@anvarovvcc: #fur #real love #🖤

тг:anvarovvcccc
тг:anvarovvcccc
Open In TikTok:
Region: US
Wednesday 07 October 2026 15:56:43 GMT
102903
9599
74
484

Music

Download

Comments

hamza___2006
𝓗-🫀 :
i want photo live 2 ❤️
2026-10-08 22:35:57
2
007vip_7
VIP :
2 vd ni tawaberila
2026-10-13 18:21:17
1
nabiijonovazzz
𝓩𝓪𝓱𝓻𝓸 :
2 chidegi vdi tawabermismi anaq qsa😂
2026-10-14 11:33:33
0
dhhhiena
إ :
йес йес
2026-11-16 09:30:05
2
moulamoul15
🎀🎀 :
2026-10-09 19:58:48
6
murodovw.701
𝐌𝟕 :
2 rasmni tawab bering )
2026-10-10 02:47:34
0
davronovnas19
🤍 :
2 chisidi videoni tashab berolisizmi
2026-11-10 12:26:55
0
akramovna_18_
akramovna_18 :
Taqdir💚
2026-11-15 15:30:13
1
1samadovnaa
1samadovnaa :
2 cidg vddi tawaberolismi?
2026-10-08 18:16:40
0
lirika_lsd1
армянский007🇦🇲 :
2026-10-10 22:30:44
1
aprelikman
х7 :
2026-10-25 07:06:54
1
uz1kh
uz :
2-видео км бор ? ташаб беролислами
2026-10-10 17:27:17
0
beclooser
beclooser :
2026-11-01 14:35:12
1
816trrk
C.T✮ :
2026-10-12 21:02:09
2
baazuu77
BAAZU 🕷 :
2026-11-03 12:22:57
1
s.a.k.i.n.a101
🌸S A K E N A🌸 :
💔💔💔
2026-10-10 17:24:54
2
anoarhakimi3
anoar_anoar :
2026-10-11 18:09:03
1
g6606767659
Koala 🐨 :
😔❤️‍🩹❤️‍🩹
2026-10-09 17:05:52
2
xsnnvs
🦢 :
2026-10-07 16:00:16
4
erkbyv
эркабойвв :
Live tawa bern
2026-10-10 19:38:43
0
bakhodyrvc7
bakhodyrvc :
2 расми таша берн
2026-10-13 05:19:52
0
derzky_1_
Akmaral❤️ :
[Стикер]
2026-10-11 12:38:08
2
princeedriqbeanizage22
PRINCE EDriq B BEANIZAage22🥋 :
2026-10-10 14:08:07
1
mohamed_________1928
𝕸𝖔𝖍𝖆✰ :
2026-10-14 06:18:51
1
dnx_force
Guardião Digital Web :
2026-10-09 21:38:40
1
To see more videos from user @anvarovvcc, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዝዓቐብካዮ ገንዘብ ኣብ ግዜ መከራ ከም ዜናግፈካ፥ ዝሃነጽካዮ በይናዊ ምልምማድ ድማ ካብ ጥልመት ሰባት ንምድሓን ዓቢ ዋልታ እዩ! (ብሰረት) ገለ ሰባት ምሳኻ ጸኒሖም ሃንደበት ሕቘኦም ሂቦሙኻ፥ ናይ ቃንዛ ትዝታ ሓዲጎሙልካ ዝኸዱ እዮም። ስለዚ ንነብስኻ ካብቲ ዝመጽእ ቃንዛ ንምድሓን በይና ኣላምዳ! ሓያል ሰብ ሓይሉ ኣብ ፈተና እዩ ዝምዘን። ብዙሕ ጫውጫው ኣብ ዘለዎ ከባቢ፥ ድምጺ ናይቲ ሓደ በይናዊ ሓሳብ ንምስምዑ ኣዝዩ ከቢድ እዩ። እቲ ህሞት ብድምጺ መቓልሕ ናይቶም ብዙሓት ስለዝዕብለል፥ ድምጺ ናይቲ ሓደ ክስማዕ ኣሸጋሪ ይኸውን። ንነብስኻ ኣብ ማእከል ብዙሓት ጥራይ ክትነብር ምግባር እውን፥ ድምጺ ውሽጥኻ ከይትፈልጥ፡ ዓቕምኻ ከይተለሊ ስለዝገብር፥ ነቲ በይናዊ ህይወትካ ብግቡእ ከይትሃንጾ ይጋርዶ እዩ። ብዙሕ ግዜ ቃንዛ ዝብእሰካ፥ እቲ ዘይተጸበኻዮ ከቢድ ኲነት ካብቲ ዘይተጸበኻዮ ናይ ቀረባ ሰብ ክኸውን ከሎ እዩ። ዋንነት ኣንቢርካ
ዝዓቐብካዮ ገንዘብ ኣብ ግዜ መከራ ከም ዜናግፈካ፥ ዝሃነጽካዮ በይናዊ ምልምማድ ድማ ካብ ጥልመት ሰባት ንምድሓን ዓቢ ዋልታ እዩ! (ብሰረት) ገለ ሰባት ምሳኻ ጸኒሖም ሃንደበት ሕቘኦም ሂቦሙኻ፥ ናይ ቃንዛ ትዝታ ሓዲጎሙልካ ዝኸዱ እዮም። ስለዚ ንነብስኻ ካብቲ ዝመጽእ ቃንዛ ንምድሓን በይና ኣላምዳ! ሓያል ሰብ ሓይሉ ኣብ ፈተና እዩ ዝምዘን። ብዙሕ ጫውጫው ኣብ ዘለዎ ከባቢ፥ ድምጺ ናይቲ ሓደ በይናዊ ሓሳብ ንምስምዑ ኣዝዩ ከቢድ እዩ። እቲ ህሞት ብድምጺ መቓልሕ ናይቶም ብዙሓት ስለዝዕብለል፥ ድምጺ ናይቲ ሓደ ክስማዕ ኣሸጋሪ ይኸውን። ንነብስኻ ኣብ ማእከል ብዙሓት ጥራይ ክትነብር ምግባር እውን፥ ድምጺ ውሽጥኻ ከይትፈልጥ፡ ዓቕምኻ ከይተለሊ ስለዝገብር፥ ነቲ በይናዊ ህይወትካ ብግቡእ ከይትሃንጾ ይጋርዶ እዩ። ብዙሕ ግዜ ቃንዛ ዝብእሰካ፥ እቲ ዘይተጸበኻዮ ከቢድ ኲነት ካብቲ ዘይተጸበኻዮ ናይ ቀረባ ሰብ ክኸውን ከሎ እዩ። ዋንነት ኣንቢርካ "ናተይ እዩ" ዝብል መረዳእታ አሓይልካ ስለ እትጸንሕ፥ ዘይናቱ ምዃንካ ክነግረካ ከሎ እቲ ቃንዛ ይዓዝዝ፡ ትዝታ ሕማሙ ድማ ይብእስ። በይንኻ ምንባር ተላሚድካ እንተ ትኸውን ግና፥ ንኸምዚ ዓይነት ከቢድ ቃንዛ ፍጹም ኣይምተዳረግካን። ናይ ገለ ሰባት ባህሪ ቌዋሚ መንበር ስለዘይብሉ፥ ልብኻን ውሽጥኻን ምሕላው ኣገዳሲ እዩ። በይንኻ ምንባር እኳ ብዙሕ ናይ ባዕሉ ብድሆታት እንተለዎ፥ ምስ ሰብ ኰይንካ ብጥልመት ካብ እትቘንዞ ግና፥ በይንኻ ኰንካ ብድሆታትካ ምስዓር ኣዝዩ ይበልጽ! ስለዚ በይናዊ ግዜ ክህልወካ ንነብስኻ ግዜን ቦታን ሂብካ ምስኣ ዓሚቝ ዕርክነት ምግባር ክልመድ ዘለዎ ኣድላዪ ባህሪ እዩ። ዝዓቐብካዮ ገንዘብ ኣብ ግዜ መከራ ወይ ኣብቲ እትደልየሉ እዋን ከም ዝሓግዘካ ኵሉ፥ ዝሃነጽካዮ በይናዊ ምልምማድ ድማ ካብቶም ብጥልመትን ርሕቀትን ሰባት ክመጹኻ ካብ ዝኽእሉ ጸቕጥታትን ስብራትን ኣብ ምክልኻል ንጡፍ ተራ ክጻወት ይኽእል እዩ። ስለዚ በይንኻ ፈትን... በይንኻ ንበይንኻ ከኣል! እዚ ኣቀራርባ እዚ፥ ነቲ ኣብ ማእከል መንገዲ ራሕሪሖሙኻ ክኸዱ ከለዉ ዝመጽእ ቃንዛ ብጽኑዕ ዝከላኸለልካ እዩ'ሞ። በይንኻ ፈትን! -ዘፍጥረት #ሰረት #kidanzelam #ትምህርቲ_ህይወት #ማእከላዊ_ኣቕዋም #ርእሰ_ጽንዓት

About