@boyz.th: ฟิล์มฐานกล้อง 17 18 Pro / Pro Max ติดเองได้ง่ายมาก #ไอโฟน18โปรแม็ก #iphone18promax

ไปเร่ยไปเต่ย 🍫
ไปเร่ยไปเต่ย 🍫
Open In TikTok:
Region: TH
Wednesday 14 October 2026 13:52:00 GMT
105
2
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @boyz.th, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ትዕግስቲ ኣብ ጽንኩር ጉዕዞ፣ ልሳንካ ምግታእ ኣብ ናይ ሕርቃን ግዜ፦ ዝበለጸ ባህሪ እዩ። ሕንፍሽፍሽ ኣብ ዝፍጠረሉ ግዜ፦ ነገራት ከየረጋገጽካ ኣይትወስን። ጫው ጫው ኣብ ዘለወሉ ቦታ ተገሪሂኻ ኣይትጨድር። እንታይ ሒዙ ናበይ ይኸይድ ከይፈለጥካ፣ መማሞቚ ሰብ ዕላማ ኣይትኹን።
ትዕግስቲ ኣብ ጽንኩር ጉዕዞ፣ ልሳንካ ምግታእ ኣብ ናይ ሕርቃን ግዜ፦ ዝበለጸ ባህሪ እዩ። ሕንፍሽፍሽ ኣብ ዝፍጠረሉ ግዜ፦ ነገራት ከየረጋገጽካ ኣይትወስን። ጫው ጫው ኣብ ዘለወሉ ቦታ ተገሪሂኻ ኣይትጨድር። እንታይ ሒዙ ናበይ ይኸይድ ከይፈለጥካ፣ መማሞቚ ሰብ ዕላማ ኣይትኹን። "ንቁም በበህላዌነ እስከ ናእምር ኣምላክነ"—"ኣምላኽና ክሳዕ እንፈልጥ ኣብ ዘዘለናዮ ብህድኣት ንጸበ።" እዛ ናይ ግእዝ ብህሎ፣ ኣብ ጉዳይ ናበይ ገጹ ከምዝኸይድ ኣነጺርካ ዘይፈለጥካዮ ናይ ዕግርግር ግዜን ቦታን፣ ሃዲኢኻ ነቲ ዝኾውን ብትዕግስትን ምስትውዓልን ምጽባይ ኣዝዩ ቅኑዕ ኣማራጺ ምዃኑ ትምህረና። ኣብ ታህዋኽ ዕንወት እዩ ዘሎ፦ ከም ወዮ "ህዉኽ ዝብኢ ቀርኒ ይነክስ" ዝበሃለሉ፤ ኣብ ታህዋኽን ዘይምስትውዓልን እንትርፎ ዕንወትን ጣዕሳን ካልእ ስለዘየለ፣ ሃዲኢኻ ክልተ ግዜ ምሕሳብ ቅኑዕን መማረጺ ዘይብሉ ምርጫ እዩ። ስለዚ፦ ኣብ ዘይትፈልጦ ጓይላ ተሃዊካ ኣይትሳዕስዕ። ኣብ ዘይትፈልጦ ጉዳይ ብታህዋኽ ርኢቶ ኣይትሃብ። "ቅድም ረኣዮ፡ ፍለጦ፡ ኣስተውዕሎ። ብድሕሪኡ ነቲ እትብሎ ምባል እውን ትኽእል።" — ዘፍጥረት

About