@reindeer.55: พลังของคนที่กล้าทำอะไรคนเดียว #แนะนําหนังสือ #หนังสือ

💝
💝
Open In TikTok:
Region: TH
Tuesday 20 October 2026 19:15:27 GMT
137
3
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @reindeer.55, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኩሉ ሰብ ናይ ገዛእ-ርእሱ ስምዒት ኣለዎ! ክዛረብ ስለዘይደሊ ዘይኮነስ — ሱቕ ምባሉ ካብ ምዝራብ ዝሓይሽ ስለዝመስሎ እዩ 'ትም ዝመርጽ። ሰማዕቲ ኣብ ዝውሕዱሉ ቦታ ድማ 'ትም ምባል ዝሓሸ ምርጫ እዩ!
ኩሉ ሰብ ናይ ገዛእ-ርእሱ ስምዒት ኣለዎ! ክዛረብ ስለዘይደሊ ዘይኮነስ — ሱቕ ምባሉ ካብ ምዝራብ ዝሓይሽ ስለዝመስሎ እዩ 'ትም ዝመርጽ። ሰማዕቲ ኣብ ዝውሕዱሉ ቦታ ድማ 'ትም ምባል ዝሓሸ ምርጫ እዩ! "እንተ ተዛሪብካ ክልተ ነገር ኣለዋ፦" 'ተቓውሞ ወይ ድጋፍ'፤ ድሕሪአን ዝስዕባ ድማ 'ምፍታው ወይ ምጽላእ' ኣለዋ። ወድ ሰብ ንስምዒቱ ስለዘቐድም — ዘረባኻ ባህ ከብሎ ወይ ከጒህዮ፣ ከሐጉሶ ወይ ከሕርቆ፣ ክንእዶ ወይ ክነቕፎ ናይ ግድን እዩ። እቲ ዋና ነገር ከተቐድሞ ዝግበኣካ ግን — ንስኻ ንዘረባኻ ከመይ ትግምግሞን ኣበይ’ከ ትቆውምን እዩ! ማእከላዊ ምዃን ዝሓሸ ምርጫ እዩ፤ ምኽንያቱ ንኹሉ እኳ ከተሐጉስ እንተዘይከኣልካ፡ ንኹሉ ግን ስለዘይተጒሂ። ልዕሊ ኩሉ ግን ሻራዊ ዘይኮነስ 'ፍትሓዊ' ምዃን እዩ እቲ ብሉጽ መንገዲ! ንስኻ እውን ኣካል ሰባት ስለዝኾንካ — ትምህርትኻ፣ ዘረባኻ፣ ባህልኻን ጠባይካን ካብ ሰባት ተማሂርካ ምስ ሰባት እትነብር ብምዃንካ፡ ኩሉ ግዜ ውዱእ ሓቂ ክትዛረብ ኣይትኽእልን ኢኻ። ርትዓዊ ሓሳብ ምቕራብን ርትዓዊ ዘረባ ምዝራብን ግን ትኽእል ኢኻ! ስለዚ ብዙሕ ዘይምዝራብካ ዘይኮነስ — እትዛረቦ ምፍላጥካ እዩ ከሕስበካ ዝግብኦ። ሓደ ፈጺምካ ክትርስዖ ዘይግበኣካ ሕጊ ህይወት ግን ኣሎ፦ ዓማጺ ኣይትኹን! ተበላጺ ኣይትኹን! ሻራዊ ኣይትኹን! ፍትሒ ኣይትጓዕጽጽ! ምስ ሕልናኻ ኣይተበኣስ! እዚ ምግባር ንዓኻ ቅሳነት፡ ኣብ ጉዕዞኻ ድማ ጥዑይ ዓወት እዩ! — ዘፍጥረት

About