@singiljon.pm: 😂💞 . . . #rek #uzbekistan #pubgmobile #reels #❤️

مرجانه
مرجانه
Open In TikTok:
Region: UZ
Wednesday 07 October 2026 11:12:54 GMT
342
15
2
0

Music

Download

Comments

___d1lwod__
д :
2026-10-07 12:10:07
1
To see more videos from user @singiljon.pm, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ንኪድ ክብለካ'🤴🤌🫶 ************* ኣብቲ ፍርቂ ለይቲ : ኣጋ ናይ ወጋሕታ በረከት ክንቅበል : ናብ ቤት ልዑል ጎይታ ደስ ክብለና : ልቢና ክሕጎስ ንኪድ ክብለካ'የ : ህይወትና ክትቅደስ ቀልጥፍና ክንትስእ : ቀልጥፍና ንደቅስ ድቃስ ከይጸቕጠና : ምስ ሰብና ክንግስጊስ ውግንግን ኣቢለ : ናይ ገዛ ትሙስሙስ  ንኪድ ክብለካ'የ : በረከት ክንሓፍስ ኣሰር ወለድና : ቅንጣብ ከየጉደልና ክንክተሎ ኢና : ሓደ ልቢ ኮይና ብነብስና ክንብርትዕ : ክንስዕሮ ድኻምና ንኪድ ክብለካ'የ : ናብ ቤት ልዑል ኣምላኽና ብጾምን ጸሎትን : ከይንሰንፍ ክንብርትዕ ብትግሃት ልቢና : ቃለ እግዝኣብሔር ክንሰምዕ ካብቲ ሓያል ድቃስ : ሳዓት ምስ ኣኸለ ክንቕንቐካ'የ : ኣቐድም ኣቢለ መታን ከይንሰንፍ : ከይንወድቕ ብፈተና ካብ ድቃስ ነቕሕና : ክንትስእ ገስጊስና ኣሰሮም ተኸቲልና : ኣሰር ወለድና ንኪድ ክብለካ'የ : ክንስዕም ከም ሰብና ብጾምን ጸሎትን : ክንረክብ ድልየትና ኣብ ቤት ልዑል ኣምላኽና : ክንጽሊ ተንበርክኽና ጸሎትና ክስማዕ : ክሰምር ባህግና ንኪድ ክብለካ'የ : ክንከይድ ሓቢርና ብእምነትና ክንጥንክር : ዝያዳ ክነፍዕ ብጾምን ጸሎትን : ከይደኸምና ክንብርትዕ እዝኒና ኩሉ ሻዕ : ቃል ኣምላኽ ክትሰምዕ ንኪድ ክብለካ'የ : ናብ ጽድቂ ክንበቅዕ  ሰናይ ወጋሕታ ፍቱዋተይ ✝️🤌🏾☺️

About