እዩ::ወዶም ሓደ ሓደ ግዜ ምስ በዓልቲ ቤቱ ሓደ ሓደ ግዜ ድማ ንበይኑ ናብ ቤት ኣቦኡ እናተመላለሰ ደሃይ ኣቦኡ ይገብር ነበረ::እታ በዓልቲ ቤቱ ድማ ዝበዝሕ ግዜ ካብ ንኣቦኡ ንላዕሊ ንስድራቤታ ክግደሰሎምን ክበጽሖምን ተገድዶ ነበረት:: በዚ መንገዲ እዚ ሓሙሽተ ዓመታት ሓለፈ::እቲ ምስኪን ዓቢ ሰብኣይ ድማ ብሕማም ተዳኸመ::እቲ ወዱ ድማ ብኩነታት ኣቦኡ ተሻቐለ::ንኣቡኡ ድማ ምስኡ ወሲዱ ክኣልዮም ከምዝኽእል ንገዝኡ ክወስዶም ከምዝደሊ ለመኖም::ብሰይቲ ወዶም ተቐባልነት ዘይብሉ ጋሻ ከይኮኑ ሓዳር ወዶም ድማ ኣብ ሓደጋ ከይወድቕ ብምፍራሕ ምስኡ ምቕማጥ ኣበይዎ::ድሕሪ ብዙሕ ልመናን ምምልላስን ግን እቶም ኣቦ ንሓሳባት ወዶም ኢዶም ክህቡ ተገደዱ እሞ ዝተረፎም ዓመታት ምስ እንዳ ወዶም ከሕልፉ ምስኦም ምንባር ጀመሩ:: እቶም ኣቦ ኣብ እንዳ ወዶም ክነብሩ ካብ ዝጅምሩ ንሰበይቲ ወዶም ደስታ ሓጎስ ረሓቓ::ክልተ ዓይነት ምግቢ ክትሰርሕ ጀመረት ዝበለጸ ንዕኦም ነቶም ኣቦ ድማ ከም ሻሙ::እቶም ኣቦ በይኖም ምብላዕ ዝኸብዶም እኳ እንተነበረ ምስ ደቆምን ደቂ ደቆምን ብሓንሳብ ክምገቡ ግን ዝፍቀዶም ኣይነበረን::ናይ ኣብኡን ብናይ በዓልቲ ቤቱን ኩነታት ዝሓርበቶ ወዶም ብክልተ ማዕበላት ክናወጽ ጀመረ ምስ ኣቦይ ድየ ክዉግን ዋላስ ምስ ሰበይተይ!!! ኣብ ከምዚ ኩነተት ከሎ ሰበይቱ ሓደ ሓሳብ ኣቕረበት ንሱ ከኣ ስለምንታይ ሰበይቲ ዘይነምጸኣሎም ንሳ ምኣለየቶም ንሕና ከኣ ሰላምና ምረኸብና በለቶ::ወዶም ድማ ኣብዚ ዕድመ እዚ ኣቡኡ ተመርዕዮም ክነብሩ ከምዘይክእሉ ብምርዳእ::ሓደ ነገር ጥራይ ክዉስን ከምዘለዎ ዝተረደአ::ናብቲ ኣለይቲ ዘይብሎም ሽማግለታት ዝቆብሉ መዕቆቢ እንዳ ዓበይቲ ክወስዶም ገበሮ ድማ ንኣቦኡ ናብኡ ኣረከቦም::እቲ መንእሰይ ነቲ ንብዙሕ ዓመታት ብፍቕርን ሓልዮትን ክንክንን ሓደ ከም ሓሙስ እናበለ ዘዕበዮ ገዛእ ወላዲኡ ብገዛእ ኢዱ ናብቲ ክኣትዎ ሓሲብዎ ዘይፈልጥ መእለይ ኣብጺሕዎ ክምለስ እንከሎ ምስ ገበታ ንብዓቱ ነበረ:: ድሕሪ ሰሙን ንኣቡኡ ናብቲ መእለይ ድሕሪ ምርካቡ ደሃይ ኣቡኡ ክገብር ናብቲ ቦታ ምስ ከደ::ኣቡኡ ጽሑፍ ዘለዋ ንእሽተይ ወረቐት ገድፎምሉ ብሞት ተፈልዮም ጸንሕዎ::እቲ ጽሑፍ ድማ ከምዚ ይብል ነበረ:: ወደየ!!!