@bootsfuhrerschein: Lesen lesen lesen

user11224348734
user11224348734
Open In TikTok:
Region: DE
Thursday 24 September 2026 03:25:27 GMT
577
1
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @bootsfuhrerschein, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

*እቲ በዓል ሓዳር  ፍትሕ ክደሊ እንከሎ  >''> እቲ  ዘይተመርዓወ  ድማ ፍቅሪ ክደሊ ይቁንዞ ። *እቲ ፉሉጥ ወይ ( ሁቡብ ) ሰብ እታ እንኮ ዝደሊያ ብሕታውነት ያ    እቲ ዘይህቡብ ድማ  ፉሉጥ ክኸውን ኣመና ይህንጠ ።  * ዓያሹን ደናቁርን ≈ ክርዱኡኻ ምስ ዘይክእሉ  ኢዮም   ናብ  ላግጺ  ዝኣትዉ ። ፓያታግሮስ  * ከልቢ ተዛሪቡ እንተ ኢልካኒ  ኣይከኣምነካን ኢየ '''   ሰብኣይ ነቢሑ እንተ ኢልካኒ ግን ክኣምነካ ቀሊል ዩ ።  ጀርጆ በርናንድ  *- ክትዕ ምስ ዓያሹ ሰባት ልክዕ  ከም ኣብ ገጽኻ ዘሎ ጣንጡ ክትቀትል ምፍታን ኢዩ !!  ቅተሎ ኣይትቅተሎ  ብዘየገድስ  መወዳእትኡ  ገጽካ ምጽፋዕ ኣይተርፈካን ኢዩ  ።  ጀርጆ በርናንርድ * ኣጽፍርኻ ክነውሕ እንከሎ  ነጽፋርካ  እንበር ነጻዕትኻ  ኣይኮንካን ትቆርጾ !!  ብተመሳሳሊ  ዘይምርድዳእ ክመጽእ እንከሎ  ንኣንነትካ እንበር  ንዝምድናኻ ኣይኮንካን ክትቆርጾ ዘለኻ !! * ከም  ዝበሃል  እንተ ኮይኑ  ጎልን 👸🏼 መስተን 🍻 ሓደ ኢዮም ክሊቲኦም ርእስኻ የስሑቱኻ !! ብተመሳሳሊ ድማ ወድን 🧔🏼‍♂️ ሕማምን ሓደ ኢዮም ክሊቲኦም የሳቂዩኻ ። *ሓሶት  ካብ ሓቂ  ንላዕሊ ንደቂ  ሰባት  ይሑጉሶምን የደስቶምን  ሓቂ  ግን ዝመረረ መድሃኒት ኢዩ ፣ ሰብ ግን ብ ጥዑም ሽኮር ዝተለበጠ  ሓሶት ኢዩ ዝፈቱ ።  * ነታ ኣመና ተፍቅራ  ጎለንሰይቲ  እንተ ተፈላሊኹም  ትርሰዓላ መንገዲ እታ እንኮ   ምስ ትምርዖ  ጥራሕ ኢዩ !! እንተዘይ ተመሪዓ ግን ክተፍቅራ ክትነብር ኢኻ ። *እቲ  ሓቀኛ  ፍቅሪ  ኣብ ሕክምናን  ወይ  ኣብ መቃብርን ጥራሕ ኢኻ ትረኽቦ  ! ንሕና  ደቂ  ሰባት  ኣብታ ናይ መወዳእታ ህሞት ኢና ፈተውትና ንዝኽር ። * ኣብ ግዜ  ለይቲ  ወይ ኣንባቢ  ወይ ድማ ጸሓፊ ኩን ወይ ድማ  ከም ድሙ  ኣብ ኽሽነ ምስውስው በል ።  ንያት   6/10/2026  ካብዘን ቢሂላት ደስ ዝበለትኹም ጸሓፉ !!  #ጽሑፋት  #ትግርኛ🌠🎷🎼

About