@saniya70453:

saniya
saniya
Open In TikTok:
Region: AE
Saturday 26 September 2026 20:57:02 GMT
213
35
8
1

Music

Download

Comments

saniya70453
saniya :
♥️
2026-09-26 20:57:14
2
shahfaisal1972
Shah Faisal :
MashAllah
2026-09-27 00:58:36
0
saniya70453
saniya :
🥰🥰🥰
2026-09-26 20:57:09
2
muhammad.jameel1244
زخمی دل کا عاشقjameel :
🥰🥰
2026-09-26 21:02:19
0
bangash786007
muhammad aslam :
[Happy][Happy][Happy]
2026-09-26 21:46:57
0
shahfaisal1972
Shah Faisal :
[Red heart][Red heart][Red heart][Red heart]
2026-09-27 00:58:26
0
asiya0078
asiya0078 :
[Twin hearts][Twin hearts][Twin hearts][Twin hearts][Twin hearts]
2026-09-26 21:25:21
2
To see more videos from user @saniya70453, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ብዛዕባ ሓደ ነገር ቅኑዕ ኣመለኻኽታ እንተዘይሃሊዩ፦ ምግጋይን ግጉይ ኣተሓሕዛን ክህሉ ባህርያዊ እዩ። ንሓደ ነገር ከምቲ ዝድለ ጌርካ ንምሓዝ፦ ከምቲ ዝድለ ጌርካ ምርዳኡ ኣገዳሲ እዩ። ብዛዕባ ሰበይቲ ክህልወና ዘለዎ ኣመለኻኽታ እውን ቅኑዕ ዝዀነ መረዳእታ እዩ። ሰበይቲ ማለት፦ ኣዴኻ፡ ሓፍትኻ፡ ብጸይትኻ፡ ከምኡ'ውን ናይ ህይወት ኣጋርካን ኣደ ደቅኻን እያ። እዚ ማንም ደስ ክብሎ ወይ ክጸልኦ ኢልካ ትብሎ ዘይኰነ፦ ክዉን ብዛዕባ ጓል ኣንስተይቲ እዩ። እዚ ኣመለኻኽታ እዚ እንተጢዑ ድማ እዩ ጥዑይ ዝዀነ ኣተሓሕዛ ዝህሉ። እተፈላለየ ምኽንያታት ብዝፈጠሮ ብዛዕባ ሰበይቲ ዘለና ግንዛቤ፦ ካብታ
ብዛዕባ ሓደ ነገር ቅኑዕ ኣመለኻኽታ እንተዘይሃሊዩ፦ ምግጋይን ግጉይ ኣተሓሕዛን ክህሉ ባህርያዊ እዩ። ንሓደ ነገር ከምቲ ዝድለ ጌርካ ንምሓዝ፦ ከምቲ ዝድለ ጌርካ ምርዳኡ ኣገዳሲ እዩ። ብዛዕባ ሰበይቲ ክህልወና ዘለዎ ኣመለኻኽታ እውን ቅኑዕ ዝዀነ መረዳእታ እዩ። ሰበይቲ ማለት፦ ኣዴኻ፡ ሓፍትኻ፡ ብጸይትኻ፡ ከምኡ'ውን ናይ ህይወት ኣጋርካን ኣደ ደቅኻን እያ። እዚ ማንም ደስ ክብሎ ወይ ክጸልኦ ኢልካ ትብሎ ዘይኰነ፦ ክዉን ብዛዕባ ጓል ኣንስተይቲ እዩ። እዚ ኣመለኻኽታ እዚ እንተጢዑ ድማ እዩ ጥዑይ ዝዀነ ኣተሓሕዛ ዝህሉ። እተፈላለየ ምኽንያታት ብዝፈጠሮ ብዛዕባ ሰበይቲ ዘለና ግንዛቤ፦ ካብታ "ሰበይቲ" ትብል ስም ጀሚርካ ጥዕና ዝጎደሎ እዩ። ስለዝዀነ ድማ ብሰንኪ ግጉይ ኣመለኻኽታ ግጉይ ኣተሓሕዛ መሪጽና፦ ወሳኒ ዝዀነ ናይ ህይወትና መትረብ ነበላሹ ብዙሓት ኢና። እንተዀነ ርግእ ኢልና እንተሓሲብናሉን ኣስተብሂልናሉን ግና፦ ቁልፊ ሓጎስን ሓዘንን ኣብቲ ኣብ ሰበይቲ ዘሎና ርእየት ዝምርኮስ እዩ። ሰበይቲ እንተደኣ ኣድላይነታን መንነታን ተረዲኡና፦ ብርሃን እያ፡ ዕረፍቲ እያ፡ ሓጎስ እያ፡ ቅሳነት እያ፡ ተስፋ እያ—ብቐንዱ ሞቶር ህይወትና እያ! በቲ ካልእ ወገን እንተደኣ ኣመለኻኽታና ግጉይ ኰይኑ ድማ፦ ብሰንኩ ኣተሓሕዛና ስለዝሓምቕን ዝባላሾን፡ እተበላሸወን ምርግጋእ ዝጎደሎን ህይወት ክንበር ካብ ዘግብሩና ቀንዲ እዩ። ብዘይ ቀልዓለም ክንዛረብ፦ ኪኖ እቲ ገንዘብ ዝህበና ሓጎስ፡ ሰበይቲ እትህበናን ካብ ሰበይቲ እንረኽቦን ሓጎስ ከምዝበልጽ ሓቂ ክምስክር ካብ ዝደሊ ሰብ እተኸወለ ኣይኮነን። ስለዚ እተረጋግአን ጥዑይን ክነብር፡ ተስፋ ዘለዎም ውሉድ እውን ከነዕቢ፦ ኣብ ሰበይቲ ዘለና ኣመለኻኽታ ከነዕሪ ግቡእ እዩ። ሰበይቲ፦ እወ! እታ እኳ ኣደን ሓፍትን፡ እታ እኳ ኣፍቃሪትን ሰበይትን! @ ዘፍጥረት

About