ካብ ዘሕለፍክዎም ኩሎም ምሩጻት ግዜታት እቲ ካብ ስራሕ ክኣቱ እንከለኹ:ናብ መደቀሲ ክፍልኻ ኣትየ ዝተማላእኩልካ መጻወትታትን ካልእ ጽቡቕ ነገራት ክህበካ እንከለኹ እዩ:: ወደየ!!!ካብ ዘሕለፍክዎም ምሩጻት ግዜታት ደስ ዝብለኒ ነዓኻ ምሕንባስ ከላምድ ተሰኪመካ ናብ መሐንበሲ ክኣቱ እንከለኹ እዩ:: ወደየ!!!ኣብ ህይወተይ ካብ ዘሕለፍክዎም ምሩጻት ግዜታት ኩሉ ደስ ዝብለኒ ህጻን እንከለኻ ሒዘካ ናብ ቤት ጽሕፈተይ ክኸይድ እንከለኹ ዝጠቕሙኒ ናይ ስራሕ ወረቓቕቲ ክትቀዳድደለይ እንከለኻ ብፍቕሪ ፍሽኽ ኢለ ክሪኤካ እንከለኹ እዩ:: ወደየ!!!ኣብ ህይወተይ ካብ ዘሕለፍክዎ ምሩጻት ግዜታት ደስ ዝብለኒ ኣነ ዝኣረገ ልብሲ ለቢሰ ኣብ ጁባይ ዘሎ ኩሉ ገንዘብ ኣውጺአ ነዓኻ ደስ ዝበለካ ልብሲ ገዚአ ጸቢቕካ ክሪአካ እንከለኹ እዩ:: እዚ ወደይ ሕጂ እዉን ነዓኻ ኣይወቅስን እየ::ነገር ግን የዒንተይ ብንብዓት መሊኡ ነዚ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት ናተይ መወዳእታ ከምዚ ክኸዉን ኢለ ሓሲበ ስለ ዘይፈልጥ እየ::ናይ ህይወተይ መፈጸምታ ኣብ ሑቕፎካ ክኸዉን እዩ ኔሩ ትምኒተይ ግን ኣይኮነን::ካብ ዘፍቅረካ ኣቦኻ::እቲ መንእሰይ ነቲ ጽሑፍ ኣንቢቡ ምስ ወድአ ብኽቱር ጓሂ ንብዓቱ እናርገፈ ከልቅስ ጀመረ:: 👉ስለዚ ክቡራት ኣሕዋት እቶም ናይ ሕጂ መንእሰያት ናይ ጽባሕ ኣቦታትን ኣዴታትን ክንከዉን ኢና(ኣቲ ናይ ሎሚ መርዓት ጽባሕ ትኾኒ ሓማት)ከም ዝበሃል እቲ ጽባሕ ብደቅና ኣባና ክፍጸም ዘይንደልዮ ሎሚ ኣብ ወለድና ወይ (ሓሞና:ሓማትና)ከይንፍጽሞ ክላቦ እደሊ:: 👉ብህይወት ክሳብ ዘለኹም ንኣቦኹምን ኣዴኹምን እንዳ ኣገልገልኩምን እንዳ ተኣዘዝኩምን የንብርኩም::ደው ኢልና ንሕሰብ:: ካብ ከምዚ ዓይነት ጣዕሳ እግዚኣብሄር ይሰዉረና::🙏 እግዚኣብሄር ሓይሊ ፍልጠት ኣእምሮ ልቦና ይሃበና🙏

About