@hurricanerust2: #рекомендации #раст #fyp #rust #рек #игра

CHERW
CHERW
Open In TikTok:
Region: US
Friday 16 October 2026 17:59:14 GMT
121
7
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @hurricanerust2, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ንዓኣ ክብል ነብሰይ ረሲዐያ !!! . . . ፍቅረይ ናይ ብሓቂ ሙዃኑ፡ ዕላማይ ጽሩይ ምዃኑ: ከምቶም ካልኦት ዝመጹን ዝኸዱን ከም ዘይኮንኩ ከርእያ ኣዝየ ፈቲነ ፡ ግዜይ , ጉልበተይ , ሰላመይ ዋላ ነቲ ክሳብ ሕጂ ክፍውሶ ዝፍትን ዝነበርኩ ክፋለይ ሂበያ፡ በቃ ኣበርቲዐ እንተ ኣፍቂረ ኣብ መወዳእታ ዋጋይ ክትሪኢ እያ ኢለ ሓሲበ ። ዝገበርክዎ ግን ቅድሚ ምምጽኣ ዝነበረኒ ሰብ ምጥፋአ ጥራይ እዩ፡፡ ልምድታተይ , ሕልመይ,  ኣተሓሳስባይ ቀይረዮ  እዚ ኩሉ ንዓኣ ንምሕጓስ እዩ ። ብዝሃብኩ መጠን ግን ዝያዳ ዘይርአ ኰንኩ ፡ ኣነ ምእንታና እየ ዝቃለስ ነይረ  ንሳ ግን  ካብ ህይወተይ ክትወጽእ እያ ትቃለስ ኔራ ። ሕጂ  ነብሰይ ኣብ መስትያት እጥምታ፡ ንነብሰይ ድማ ዳርጋ ኣየለልያን እየ፡ ፍቕረይ እናረጋገጽኩ ክስበር ኣይነበረንን  ምናልባት ግን ፍቅሪ ክሳብ ክንድ'ዚ ክጎድእ የብሉን ፡ ምናልባት ንሓደ ሰብ ንኽቐርብ ጥራይ መንነተይ ክስእን  ክጠልብ የብሉን ። ስለዚ እየ ነብሰይ  ስኢነያ  ዝያዳ ዘሕመመኒ  ግን ፡ ንዓኣ እኹል ምዃነይ ከረጋግጽ እናፈተንኩ መጀመርታ ንነብሰይ ምርሳዐይ እዩ ።  ወዲ ሰብ ግን ብበደላት ይምህረካ እምበር ኣይብድለካን እዩ ። ካብቲ በደል እንተዘይ ተማሂርካ ግን ኩሉ ግዜ ከም በደል እምበር ከም ትምህርቲ ኣይትሓስቦን ኢኻ ። #mexhafsdetena #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktokthe #📚📚📚📚📚📚📚📚📚🥰🥰🥰 #📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚

About