Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@masbershop: Hair Dryer Amara Low Noise 450 #hairdryer #pengeringrambut #barbershop #tiktokshop #promoguncang1010
masbarbershop
Open In TikTok:
Region: ID
Saturday 10 October 2026 04:09:35 GMT
6
1
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
2.95MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
2.95MB
)
Watermark .mp4 (
3.18MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @masbershop, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
ئەگەر وانیە بڵێن وانیە 😂🙂#foryou
"መሓዙት ሃብታም ብዙሓት—ድኻ ግና ሓዉ'ኳ ይጠልሞ" ከምዝበሃል፡ ዓለም ከለኻን ከለካን እያ። እንተልዩካ ሰባት ባዕሎም ደልዮም ፈትሾም ይረኽቡኻ፤ እንተዘይብልካ ግና እቶም ኣለዉኒ እትብሎም እኳ ይኸድዑኻ። ስለዚ ጁባኻ ገንዘብ፡ ርእስኻ ድማ ፍልጠት ኣይግደሎ! ብባህሪኦም ሰባት ብጥቕሚ እዮም ናብ ሰብ ዝጽግዑ። እተን ናብ ሰብ ዝጽግዑለን ምኽንያታት ድማ እቲ ሰብ ትሕዝቶ ዘለዎ ወይ ፍልጠት ዝመልኦ ምስ ዝኸውን እዩ። ነቲ ፈላጥ ብፍልጠቱ ክጥቀምሉ፡ ነቲ በዓል ገንዘብ ከኣ ብገንዘቡ ክጥቀምሉ ስለዝሓስቡ ክጽግዑ ግድን ይኾኖም። ኣስተውዒልኩም'ዶ ሓደ ሃብታም ክመውት ከሎን ሓደ ድኻ ክመውት ከሎን ዘሎ ሸበድበድ፧ ሳጹን ሃብታም ብዓጀብቲ ኣዕለቕሊቑ ዘይከኣል ኮይንዎም እምበር "ኣብ ክንዳኻ ክንመውት" ክብሉ ቅሩብ እዩ ዝተርፎም። ሳጹን ድኻ እንተሪኢኹማ ድማ ዘርኢ ዝወሓዶ ሓረስታይ ይመስል ርሕቕ ርሕቕ ኢሎም ዝዓጀቡ ኣዝዮም ውሑዳት እዮም። ከምኡ'ውን በዓል ዝና እንተሞተ ኣጀብቱ ወደር ኣልቦ እዮም። ንሰብ ብመጠን ስርሑን ግብሩን ዝግባእ ክብሪ ምሃብ ጸገም የብሉን—ኣብኡ ተቓውሞ የብለይን። እቲ ሰብ መዓስ ኣብ ዙርያኻ ከም ዝዓስል ምርዳእ ግን ኣገዳሲ እዩ። ስለዚ እዩ ከኣ ንሰብ "ነዓ ሰዓበና" ኢልና ክንኲሕኲሖ ዘይኮና፤ እቲ ንነፍስና ዘድልያ ህንጸት ኢና ክንሃንጽ ዝግብኣና። ብድሕሪኡ ከይሓተትናዮም፡ እቶም ዝደለናዮም ኮኑ ዘይደለናዮም ዙርያና ክመልእዎ እዮም። ርኢኻ፦ ምሕዝነት ሰባት ኣብ ጁባኻን ኣብ ርእስኻን ዝተሓጽረ እዩ። ኣብቲ ንዓኻ ምምሳልን ኣብ ነፍስኻ ምእማን ዝብል ከይዲ እንተርዒምካ ግና ምህላውን ዘይምህላውን ናይ ሰባት ቀዳማይ ጉዳይካ ኣይኮነን። ቀዳምነት ንስኻ እኻ! ነዚ እዩ ኸኣ መሓዛ ነፍሱ ክትኮውን ዝገበኣካ። ኣብቲ ነፍስኻ ምኽባርን ቀዳምነት ምሃብን፡ ኣብኡ ምዕዋትን ምቕሳን ኣሎ እሞ እቲ ንዓኻ ዘቕስን ምረጽ። ከለኻ ንምንባር ኣስተማቕሮ—ከለካ ገዛእ-ርእስኻ ኣቐድም። እቲ ኣገዳሲ ሰባት ምህላዎም ዘይኮነ ንስኻ ምህላውካ እዩ ንዓኻ ዝጠቅም!
#engagement #mekka #Love #muslimcouple
#fyp #celebrity #foryou #us
#creatorsearchinsights #whatdoipostontiktok #နွယ်နီ #ဟိုaccပျက်သွားလို့ #fy
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy