@lakkhanako: ไอเทมกู้ชีวิตชาวออฟฟิศซินโรม เซตเบาะรองเก้าอี้+รองหลังของ Bewell เซตนี้เราใช้มาไม่ต่ำกว่า 3 ปี ช่วยปรับสรีระการนั่งได้ดีมากๆ ลดอาการปวดหลัง หรือเมื่อยล้าจากการทำงานได้ดีสุดๆ #Bewell #เบาะรองนั่ง #ป้ายยาชาวออฟฟิศ #ป้ายยา #officesyndrome

ไดอารี่ของแม่เหมียว
ไดอารี่ของแม่เหมียว
Open In TikTok:
Region: TH
Tuesday 06 October 2026 12:59:19 GMT
115
4
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @lakkhanako, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ንሓደ ሰብ
ንሓደ ሰብ "እፈትወካ'የ" ብምባል ፍቕርኻ ከተርእዮ ካብ እትጽዕር፡ ከም እትፈትዎ ዘርኢ ሓደ ግብሪ ከተርእዮ ይበልጽ። ከብዲ ብዝበላዕካዮ መግቢ እዩ ዝጸግብ፤ ምብላዕ እንተኣቋሪጽካ ግና ንሕድሕዱ ብምቅንጣው እናተበላልዐ ክሳቕየካ እንተዘይኮይኑ፡ ዝጭበጥ መግቢ የብሉን። ግብሪ ዘይብሎም ቃላት እውን ከምኡ እዮም—ንግዝያዊ መቓልሕ ካብ ምዃን ሓሊፎም ዝህብዎ ትርጉም የብሎምን! ከምቲ ከብድና መግቢ ከየእተወ ክዓግብ ዘይክእል፡ እቲ እንፈትዎ ሰብ እውን ዝጭበጥ ተግባር ከየጨበጥናዮ ክዓግብ ኣይክእልን እዩ። ሓቂ እዩ፡ ቃላትካ ኣብ ምምስራት ዝምድና ይሕግዙን ቀንዲ መሰረትን እዮምን፤ እንተኾነ ቃላት ግብሪ ዘይስዕቦም እንተዀይኑ፡ ልክዕ ከምቲ ናይ ሓሶት ዜና ንግዜኡ ጫው-ጫው ኣቢሉ ሕጥም ዝብል፡ ተግባር ዘይተኸተሎም ቃላት እውን ብግዜ እናበነኑ ብምኻድ ተኣማንነትካ እዮም ዘጥፍኡ። ስለዚ ነቲ "ካብ ኩንታል ጣፍ ክሻ ሓሶት" ዝብል ኣጉል ብሂል ንጎኒ ደርቢና፦ "ካብ ክሻ ቃላት ሓንቲ ተግባር ትበልጽ!" ብምባል ናይ ተግባር ሰባት ክንኮውን፡ ነቲ እፈትዎ እንብሎ ሰብ እውን ሓቀኛ ፍቕሪ ከነርእዮ ይገባእ! "ስኢነ እምበር ክሞተልኪ መዓስ እጸልእ" ዝብል ናይ ኣጋንኖ ቃል ገዲፍና፡ ኣብ ሙማት ከይበጻሕና በታ ንእሽቶ ግብሪ ንልቢ ፈታዊና ምሕጓስ ከምዝከኣል ምስትውዓል እቲ ዝበለጸ መገዲ እዩ! @ ዘፍጥረት

About