Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@marysworld482:
marysworld
Open In TikTok:
Region: US
Tuesday 13 October 2026 07:02:17 GMT
18
1
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @marysworld482, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
ወላ እውን ኣብቲ ኮነ ኢሎም ዝፍትኑኻ እዋን፣ በዓል ዕላማ ምዃንካ ስምዒትካ ብምግታእ ኣርእዮም! ስምዒትካ ምግታእ እቲ ዝለዓለ ናይ ብስለት መኣዝን እዩ። ብዙሕ ግዜ ንብዙሓት ሰባት ዘሸግሮም ስምዒቶም ምግታእ እዩ። እዚ ማለት ኣብቲ ንስምዒቶምን ንትዕግስቶምን ዝትንክፍ ኩነታት ዘልዕል ነገር ዘርእይዎ ግንፍልነት እዩ። ገለ ሰባት ኮነ ኢሎም ዝፈትኑኻ፣ ነቲ ዘይትደልዮ ክትገብር ዝደፍኡኻ ኣለዉ። ገለ ኩነታት እውን ብኣጋጣሚ ኣጋጢሙ ናብ ቆይቅን ዘሕርቕ ስምዒትን ዘልዕል እዩ። ኣብዚ እቲ ዝድለ፣ ምኽንያት ናይቲ ኩነታት ዘይኮነስ፣ እቲ ካባኻ ዝድለ "ነብሰ-ምግታእ" እዩ። "እቲ ልሳኑ ዝገትእ ብሰላም ይሓድር" ከም ዝበሃል፣ ልሳንካ ክትገትእ ምኽኣልን ሕርቃንካ ክትቆጻጸር ምኽኣልን ብቐንዱ ንዓኻ እዩ ዝጠቕመካ። ካብ ናይ ሕልና ክሲ ኮነ ወቐሳ ድሒንካ፣ ሰላማዊ ኣእምሮ ወኒንካ ብሰላም ክትሓድርን፣ ነታ ትስዕብ መዓልቲ ብጽቡቕ መንፈስ ንሓድሽ ስራሕ ድሉው ኮንካ እትትንስኣሉ መድረኽ ተዳሉ ኣለኻ ማለት እዩ። ብናይ ሓንቲ ቃል ጸርፊ መላእ ነርቭታትካ ሓዊ ተዘሪእዎም፣ ዘይነበረካ ሕማም ናብ ምጥራይ ክትከይድ ከለኻ፣ ብናይ ሓንሳእ ትዕግስቲ ድማ ናይ ኣእምሮን መንፈስን ሰላም ትዕድግ ከም ዘለኻ ኣይትረስዕ! ኣእምሮኻ ንስራሕን ንትምህርትን ካልእ ንዓኻ ዝጠቕም ናይ ህይወት ነገራት እምበር፣ ኣብቲ ዘይጠቅም፣ እንትርፎ ክሳራን ጓህን ባእስን ጸርፍን ካልእ ዘየምጽእ ናይ ህልኽን ክትዕን ኣይትቖረኖ። ነፍስኻ ብዘይካኻ ካልእ ዋና ስለ ዘይብላ ባዕልኻ ሓልዋ! ጥዑም ኣየር ናብ እተስተንፍሰሉ፣ ሪላክስ ናብ እትኾነሉ፣ መንፈስካን ኣእምሮኻን ናብ ዝሕደሰሉ ቦታታት ውሰዳ፤ ተኸናኸና! ስለዚ ወትሩ ካብዘን ክልተ ነገራት ተጠንቀቕ፦ ንኸብድኻ ካብ እተእትዎ መግብን ንኣእምሮኻ ካብ እትመልኦ ሓሳባትን ኣስተውዕል! ክልቲኦም ብዝመልእዎ መጠን ስለ ዝንቀሳቐሱ፣ ጥዑይ ነገር ኣብ ምምላእ ኣስተውል! — ዘፍጥረት
This is a photo of a man standing in the middle of the road with a red light on his helmet. Just sharing my latest phone wallpaper I’ve been using. Looks pretty cool, right? #myphonewallpaper #4kwallpaper #creatorsearchinsights #coollivephoto #fyppppppppppppppppppppppp
Only you!!! #مُلهَم #عبدالعزيز_يوسف
3 #RoVเป็นเกมตลก #RoV #RoVThailand #ผู้ถูกเลือกแห่งสมรภูมิ
#AICreate
@thiagobrava #thiagobrava #thiagobravaclipfy #clipfyleague Nooo #CapCut
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy