Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@mk..lyrics2.0: BITTERSWEET #gunna #goviral #rap #lyrics #musicedit
MK...LYRICS
Open In TikTok:
Region: BY
Thursday 15 October 2026 14:56:19 GMT
4703
243
1
7
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0.9MB
)
Watermark .mp4 (
0.9MB
)
Music .mp3
Comments
🎀✨ FYUU FITS & GLOW 🛍️ :
I can’t fall in love i need a specific type
2026-10-15 15:42:17
0
To see more videos from user @mk..lyrics2.0, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#gameplay #goodssorting #puzzlegame #night #fyp
Vibe… | #neymar #viral #edit
Mbappe Goall 😩🔥#mbappe #realmadrid #football #foryou #fyp
💙"ሄዋነይ፣ ኣብዛ ህይወት እዚኣ ኩሉ ፍቕሪ እናበለ ዝቐርበኪ ሰብ ንልብኺ ዝግብኦ ኣይኮነን። ገለ ሰባት ብጥዑም ቃላት ልቢ ክሰርቁ፡ ብተስፋ ክምግቡኺ፡ ኣብ መወዳእታ ግን ግዜኺን ስምዒትኪን ጥራይ ከባኽኑ ይኽእሉ እዮም። ስለዚ ንፍቕሪ ብቃላት ጥራይ ኣይትለክዒ፤ ብተግባር፡ ብባህሪን ብሓላፍነትን ገምግሚ። 💙"ሓደ ሰብኣይ ንሓዳር ዝበቅዕ ምዃኑ ብኣፉ ዝኣትዎ ቃል ኣይኮነን ዘርእየኪ፤ ብኣተሓሕዛኡ፡ ብተኣማንነቱ፡ ብኣኽብሮቱን ኣብ ግዜ ፈተና ብዝወስዶ ስጉምትን እዩ። ኣብ ግዜ ሓጎስኪ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ ግዜ ሓዘንኪ እውን ጎንኺ ደው ዝብል፤ ክትዛረቢ ከለኺ ዝሰምዓኪ፤ ስምዒትኪ ዘይንዕቕ፤ ክብርኺ ዝሕሉ፤ ኣብ ዘይምርድዳእ ብሓሳብ እምበር ብምጭብጫብን ብምጉዳእን ዘይፈትሕ ሰብ ምረጺ። 💙"ሄዋነይ፣ ንብዓትኪ ከም መዘናግዒ ዝወስድ፡ ሎሚ ከም ዝፈትወኪ ጽባሕ ከም ዘይፈልጠኪ ዝኸውን ሰብ ኣይትምረጺ። ኣብ ህይወትኪ ሰላም እምበር ስእነት ሰላም ዝውስኽ ሰብ ኣይትምረጺ። ፍቕሩ ብቃላት ጥራይ ዘይኮነስ፡ ብኣብነት ዘርእየኪ፤ ኣብ ህልውናኺ ዝሕጎስ፤ ኣብ ዕብየትኪ ዝድግፈኪ፤ ምስጢርኪ ዝኽእል፤ ኣብ ዘይህልወኪ እውን እሙን ዝኾነ ሰብ ምረጺ። 💙"ሓዳር ማለት ስም ክልተ ሰባት ኣብ ሓደ ቦታ ምጽሓፍ ጥራይ ኣይኮነን። ሓደ ሓሳብ፡ ሓደ ተስፋ፡ ሓደ ህይወት ንምህናጽ ብሓባር ምጉዓዝ እዩ። ኣብ ሓዳር ፍቕሪ ጥራይ ኣይኣክልን፤ ምክብባር፡ ትዕግስቲ፡ ምርድዳእ፡ ይቕረታ፡ ተኣማንነትን ሓላፍነትን የድሊ። ምኽንያቱ ኣብ ጽቡቕ መዓልቲ ፍቕሪ ምርኣይ ቀሊል እዩ፤ ኣብ ከቢድ መዓልቲ ግን እቲ ሓቀኛ ፍቕሪ ይፍተን። 💙"እምበኣር ሄዋነይ፣ ብምርጫኺ ኣይትተሃወኺ። ካብ ፍርሒ በይንኺ ክትተርፊ ኢልኪ ኣይትምረጺ፤ ካብ ግዜ ክሓልፈኪ ኢልኪ እውን ኣይትተሃወኺ። ንልብኺ ዝግብኦ ክብሪ ዘለዎ ሰብ ክሳብ ትረኽቢ ትዕገሲ። ምኽንያቱ በይንኺ ምንባር ካብ ምስ ዘይግብኣኪ ሰብ ምንባር ይሓይሽ። 💙"እቲ ንልብኺ ዝግብኦ ሰብ፡ ኣብ ህይወትኪ ክኣቱ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብኡ ክጸንሕ ዝደሊ ሰብ እዩ። ፍቕሩ ኣይተስተማቕሚ ጥራይ፤ ብኣኽብሮትን ብሓላፍነትን ክሃንጸልኪ ዝደሊ ሰብ ምረጺ። 💙"እግዚኣብሔር ንነፍሲ ወከፍ ጓል ሓቀኛ ፍቕሪ፡ ሰላም ዝመልኦ ሓዳርን ክብራ ዝሕሉ መጻምድትን ይሃባ። አሜን! 🙏❤️🌹 ✍️ጸሓፊት HEWAN 👑 እንተፈቲኹማ ሼር ግበርዎ ሰሰናዩ ንኹልና።💙🙏 #creatorsearchinsights #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
#bfdyz #kaywat #thismindset #feelsomething @itsera51
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy